ኣብ ከተማ ኣኽሱም ብወረርቲ ሓይልታት ዝተፈፀመ ጅምላዊ ጨፍጫፍ እተዘንቱ መፅሓፍ ንንባብ በቒዓ።

ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀሙዎ ጆኖሳይድ፡ ብፍሉይ ድማ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ከተማ ኣኽሱም…

ኣብ ጥምየት ንዘሎ ህዝቢ ትግራይ ንምብጻሕ ዓለም ለኻዊ ግብረ-ሰናይ ጉጅለ ምጥያሽ ከምዘድሊ ተሓቢሩ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዘንበሮ ዕጽዋ ኣብ ጥምየት ንዘሎ ህዝቢ ንምብጻሕ ዓለም ለኻዊ ግብረ-ሰናይ…

ፕሬዝደንት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ስሪላካዊት ራዲካ ኮማራስዋሚ ኣባል ዓለም ለኻዊ ኮሙሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዝተፈጸሙ ገበናትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ንከጻሪ ብውድብ ሕብራት ሃገራት…

ሕብረት ኣፍሪካን( AU) ኢጋድን(IGAD) ኣብ ዶብ ሱዳን ኢትዮጲያ ተፈጢሩ ዘሎ ጎንፂ ከምዝተሓሳሰቦምን እቲ ኩነታት ካብ ዘጋድዱ ተግባራት ክቑጠቡ ፀዊዖም።

ፕሬዝደንት ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ ማሃመት ኣብ መንጎ ኢትዮጲያን ሱዳንን እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ወታደራዊ ውጥረት ኣዝዪ…

ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፕሮፖጋንዳ ብደም ዝጠልቀየ ስርዓት ኢሳያስ ክታለል ከምዘይብሉ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓቢሩ።

ኣብ መንጎ ህዝብታት ኣፈላላይ ክፈጥርን ዳግም ክዳመን ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ዝነዝሑ ካብ ዘለዉ ኣመራርሓን ሰራዊትን ኤርትራ…

ቤት ፅሕፈት ዝምድናታት ትግራይ፡ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ መዋጥር እንትኣቱ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተለመደ ጠቐነ ከምዘካይድ ገሊፁ።

ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኢትዮጵያ ዘጋጠሞ ተቓውሞን ምስ ሱዳን ዘጋጠሞ ተፃብኦን እቲ ዝተለመደ…

ሓይሊ ኣየር ሱዳን፡ ኣብ ልዕሊ መዓስከር ወተሃደራት ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ኣካይዱ።

ሓይሊ ኣየር ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኣብ ከባቢ ኣል ፋሽቃ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ መዓስከር ወተሃደራት ኢትዮጵያ ደብዳብ…

ሱዳን፡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሕነ ናይ ምፍዳይ ስጉምቲ ከምዝቐፀለቶ ተገሊፁ።

ብመሰረት ማዕኸናት ዜና ሱዳን ዘውፀኣኦ ሓበሬታ ሰራዊት ሱዳን ኣካል ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝኾነ ከተማ በረከት ከምዝተቖፃፀረ…

ውድብ ብልፅግና ንጉዳይ ዘተ ሰላም ትግራይ ኣመልኪቱ ነኒባዕሉ ዝገራጮ መግለፂ ኣውፂኡ።

ውድብ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኲናት ትግራይ ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ ብዝቐርቡ ኣማራፂታት…

ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኹናት ዘርኢ ምፅናት ኣብዚ ኹሉ ኸበባን ዕፅዋን ኮይኑ ከመይ ቀልቢ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ?

ኣብ ትግራይ ንዝበፅሐ የዕናዊ ኹናት ዘርኢ ምፅናት ንምዝንታውን ንምፅብፃብን ግደ ምስልታት ሳትላይት ዕውት ተራ ተፃዊቱ እዩ።…

ሰራዊት ሱዳን ሕነ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተቐትሉ ሰራዊቱ ከምዝምልስ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ፡ ዝማረኹዎም ኣባላት ሰራዊትን ሲቪላትን ሱዳን ብምቕታል ኣስከሬኖም ኣብ ጎደናታት ክዝርጋሕ…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዓፋር ብግፍዒ ተዳጒኖም ዘለው ተጋሩ ንሂወቶም ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከምዘለው ኣፍሊጡ።

ካብ ሽኸት ብሓይሊ ብፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ተጨውዮም ናብ ሰመራ ዝተወሰዱ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ንሂወቶም ኣብ ዘስግእ…

ህዝቢ ትግራይ፡ ረዲኤት ጥራይ ዘይኮነስ ቀረብ ነዳዲ ከምዘድልዮ ኮንግረስማን ብራንድ ሼርማን ፀዊዑ።

ኮንግረስማን ብራምድ ሸርማን፡ ካብ ሓላፊ ጉዳያት ኢትዮጵያን ማዕኸን ዲፕሎማሲ ትሬሲ ኣንጆኮብሰንን ብዝሃብዎ መብርሂ ሕጉስ ከምዝኾነ ሓቢሩ።…

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝነብሮ ውክልና ኣልዒለ እየ ኢሉ።

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ባይቶና ተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ነቲ ውድብ ወኪሉ ኣብ ቤት ምክሪ ተወኸልቲ ህዝቢ…

ሕርሻዊ ዓርሰ-ምርኮሳ ምህርቲ ኣብ ዝሕፈሰሉ ወቕቲ ኲናት ብምጅማሩ ህዝቢ ንከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ከምዘቃለዖ ተሓቢሩ።

ብሰንኪ ፖሊሲ ኩለመዳይ ዕፅዋ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀረብ ዘመናዊ ዱኽዒን ምሩፅ ዘርኢን ምርካብ ስለዘይተኽኣለ ቅልውላው ትግራይ ክናዋሕ…

እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ንብረት ዝፀዓነት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባፅዕ ከምዝተርኣየት ተሓቢሩ።

እታ ሃረር ዝተብሃለት መርከብ ኢትዮጵያ፡ ካብ 15 ክሳብ 18 ሰነ 2022 እንታይነቱ ዘይተነፀረ ኣቕሑ ዝሓዘ ኮንቴይነራት…

ብሰንኪ ሕፅረት ነዳዲ ስርሑ ደው ዘበለ ነዳዲ መዕረፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ስርዓት ኢትዮጵያ ንፖሎቲካዊ ሃልኪ ከምዝተጠቐመሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቢሩ።

ብሰንኪ ሕፀረት ነዳዲ ንግዚኡ ስርሑ ደው ዘበለ ዓለምለኸ መዕረፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ፡ ስርዓት ኢትዮጵያ ንፖሎቲካዊ…

ውድብ ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት (FAO) ሓረስቶት ትግራይ ህጹጽ ሓገዝ ክረኽቡ ጸዊዑ።

ውድብ ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ሓረስቶት ትግራይ ዋና ወቅቲ ዝራእቲ ከምልጦም ኣብ ዝክእል ከቢድ ሓደጋ ከምዘለዎ…

መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ መጠንቀቕታ ሂቡ።

መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ ዘይተረጋገዐ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ኩነታት እታ ሃገር መሰረት ብምግባር መጠንቐቕታ…

ባህግና ብሰላማዊ ዘተ ነረጋግፀሉ ዕድል እንተሃልዩ ክንጥቀም ኢና ክብል ኣባል ማእኸላይ ኮማንድ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ።

ይኹን እምበር መንግስቲ ኤርትራ ዝተወጠነ ሰላማዊ ድርድር ንምትዕንቓፍ መሬት ትግራይ ጎቢጡ ተወሳኺ ወተሃደራዊ ትንኮሳ የካይድ ምህላው…