ኣብ ትግራይ ክትባት ሕማም ንፍዮ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።

ትካል ዓለም ለኸ መድሕን ዩኒሴፍን ተሓጋገዝቶምን ኣብ ትግራይ ክትባት ሕማም ንፍዮ ከምዝጀመሩ መርበብ ሓበሬታ ኣል ዐይን…

ነበር ሚኒስትር ገንዘብ ሱዳን፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኮይኑ ከምዝምዘዝ ተገሊፁ።

ነበር ሚኒስትር ገንዘብ ሱዳን፡ ኢብራሂም ኣልባደዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ከምዘዝ ማዕኸናት ዜና ይፅብፅባ ኣለዋ። ኣቦ መንበር…

ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምፅናት ዘርኢ ተጋሩ ትመርሖ ብምህላዋ ምሕደራ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ከምዘጣይሹ መራሕቲ ሃይማኖት ተዛሪቦም።

ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ሕገ-እግዚኣብሄርን ሕገ ደንቢ እታ ቤተክርስትያንን ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ…

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ተጠርጢሩ ብኢንተርፖል ክድለ ዝፀንሐ ዮሃንስ ሃብተ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ተገሊፁ።

እዚ ዕሉል ዘይሕጋዊ መሰጋገሪ ሰባት ኮይኑ ክሰርሕ ዝፀንሐን ብደረጃ ዓለም ተደላዪ ገበነኛ ዝነበረን ዮሃንስ ሃብተ “ጆን”…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ካብ መንበረ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ ከምዝተኣለየ ኣፍሊጡ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣብዚ እዋን ሱዳን ኣብ “ሓደገኛ መቐይሮ” ከምዘላ ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ እታ…

ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሽዱስተ ኣዋርሕ ባንኪ ብምዕፃውን ሃፍቲ ተጋሩ ብምውራርን ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ይሰርሕ ምህላው ተፈሊጡ።

ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ግልጋሎት ባንኪ ብምቁራፅ ዝውውር ጥረ ገንዘብ ትግራይ ብምዕፃውን ሃፍቲ ተጋሩ ብምውራርን…

ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ነጋዶ ዝበፅሕ ዘሎ ኣብ መንነት ዝተደረኸ ፅንታ ከምዘተሓሳሰቦ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያን መዳርግቱን ኣንፃር ትግራይ ዝወልዕዎ ወራር ሃፍቲ ትግራይ ብስርዓታዊን ትሉምን ሜላ ምብራሶም ዝሓበረ ቤት ምኽሪ…

ትግራዋይ ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ ንብርክት ዝበለ ኣዋርሕ ደሃይ ስድራቤቱ ከምዘይረኸበ ገሊፁ።

ንሃገረ ጀርመን ዝጎዪ ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ ኣብታ ሃገር ብተደጋጋሚ ዓበይቲ ክብረ ወሰናት እናረኸበ ዝመፀ እንትኾን ኮይኑ…

ኣብ ሱዳን መዕቖቢ ስደተኛታት ኡሙራኩባ ንመበል ሳልሳይ ጊዜ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኩናት ስዒቡ ልዕሊ 70 ሽሕ ነባሪ ምዕራብ ትግራይ ናብ ጎረቤት ሃገር ሱዳን ምስዳዱ…

ተጋደልቲ ንኡስ ወለዶ ትግራይ ኣሰር ናይቶም ቀዳሞት ኣያታቶም ብምስዓብ ዓበይቲ ዓወታት የመዝግቡ ምህላዎም ተሓቢሩ።

መንእሰይ እዚ ዘመን ነቲ ከም ህዝቢ ንኸይህሉ ተሃቂንሉ ዝመፀ ሓደጋ ንምምካት ካብ ፖለቲከኛ፣ ሙሁር፣ተምሃራይ ኮታስ ንዓቕመ…

ግፍዒ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምቅላዕ ኣብ ዝተረኸቡ መድረኻትን ማሕበራዊ ርክባትን ብምኻድ ኩሉ ዓለም ንኽፈልጦ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠረ ኩናትን ክባን ዕፅዋን ንኸብቅዕን ኢሉ እዉን ማሕበረሰብ ዓለም ንኽፈልጦን ኣብ ዝተፈላለዩ…