Latest
ውድብ ብልፅግና ንጉዳይ ዘተ ሰላም ትግራይ ኣመልኪቱ ነኒባዕሉ ዝገራጮ መግለፂ ኣውፂኡ።
ውድብ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኲናት ትግራይ ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ ብዝቐርቡ ኣማራፂታት…
ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኹናት ዘርኢ ምፅናት ኣብዚ ኹሉ ኸበባን ዕፅዋን ኮይኑ ከመይ ቀልቢ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ?
ኣብ ትግራይ ንዝበፅሐ የዕናዊ ኹናት ዘርኢ ምፅናት ንምዝንታውን ንምፅብፃብን ግደ ምስልታት ሳትላይት ዕውት ተራ ተፃዊቱ እዩ።…
ሰራዊት ሱዳን ሕነ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተቐትሉ ሰራዊቱ ከምዝምልስ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ፡ ዝማረኹዎም ኣባላት ሰራዊትን ሲቪላትን ሱዳን ብምቕታል ኣስከሬኖም ኣብ ጎደናታት ክዝርጋሕ…
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዓፋር ብግፍዒ ተዳጒኖም ዘለው ተጋሩ ንሂወቶም ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከምዘለው ኣፍሊጡ።
ካብ ሽኸት ብሓይሊ ብፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ተጨውዮም ናብ ሰመራ ዝተወሰዱ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ንሂወቶም ኣብ ዘስግእ…
ህዝቢ ትግራይ፡ ረዲኤት ጥራይ ዘይኮነስ ቀረብ ነዳዲ ከምዘድልዮ ኮንግረስማን ብራንድ ሼርማን ፀዊዑ።
ኮንግረስማን ብራምድ ሸርማን፡ ካብ ሓላፊ ጉዳያት ኢትዮጵያን ማዕኸን ዲፕሎማሲ ትሬሲ ኣንጆኮብሰንን ብዝሃብዎ መብርሂ ሕጉስ ከምዝኾነ ሓቢሩ።…
ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝነብሮ ውክልና ኣልዒለ እየ ኢሉ።
ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ባይቶና ተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ነቲ ውድብ ወኪሉ ኣብ ቤት ምክሪ ተወኸልቲ ህዝቢ…
ሕርሻዊ ዓርሰ-ምርኮሳ ምህርቲ ኣብ ዝሕፈሰሉ ወቕቲ ኲናት ብምጅማሩ ህዝቢ ንከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ከምዘቃለዖ ተሓቢሩ።
ብሰንኪ ፖሊሲ ኩለመዳይ ዕፅዋ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀረብ ዘመናዊ ዱኽዒን ምሩፅ ዘርኢን ምርካብ ስለዘይተኽኣለ ቅልውላው ትግራይ ክናዋሕ…
እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ንብረት ዝፀዓነት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባፅዕ ከምዝተርኣየት ተሓቢሩ።
እታ ሃረር ዝተብሃለት መርከብ ኢትዮጵያ፡ ካብ 15 ክሳብ 18 ሰነ 2022 እንታይነቱ ዘይተነፀረ ኣቕሑ ዝሓዘ ኮንቴይነራት…
ብሰንኪ ሕፅረት ነዳዲ ስርሑ ደው ዘበለ ነዳዲ መዕረፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ስርዓት ኢትዮጵያ ንፖሎቲካዊ ሃልኪ ከምዝተጠቐመሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቢሩ።
ብሰንኪ ሕፀረት ነዳዲ ንግዚኡ ስርሑ ደው ዘበለ ዓለምለኸ መዕረፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ፡ ስርዓት ኢትዮጵያ ንፖሎቲካዊ…
ውድብ ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት (FAO) ሓረስቶት ትግራይ ህጹጽ ሓገዝ ክረኽቡ ጸዊዑ።
ውድብ ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ሓረስቶት ትግራይ ዋና ወቅቲ ዝራእቲ ከምልጦም ኣብ ዝክእል ከቢድ ሓደጋ ከምዘለዎ…
መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ መጠንቀቕታ ሂቡ።
መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ ዘይተረጋገዐ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ኩነታት እታ ሃገር መሰረት ብምግባር መጠንቐቕታ…
ባህግና ብሰላማዊ ዘተ ነረጋግፀሉ ዕድል እንተሃልዩ ክንጥቀም ኢና ክብል ኣባል ማእኸላይ ኮማንድ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ።
ይኹን እምበር መንግስቲ ኤርትራ ዝተወጠነ ሰላማዊ ድርድር ንምትዕንቓፍ መሬት ትግራይ ጎቢጡ ተወሳኺ ወተሃደራዊ ትንኮሳ የካይድ ምህላው…
ሓድሽ ፈነወ HBS ሬድዮ ብዲያስፖራ ተጋሩ ከምዝተጣየሸ ተሓቢሩ።
ሓድሽ HBS (Horn Broadcasting Services) ሳትላይት ቴሌቪዥን ብዲያስፖራ ተጋሩ ከምዝተጣየሸን ፈተነ ፈነወ ሳትላይት ከምዘካየደትን ተገሊፁ። በቲ…
ኣብ ትግራይ ኣስታት 200 ሽሕ ህጻናት ብሰብ ስራሕ ጥምየት ከምዝሞተ ተሓቢሩ።
ነቲ ብጥይት ዝመውት ዘሎ ልዕሊ 5 ዓመት ትግራዋይ ከይሓወሰ ህፃውንቲ ትሕቲ 5 ዓመት ጥራሕ ልዕሊ 200…
ስደተኛታት ኤርትራ ብኩለመዳይ ዕፅዋ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ኮይኑ ንዝሓብሐቦም ህዝቢ ትግራይ ኣመስጊኖም።
መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ማሕበር ሕውየትን ልምዓትን ኤልሻዳይ ዘኽበሩ እቶም ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጠመተ ክገብረሎም ሓቲቶም።…
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ወሳናይ ምዕራፍ ዝበፀሐ ብሄራዊ ረብሕኡ ዘውሕሰሉ ቃልሱ ከጠናኽር ቤት ምኽሪ ትግራይ ፀዊዑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ንመበል 34 መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ህዝቢ ትግራይ በቢምዕራፍ ቃልሱ…
ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ፡ ንመበል 34 ግዜ ፖሎቲካውን ወተሃደራውን መራሕቲ ትግራይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተዘኪሩ።
ንመዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣመልኪቶም መልእኽቲ ዘሕለፉ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል፡ ኣብዚ ዓመት ስወኣት እንትንዝክር…
ተጋሩ ዘፅንት ዘሎ ኩለመዳይ ዕፅዋ ትግራይ ፖለቲካዊ መፍትሒ ክግበረሉ ግዝያዊ ዋና ኣካያዲ ስራሕ መንበረ ሰላማ ቤተ ክህነት ትግራይ ኣተሓሳሲቦም።
መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘቕነዐ ምንቅስቓስ ካብ ዝተጀመረሉ እዋን ኣትሒዙ ኣፈላላያት ብፖለቲካዊ ዘተ…
ክርስትያናዊ ሃገራውነት ንኢትዮጵያ የፍርሳ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብሄር መሰረት ዝገበረ ፖሎቲካን ሃይማኖትን መምህር ዝኾነ ኣንድሪው ዲኮርት ኣብ ጋዜጣ ፎርየን ፖሊሲ (FP)፣ ክርስትያናዊ ሃገራውነት…
ኲናት ትግራይ ንምፍታሕ ዝግበር ምንቅስቓስ ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ዘኽበረ ክኸውን ኣባላት ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ፀዊዖም።
ቃልሲታት ትግራይ ብስትራቴጂካዊ ፖለቲካዊ ኣመተ ስለዘይተመርሐ እናወደቐ ተጋሩ ንተደጋጋሚ ኲናትን ስቓይን ከምዘቃለዐ ብምሕባር ሎሚ እቲ ኣብ…