Latest
The Confrontation between Tigray and the Guardian
The Guardian, a UK-based media featured yesterday an investigative article titled “‘It’s death either way’: desperate…
ልዕሊ 1.2 ሚልዮን መራሕቲ ስድራ ዘካትት መፅናዕቲ ገዛ ንገዛ ንምክያድ ይሰርሕ ከምዘሎ ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ብተወሳኺ 57 ሚእታዊ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝርገሐ ፆታዊ መጥቃዕቲ ንምድህሳስ ኣብቲ መፅናዕቲ ከምዝሳተፋ ሓቢሩእቲ ኮምሽን…
ሆስፒታል ዓይደር፡ ግልጋሎት ብምቁራፁ ተገልገልቲ ኣብ ከቢድ ፀገም ከምዝወደቑ ተሓቢሩ።
ኣብ ትግራይ እቲ ዝዓበየ ትካል ጥዕና ኮምፕረሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ብሰንኪ ሕፅረት መሳርሒ ሕክምና፣ መድሓኒትን ነዳዲን…
ፍሉይ ተወካሊ ሰብኣዊ መሰላት ሕብረት ኣውሮጳ፡ ንገበናት ኲናት ከፃሪ ዝተመዘዘ ዓለም ለኻዊ ጉጅለ ስርሑ ክጅምር ምስኢትዮጵያ ከምዝዘተየ ተሓቢሩ።
ፍሉይ ተወካሊ ሰብኣዊ መሰላት ሕብረት ኣውሮጳ ኢሞር ጊልሞር ምስ ሚኒስትር ፍትሒ ኢትዮጲያ ጌድዮን ጢሞቴዎስ ኣብ ዝነበሮ…
ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ስጉምቲ ክወሰድ ሂማን ራይትስ ዎች ፀዊዑ።
ቤት ፅሕፈት ወጻኢ ጉዳይ ሕብረት ኣውሮጳ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣብ ብራስለስ ኣኬባ ክገብሩ ምዃኖም ኣመልኪቱ ብሂማን…
ድምፂ ወያነ ትግራይ ንዳያስፖራ ትግራይ ፕሮግራም ኣየር ሰዓት ከምዘዳለት ሓቢራ።
ዳያስፖራ ትግራይ፣ ኣምባሳደራት ትግራይ ብምዃን ፀሓይን ቁርን ከይሰኮኖም ንኣስታት ክልተ ዓመት ድምፂ ህዝቦም ብምዃን ከምዘገልገሉ ድምፂ…
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ መድረኽ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣዳልያ።
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ ብምኽንያት ብዘፈር ሕርሻ ንዝረኸብዎ መዓርግ ሎሬት ዓለም መድረኽ ምስጋናን እንኳዕ…
ተጋሩ ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምዃን ተዓዊተን።
ኣብ ኖርወይ ከተማ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ዳይመንድ ሊግ ብ5 ሽሕ ሜትሮ ርሕቐት ተጋሩ…
ኣብ ዓፋር መዳጎኒ ማእከል ሰመራ ዝርከቡ ተጋሩ ከቢድ ግፍዒ ይበፅሖም ከምዘሎ ተገሊፁ
ነበር ዳሪክተር ኣጃንስ ፍርንስ ፕረስን ኣመንስቲ ኢንተርናሽናል ማእከላይ ምብራቅን ሰሜን ኣፍሪካን ራንዳ ሃቢብ ኣብ ሰመራ ተዳጊኖም…
ካብ መጀመርያ ንዘተ ድልው ነይርና ክብል ወኪል መንግስቲ ትግራይ ተዛሪቡ።
ተወካሊ መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ኣምባሳደር ፍስሃ ኣስገዶም ምስ ቢቢሲ ፎኮስ ኦን ኣፍሪካ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት መንግስቲ…
ኣብ ኤርትራ ኣስገዳድ ሃገራዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት እንዳገደደ ምምፅኡ ሑቡራት ሃገራት ሓቢሩ።
ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 20 ዓመት ዝቐጸለ ግዱድን “ገደብ-ኣልቦን ሃገራዊ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ቀንዲ ምንጪ ምግሃስ መሰላት” ከምዝኾነን…
ጆኖሳይድ ትግራይ ብደረጃ ዓለም ኣፍልጦ ክወሃቦ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ጆኖሳይድ ትግራይ ብደረጃ ዓለም ኣፍልጦ ክወሃቦ ጥራይ ዘይኮነስ ገበነኛታት ግቡእ ፍርዲ ክረኽቡን ህዝቢ ካሕሳ ክወሃቦን ይስራሕ…
ነበር ፕረዚዳንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ ተሸላሚ ሽልማት ሎሬት ሕርሻ ኮይኖም።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብ ብዝተፈላለየ ጀረጃ ሓላፍነት ክሳብ ፕረዚዳንት ኮይኖም ዘገልገሉ ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ ተዓዋቲ ሽልማት…
መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘተ ሰላም ብሓሙሽተ ነጥብታት ኣይዋገን ኢሉ።
ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ትማሊ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቡ። ብፍላይ…
ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ጋምቤላን ሎሚ ወጋሕታ ወተሃደራዊ ስርሒት ከምዘካየዱ ተገሊፁ።
ኣብ ዋና ከተማ ክልል ጋምቤላ ሎሚ ሰሉስ 7 ሰነ 2014 ዓ.ም ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ሰራዊት ናፅነት…
ብሕፅረት ናውቲ ሕክምና 32 ተሓከምቲ ከምዝሞቱ ሪፌራል ሆስፒታል ዓይደር ገሊፁ።
ብሕፅረት ናውቲ ሕክምና፣ መድሓኒትን ሕፅረት መብራህትን ካብ ሃንደበታዊ ጉዳያት ወፃኢ ስርሑ ደው ከምዘበለ ዝገለፀ ሆስፒታል ዓይደር…
መንግስቲ ትግራይ፡ ፈፀምቲ ገበናት ኲናት ናብ ፍርዲ ክቐርቡ ናብ ካውንስል ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራት ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳበ ፀዊዑ።
ፕረዝደት ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረ ሚካኤል ንፕረስደንት እቲ ካውንስል ኣምባሳደር ፌዴሪኮ ቪላጋስ ኣብ ዝለኣኽዎ ግልፂ ደብዳበ…
ስልጣነ ትግራይ ንምምንጣል ዝካየድ ወራር ብዘላቕነት ንምውሓስ ምስረታ ሃገር ቀዳምነት ክወሃቦ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ካብተን መስረትቲ ስልጣነታት ዓለም ሓንቲ ዝኾነት ትግራይ ንዘመናት ዓቂባ ዘፅነሐቶ ሃገረ መንግስትነታ ኣሕሊፋ ኣብ ዝሃበትሉ ቅፅበት…
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ጽባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቡ ካብቶም ኣባላት ዝቐረብሉ ሕቶ ከምዝምልስ ኣዲስ ስታንዳር ፀብፂቡ።
ኣብቲ ፅባሕ ዝግበር ዋዕላ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ ህልው ኩነታት እታ ዓዲ ኣመልኪቶም ሕቶታት ከምዘቅርቡን ርኢቶታቶም…
ኣብ ትግራይ ንቅያ ተጋድሎ ሓንቲ ክፍለ ሰራዊት እተዘንቱ መፅሓፍ ተመሪቓ።
ንስርሒት ሓንቲ ክፍለ ሰራዊት ትግራይ ከም ኣብነት ጌራ ዝተፅሓፈት “ንሕና እናሃለና ህዝቢ ትግራይ ኣይትበርስን” ብዝብል ዝተሰየመት…