ካብ ስርዓት ህግደፍ ዘምለጡ ወተሃደራት ኤርትራ ኢዶም ንሰራዊት ትግራይ ከምዝሃቡ ተገሊፁ።

እቶም ቁፅሮም ብንፁር ዘይተፈለጠ ወተሃደራት ኤርትራ ብሸነኽ ገርሁ ስርናይን ብዛላምበሳን ናብ ትግራይ ከምዝኣተው ተሌቭዥን ትግራይ ፀብፂቡ።…

ትግራይዋይ ዶክተር ዘሪሁን ኣበበ ዋና ዳይሬክተር ሪፈራል ሆስፒታል ሩዋንዳ ኮይኑ ክመርሕ ተሓርዩ።

ትግራዋይ ዶክተር ዘሪሁን ኣበበ ኣብ ሃገረ ሩዋንዳ ኣብቲ ዝዓበየ መንግስታዊ ሆስፒታል ኪንግ ፋይሳል ሪፈራል ሆስፒታል ዋና…

ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ መሰረታዊ ኣገልግሎት ትግራይ ናብ ንቡር ክምለስ ፀዊዑ።

ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዝግበር…

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ መሰረታዊ ቀረባት ኣስታት 200 ሽሕ ህዝቢ ከምዝሞተ ትካል ሰላም ዓለም ኣቃሊዑ።

ትካል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ጥምየት የለን ክብል ከምዝተዛረበ ሓቢሩ። እቲ ትካል…

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዘሎ ጥምየት ከይፍለጥ ይዕፍን ኣሎ” ክብል ማርክ ሎውካክ ገሊፁ።

ነበር ኣተሓባባሪ ህፁፅ ሓገዛት ሕቡራት ሃገራት ማርክ ሎውካክ ብሰሉስ ኣብ ዝነበረ “Overseas Development Institute” ኣብ ዘዳለዎ ናይ…

ወድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ንተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ብግዝያውነት ካብ ውድባዊ ሓላፍነት ምእጋዱ ኣፍሊጡ።

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ባይቶና ንነበር ኣቦ ወንበርን ስራሕ ፈፃሚን ርክብ ህዝቢን እቲ ውድብ  ተጋዳላይ ኪዳነ…

ፕረዚዳንት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ንዓለምለኸ ማሕበር ሙሁራን ትግራይ ንመኸተ ትግራይ ንዝገበሮ ኣበርክቶ ኣመስጊኑ።

ዶክተር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል፡ ምስ ማሕበር ሙሁራን ትግራይ ኣብ ዝገበሮ ዘተ እቲ ማሕበር ንመኸተ ትግራይ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ…

ልዕሊ 12 ሽሕ ተጋሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ተኣሲሮም ከምዘለው ተሓቢሩ።

ካብ ከተማ ኣብዓላ ተወሲዶም ኣብ ዋና ከተማ ክልል ዓፋር ሰመራ ተኣሲሮም ዝርከቡ ተጋሩ ብኣልማሚት ከካብ ገዝኦም…

ኣብ ትግራይ ብዝተወሰነ መልክዑ ትምህርቲ ምጅማሩ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ገሊፆም።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተኸፈተ ኲናት ምኽንያት ሰገናት ትግራይ ካብ ትምህርቲ ርሒቖም ዝፀንሑ እንትኾን ካብ ቀረባ ግዘ…

ባይቶ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኲናት ደው ክብል ከምዝፀወዐ ተገሊፁ።

ንስርዓት ኢትዮጵያ ዝመርሕ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና ዝርከበሉ ሓበራዊ ደቂኣንስትዮ ፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ ሐዚ ምስ ትግራይ ኮነ ምስ…

ኢትዮጲያ ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ድርቂ ከምዘጋጠማ ኦቻ ሓቢሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ብተከታታሊ ዘጋጠመ ናይ ድርቂ ኩነታት ልዕሊ ሸውዓተ ነጥቢ ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ህጹጽ ሰብኣዊ…

ምክትል ጠቅላይ ሚኒስተር ደመቀ ሞኮነን ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ክግደብ ጸዊዑ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንኣዋርሕ ዕጽዋን ክባን ኣንቢሩ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ ብሰብኣዊ ትካላት ኣቢሉ ዝኣትው…

ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ክኸውን ጐስጓስ ተጀሚሩ።

ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ረሺድ ዓብዲ ፣ ኖርዊጃዊ ኮሚቴ ሽልማት ሰላም ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈጸሞ ጌጋ…

ኣብ መዋሰኒ ከባብታት ዓፋርን ኣምሓራን ሓድሽ ግጭት ከምዝተወለዐ ተገሊፁ።

ኣብ መዋሰኒ ከባብታት ዓፋርን ኣምሓራን ሓድሽ ጎንፂ ከምዝተልዓለን ህይወት ሰብን ንብረትን ከምዝጠፍአ ፍልፍላት ገሊፆም። እቲ ግጭት…

ወኪላት መንግስቲ ትግራይን ሶማልያን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራኸቡ መርበብ ሓበሬታ ሶማሊ ስታር ፖስት ሓቢራ።

ኣማኻሪት ድሕነት ፕረዚደንት ሶማልያ ሑሴን ዓሊ ምስ ወኪላት መራሕቲ ትግራይ ኣብ ጁቡቲ ከምዝተራኸቡ ተገሊፁ። ክልቲኦም ኣካላት…

“ፖለስ ከም ትካል እዩ ጠሊሙና” ክብል ፕረዚዳንት ትግራይ ዶክተር ደብረ

ኣብ ትግራይ ኣብ ከተማታት ይረአ ንዘሎ ክትራን፣ ስግኣት ፀጥታን ፀገም ውሕስና ሰላምን ካብ ነበርቲ ንዝተልዓለ ሕቶታት…

ካብ 100 ፀለዉቲ ዝኾነት ትምኒት ገብሩ ጆኖሳይድ ተፈፂሙ ብምባላ ምፍርራሕ ከምዝበፅሓ ሓቢራ።

ትምኒት ገብሩ(ዶ/ር) ኣብ ዩኒቨርቲ ካሊፎርንያ ክፍሊ ትምህርቲ ኢንፎርሜሽን በርክለይ ኣብ ዝገብረቶ መደረ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ…

ኢንግሊዝ ፈላሞት ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ናብ ሩዋንዳ ከምእትምልስ ኣፍሊጣ።

ኢንግሊዝ ብመሰረት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ምስ መንግስቲ ሩዋንዳ ዝበጽሓቶ ስምምዕ፡ ናይ መጀመርታ ናብታ ሃገር ዝምለሱ ሓተትቲ…

”መዋፅኦ ትግራይ እንታይ እዩ?” ዝብልን ካልኦት ብዙሓት ክትዓዊ ሜላ ዝሓዙ ፅሑፋትን ዝሓዘት 7ይ ሕታም ”ረመፅ-ልሳን ቃልሲ መፅሄት” ሙሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ኣለኩም።

”We Will Erase You from This Land” The Amharas to Tigrayans in Western Tigray.

Crimes against humanity and ethnic cleansing in Ethiopia’s western Tigray -Joint report of HRW & AI.