ኣብ ዓፋር መዳጎኒ ማእከል ሰመራ ዝርከቡ ተጋሩ ከቢድ ግፍዒ ይበፅሖም ከምዘሎ ተገሊፁ

ነበር ዳሪክተር ኣጃንስ ፍርንስ ፕረስን ኣመንስቲ ኢንተርናሽናል ማእከላይ ምብራቅን ሰሜን ኣፍሪካን ራንዳ ሃቢብ ኣብ ሰመራ ተዳጊኖም…

ካብ መጀመርያ ንዘተ ድልው ነይርና ክብል ወኪል መንግስቲ ትግራይ ተዛሪቡ።

ተወካሊ መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ኣምባሳደር ፍስሃ ኣስገዶም ምስ ቢቢሲ ፎኮስ ኦን ኣፍሪካ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት መንግስቲ…

ኣብ ኤርትራ ኣስገዳድ ሃገራዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት እንዳገደደ ምምፅኡ ሑቡራት ሃገራት ሓቢሩ።

ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 20 ዓመት ዝቐጸለ ግዱድን “ገደብ-ኣልቦን ሃገራዊ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ቀንዲ ምንጪ ምግሃስ መሰላት” ከምዝኾነን…

ጆኖሳይድ ትግራይ ብደረጃ ዓለም ኣፍልጦ ክወሃቦ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ጆኖሳይድ ትግራይ ብደረጃ ዓለም ኣፍልጦ ክወሃቦ ጥራይ ዘይኮነስ ገበነኛታት ግቡእ ፍርዲ ክረኽቡን ህዝቢ ካሕሳ ክወሃቦን ይስራሕ…

ነበር ፕረዚዳንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ ተሸላሚ ሽልማት ሎሬት ሕርሻ ኮይኖም።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብ ብዝተፈላለየ ጀረጃ ሓላፍነት ክሳብ ፕረዚዳንት ኮይኖም ዘገልገሉ ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ ተዓዋቲ ሽልማት…

መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘተ ሰላም ብሓሙሽተ ነጥብታት ኣይዋገን ኢሉ።

ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ትማሊ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቡ። ብፍላይ…

ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ጋምቤላን ሎሚ ወጋሕታ ወተሃደራዊ ስርሒት ከምዘካየዱ ተገሊፁ።

ኣብ ዋና ከተማ ክልል ጋምቤላ ሎሚ ሰሉስ 7 ሰነ 2014 ዓ.ም ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ሰራዊት ናፅነት…

ብሕፅረት ናውቲ ሕክምና 32 ተሓከምቲ ከምዝሞቱ ሪፌራል ሆስፒታል ዓይደር ገሊፁ።

ብሕፅረት ናውቲ ሕክምና፣ መድሓኒትን ሕፅረት መብራህትን ካብ ሃንደበታዊ ጉዳያት ወፃኢ ስርሑ ደው ከምዘበለ ዝገለፀ ሆስፒታል ዓይደር…

መንግስቲ ትግራይ፡ ፈፀምቲ ገበናት ኲናት ናብ ፍርዲ ክቐርቡ ናብ ካውንስል ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራት ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳበ ፀዊዑ።

ፕረዝደት ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረ ሚካኤል ንፕረስደንት እቲ ካውንስል ኣምባሳደር ፌዴሪኮ ቪላጋስ ኣብ ዝለኣኽዎ ግልፂ ደብዳበ…

ስልጣነ ትግራይ ንምምንጣል ዝካየድ ወራር ብዘላቕነት ንምውሓስ ምስረታ ሃገር ቀዳምነት ክወሃቦ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ካብተን መስረትቲ ስልጣነታት ዓለም ሓንቲ ዝኾነት ትግራይ ንዘመናት ዓቂባ ዘፅነሐቶ ሃገረ መንግስትነታ ኣሕሊፋ ኣብ ዝሃበትሉ ቅፅበት…

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ጽባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቡ ካብቶም ኣባላት ዝቐረብሉ ሕቶ ከምዝምልስ ኣዲስ ስታንዳር ፀብፂቡ።

ኣብቲ ፅባሕ ዝግበር ዋዕላ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ ህልው ኩነታት እታ ዓዲ ኣመልኪቶም ሕቶታት ከምዘቅርቡን ርኢቶታቶም…

ኣብ ትግራይ ንቅያ ተጋድሎ ሓንቲ ክፍለ ሰራዊት እተዘንቱ መፅሓፍ ተመሪቓ።

ንስርሒት ሓንቲ ክፍለ ሰራዊት ትግራይ ከም ኣብነት ጌራ ዝተፅሓፈት “ንሕና እናሃለና ህዝቢ ትግራይ ኣይትበርስን” ብዝብል ዝተሰየመት…

ኣብ ትግራይ ዝተፈፀሙ ገበናት ኲናት ንምምርማር ዝተመረፀት ፋቱ ቤንሱዳ ካብ መዝነታ ከምዝወረደት ኣፍሊጣ።

ብመንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ከሙኡ እውን ብፍሉይ ሓይሊን ምልሻን ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀሙ ገበናትን ግህሰት ሰብኣዊ…

ንተወሳኺ ምርመራ ተላኢኹ ዝፀንሐ ኣስከሬን ስነጥበባዊ ዳዊት ነጋ ናብ መንበሪ ገዝኡ ተመሊሱ።

ኣብ ርእሰ ከተማ ትግራይ መቐለ ከባቢ እንዳ ማርያም ተወሊዱ ዝዓበየን ካብ ወዲ 15 ዓመት ዕድመኡ ኣትሒዙ…

Western Tigray remains a non-negotiable part of Tigray, we remain committed to liberating it, peacefully or otherwise!

(Statement by the Government of Tigray on the Status of Western Tigray) The government of Tigray…

“መራሕቲ ትግራይ ሕቶ ወልቃይት ብከይዲ ክገድፍዎ ከምዝኽእሉ ምልክታት ኣለዉ’’ ክብል Le Monde ፀብፂቡ።

ነዚ ስዒቡ ”መሬትና ክነምልስ ኢና፣ ነቲ ፅሑፍ እውን መልሲ እውን ክንህበሉ ኢና” ክብሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…

ኣብ ጆኖሳይድ ትግራይ ላዕለዋይ ኢድ ዘለዋ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ንጠቕላሊ ቤተ ክህነት ትግራይ ዘየካተተ 95 ሚልዮን ብር መዲባ።

ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፡ ዝሓለፈ 18 ግምቦት 2014 ዓ/ም ብመሰረት ዘፅደቖ ውሳነ ብወቕታዊ ፀገማት…

ፌስቡክ ብትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኣፋን ኦሮሞን ዝቐርቡ ዘረባታት ፅልኢ ክመሚ ኣይክኣለን።

ኩባንያ ፌስቡክ ብትግርኛ ብኣምሓርኛን ኣፋን ኦሮሞን ዝተልኣኹሉ ፅልኢ ዝገልፁ፣ ናዕብ ዝቕስቅሱን ክብሪ ሰብ ዘናእሱን መልእኽትታት ካብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ ትሕዝቶ ተመንጢላ።

ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ በርበራ እትውንኖ ዝነበረት 19 ሚእታዊ ትሕዝቶ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተመንጠለት ንመንግስቲ ሶማሊ ላንድ ብምጥቃስ…

ኣብ ትግራይ ንዝተፈፀመ ገበናት ኲናት ንምምርማር ሑቡራት ሃገራት ዘውፀኦ መደብ ኢትዮጵያ ተቐባልነት የብሉን ኢላ።

ኣብ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ንዝተፈመፁ ገበናት ኲናት ዳግማይ ንምፅናዕ ሑቡራት ሃገራት ዝሓዞ መደብ ብወገን ኢትዮጵያ…