መንግስቲ አውስትራሊያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዝገበሮ ደብዳብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝፈጠረሉ ኣፍሊጡ።

ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣውስትራሊያ ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፡ ኣስታት ሓደ ዓመት ክመልኦ ዝተቓረበ ቅልውላው…

ኣብ መንጎ ትግራይን ኢትዮጵያን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ንምህዳእ፡ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራትን ኣባላት ባይቶ ፀጥታ እቲ ሕብረትን እወንታዊ ተርኦም ክፃወቱ ፃውዒት ቀሪቡ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተነቢሩ ዘሎ ኩለመዳይ ዕፅዋ ከብቅዕን በቲ ኲናት ንዝተጎድኡ ሓገዝ ንክበጽሖምን ዋና ፀሓፊ ሕቡራት…

ኣብ ትግራይ፡ ስልታዊ ገበን ኲናት ይፍፀም ከምዘሎ ላዕለዋይ ወኪል ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦረል ገሊፁ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ስልታዊ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል፣ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝፍፀም በደልን ገበን…

ኣብ ትግራይ ነቲ ዓለም ዘገረመ ጨፍጫፍ ርዋንዳ ዘንዕቕ ጽንተት ከምዝተፈጸመ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነበር ገሊጹ።

ኣብቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣጣይሽዎ ዝነበረ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ናይቲ ምምሕዳር ኮይኑ…

ህዝቢ ትግራይ፡ ካብ ዝኣተዎ ክባ ፈንፂሑ ንምውፃእ ንወረርቲ ሓይልታት ብዝርደኦም ቋንቋ ‘ሓይሊ ብረት’ ከምዝሕምሽሾም መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ።

ወረርቲ ሓይልታት፣ ኣብዞም ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ብቀንዱ ብወፍሪ ኣሉላ ኣባነጋ ሓየት ሰራዊት ትግራይ ሕቖኦም ጎዚዙ ምስ…

ግብፂ፡ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኲናት “ድሮን” ቱርኪ ንኢትዮጵያ ክትሸጠላ ምስምዕማዓ ከምዘቖጠዓ ገሊፃ።

ኢትዮጵያ፡ ስረሓት ቱርኪ ዝኾና “ባይራክተር ቲቢ2” ዝተባህላ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኲናት ነፈርቲ “ድሮን” ካብ ቱርኪ ንክትዕድግ…

ኣመሪካ፡ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝፀንሐት ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ “AGAOA” ደው ክተብሎ ከምእትኽእል ተገሊፁ።

ኣመሪካ፡ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝፀንሐት ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ “AGAOA” ደው ክተብሎ ከምእትኽእልን ኣብ ውሳነ ከምእትበፅሕን ተወካሊት…

ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይዴን፡ ኣብ ጉዳይ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ ምስ ፕረዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ መኺሩ።

ብመሰረት ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዘውፀኦ ፀብፃብ ከምዘመላኽቶ፡ ክልቲኦም መራሕቲ ንጉዳያት ሰብኣዊ መሰል፣ ዲሞክራሲ፣ ቁጠባዊ ምዕባለን…

ትካል ገንዘብ ዓለም “አይኤምኤፍ” ቀፃሊ ኩነታት ቁጠባ ኢትዮጵያ እንታይ ክኸውን ከምዝኽእል ንምእማት ተጸጊመ ኢሉ።

ትካል ገንዘብ ዓለም “አይኤምኤፍ” ካብ ዝቕፅል 2022 ክሳብ 2026 ዓ/ም/ፈ ኢትዮጵያ ዝህልዋ ድምር ምህርቲ ዕብየት “ጂዲፒ”…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ነበር ሓጂ ስዩም ኣወል፡ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ትግራይ ተጸምቢሩ።

ህዝቢ ዓፋር፡ ስርዓት ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅእ ናብዚ መሰል ዓርሰ ውሳነኡ ተመንጢሉ ብምስለነ እቲ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተንዮ ብሊንከን ኣብ ጉዳይ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ምስ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሳጎን ኣባሳንጆን ዘትዩ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ኣንተንዮ ብሊንከን ምስ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሳጎን ኣባሳንጆን ንጉዳይ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ…

ንብረት ማሕበር ልምዓት ትግራይ፡ ከምዝዓነወን ከምዝተዘመተን ተገሊፁ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ምስ መሻርኽቱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈትዎ ወራር ስዒቡ፣ህዝብና ኣብ ታሪኹ ርእይዎ ዘይፈልጥ ሞት፣…

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ፡ “ምስ መንግስቲ ግብፂ ንምዝታይ ቅሩብ’የ” ኢሉ ንፕረዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ዝኣተዎ መጽብዓ ከምዝጠለመ ተገሊፁ።

እቲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ብምግባር ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዝተራኸበ ፕረዚዳንት ደቡብ ሱዳን…

መንግስቲ ኢንግሊዝ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቕመጡ ዜጋታቱ ኣብ ዝተፈላለየ ከባብታት እታ ሃገር ንኸይንቀሳቐሱ ኣጠንቂቑ።

መንግስቲ ኢንግሊዝ፡ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ኲናትን ፀገም ፀጥታን ዜጋታቱ ኣብ ዝተፈላለየ ከባብታት እታ ሃገር…

ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ትግራይ መሊስካ ንምጉባጥ ዘካይዶ ወራር ንምምካት ሰራዊት ትግራይ ኣብ ሙሉእ ብቕዓትን ድልውነትን ከምዘሎ ወተሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ሓቢሩ።

ሰራዊት ኢትዮጵያ ንተኸታታሊ ኣርባዕተ መዓልትታት ብኹሉ ኣንፈት ሰፊሕ ብነፈርቲ፣ ድሮንን ደብዳብ ከቢድ ብረትን ውሱን ምንቅስቓስ ኣጋር…

ሳልሳይ ዙርያ ዓመታዊ ጉዕዞ ” ማህሌተ ጉማየ ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ተኸቢሩ።

ካብ ዓዲ ወፃኢ ንፈለማ እዋን ሳልሳይ ዙርያ ዓመታዊ ጉዕዞ ጉዕዞ ” ማህሌተ ጉማየ ዓውዶውር ኣብ ፍራንክፈርት…

ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ፓሎቲካዊ ዛዕባ ከምዘይብሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ገሊፁ።

ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ፓሎቲካዊ ዛዕባ ከምዘይብሉ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ትውተር ገፁ…

ሕብረት ኣውሮፓ፡ ቅልውላው ኲናት ትግራይ ንምህዳእ ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ክኣቱ ንሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ።

ኣባላት ባይቶ ሕብረት ኣውሮፓ፡ ብኲናት ኣብ ዝተሃሰየ ከባቢ ዘለው ህዝብታት ሰብኣዊ ሓገዝ ምእንታን ክበፅሖም እቲ ኲናት…

መንግስቲ ኣመሪካ፡ ኣብ ልዕሊ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እገዳ ከንብር ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ

ምምሕዳር ጆ ባይደን፡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ንኸብቅዕ ኩሉ ዓይነት ኣማራፂ ከም እትጥቀምን ነቲ ጎንፂ ከቐፅሉ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓነት ነፋሪት “ኤየር ባግ” ሕብረት ኣውሮፓ መቐለ ከምዝኣተወት ተሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኩሎም ዓይነታት ኣገልግሎት ከይትረክብ ብኹሉ ሸነኽ ንዝዓፀዋ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓነት ነፋሪት ” ኤየር…