Latest
ወድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ንተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ብግዝያውነት ካብ ውድባዊ ሓላፍነት ምእጋዱ ኣፍሊጡ።
ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ባይቶና ንነበር ኣቦ ወንበርን ስራሕ ፈፃሚን ርክብ ህዝቢን እቲ ውድብ ተጋዳላይ ኪዳነ…
ፕረዚዳንት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ንዓለምለኸ ማሕበር ሙሁራን ትግራይ ንመኸተ ትግራይ ንዝገበሮ ኣበርክቶ ኣመስጊኑ።
ዶክተር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል፡ ምስ ማሕበር ሙሁራን ትግራይ ኣብ ዝገበሮ ዘተ እቲ ማሕበር ንመኸተ ትግራይ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ…
ልዕሊ 12 ሽሕ ተጋሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ተኣሲሮም ከምዘለው ተሓቢሩ።
ካብ ከተማ ኣብዓላ ተወሲዶም ኣብ ዋና ከተማ ክልል ዓፋር ሰመራ ተኣሲሮም ዝርከቡ ተጋሩ ብኣልማሚት ከካብ ገዝኦም…
ኣብ ትግራይ ብዝተወሰነ መልክዑ ትምህርቲ ምጅማሩ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ገሊፆም።
ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተኸፈተ ኲናት ምኽንያት ሰገናት ትግራይ ካብ ትምህርቲ ርሒቖም ዝፀንሑ እንትኾን ካብ ቀረባ ግዘ…
ባይቶ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኲናት ደው ክብል ከምዝፀወዐ ተገሊፁ።
ንስርዓት ኢትዮጵያ ዝመርሕ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና ዝርከበሉ ሓበራዊ ደቂኣንስትዮ ፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ ሐዚ ምስ ትግራይ ኮነ ምስ…
ኢትዮጲያ ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ድርቂ ከምዘጋጠማ ኦቻ ሓቢሩ።
ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ብተከታታሊ ዘጋጠመ ናይ ድርቂ ኩነታት ልዕሊ ሸውዓተ ነጥቢ ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ህጹጽ ሰብኣዊ…
ምክትል ጠቅላይ ሚኒስተር ደመቀ ሞኮነን ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ክግደብ ጸዊዑ።
ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንኣዋርሕ ዕጽዋን ክባን ኣንቢሩ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ ብሰብኣዊ ትካላት ኣቢሉ ዝኣትው…
ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ክኸውን ጐስጓስ ተጀሚሩ።
ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ረሺድ ዓብዲ ፣ ኖርዊጃዊ ኮሚቴ ሽልማት ሰላም ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈጸሞ ጌጋ…
ኣብ መዋሰኒ ከባብታት ዓፋርን ኣምሓራን ሓድሽ ግጭት ከምዝተወለዐ ተገሊፁ።
ኣብ መዋሰኒ ከባብታት ዓፋርን ኣምሓራን ሓድሽ ጎንፂ ከምዝተልዓለን ህይወት ሰብን ንብረትን ከምዝጠፍአ ፍልፍላት ገሊፆም። እቲ ግጭት…
ወኪላት መንግስቲ ትግራይን ሶማልያን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራኸቡ መርበብ ሓበሬታ ሶማሊ ስታር ፖስት ሓቢራ።
ኣማኻሪት ድሕነት ፕረዚደንት ሶማልያ ሑሴን ዓሊ ምስ ወኪላት መራሕቲ ትግራይ ኣብ ጁቡቲ ከምዝተራኸቡ ተገሊፁ። ክልቲኦም ኣካላት…
“ፖለስ ከም ትካል እዩ ጠሊሙና” ክብል ፕረዚዳንት ትግራይ ዶክተር ደብረ
ኣብ ትግራይ ኣብ ከተማታት ይረአ ንዘሎ ክትራን፣ ስግኣት ፀጥታን ፀገም ውሕስና ሰላምን ካብ ነበርቲ ንዝተልዓለ ሕቶታት…
ካብ 100 ፀለዉቲ ዝኾነት ትምኒት ገብሩ ጆኖሳይድ ተፈፂሙ ብምባላ ምፍርራሕ ከምዝበፅሓ ሓቢራ።
ትምኒት ገብሩ(ዶ/ር) ኣብ ዩኒቨርቲ ካሊፎርንያ ክፍሊ ትምህርቲ ኢንፎርሜሽን በርክለይ ኣብ ዝገብረቶ መደረ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ…
ኢንግሊዝ ፈላሞት ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ናብ ሩዋንዳ ከምእትምልስ ኣፍሊጣ።
ኢንግሊዝ ብመሰረት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ምስ መንግስቲ ሩዋንዳ ዝበጽሓቶ ስምምዕ፡ ናይ መጀመርታ ናብታ ሃገር ዝምለሱ ሓተትቲ…
ብዙሓት ሰለማውያን ተጋሩ ዝቐተሉን ዝዓመፁን ምሩዃት ወተሃደራት ኤርትራ ምስክርነቶም ሂቦም ።
እቶም ኣብዚ ቕንያት ብሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ዝተማረኹ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሽረ ጀሚሩ ክሳብ ዓድግራት ሓያሎ…
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን 12 ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ከምዝቐተሉ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣፍሊጡ።
ንዓሰርተታት ዓመታት ብቢልዮናት ዝተሃነፀ ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ብትሉም ኣካይዳ ብሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ምዕናው ዝሓበረ ምክትል ፕሬዝዳንት ምሕደራን…
”We Will Erase You from This Land” The Amharas to Tigrayans in Western Tigray.
Crimes against humanity and ethnic cleansing in Ethiopia’s western Tigray -Joint report of HRW & AI.
ሰብኣዊ ሓገዝ ንምሕላፍ ዝተገበረ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ብዘይምትግባሩ ህይወቶም ንምውሓስ ተስፋ ከምዝሰኣኑ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተዛሪቦም።
ብሰንኪ ፖሊሲ ምፅናት ዘርኢ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሕሱም ጥሜትን ሞትን ዝተቓለዐ ህዝቢ ንምውሓስ ማሕበረሰብ ዓለም ግብራዊ ስጉምቲ…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራ ክትግበር ዝኽእል H.R. 6600 ዝተሰመየ እገዳ ክትገብር ከምእትኽእል ተገሊፁ።
እዚ ብኣባል ኮንግረስ ቶም ማሊኖወስኪ (ኒው ጀርሲ) ናብ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ዝቐረበ እማመ ተፈጻሚ እንተኾይኑ…