“ብውልቀ መለኽቲ ኣብይን ኢሳያስን ዝምራሕ ብልፅግና ፓርቲ ኣብ ኣፍ ሞት’ዩ ዝርከብ” ዝበለ ፌደራሊስት ሓይሊ ዓፋር እዞም…
Author: Andom
ሕቡራት ሃገራት “ኣብ መቐለ ብዝተፈፀመ ደብዳብ ነፋሪት ሰላማውያን ሰባት ከምዝተጎድኡ ኣረጋጊጸ’የ” ኢሉ።
ኣብ መቐለ ትማሊ ብዝተገበረ ደብዳብ ነፋሪት ኣዴታትን ቆልዑን ዝርከብዎም ንፁሃት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቖሰሉ ወሃቢ ቃል ሕቡራት…
ሰራዊት ትግራይ ከተማታት ሃይቅን ቢስቲማን ከምዝተቆፃፀረ ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ገሊፁ።
ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት፡ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ትማሊ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት…
ሕቡራት ሃገራት፡ ኩሎም ተፃባእቲ ሓይልታት ዘይተገደበን ዘላቕነት ኣቕርቦት ሰባዊ ሓገዝ ክኣቱ ክፈቕዱ ፀዊዑ።
መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት፡ ብጣዕሚ ዝተጎድኡ ቦታታት ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ከምዝርከቡ ብምጥቃስ…
ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝወልዓቶ ኵናት ከም ሓደ ተወላዲ ብሄረ ትግራይ ብውልቁ ኣሉታዊ ሳዕቤን ከምዝመጽኣሉ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ።
ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ኮቪድ-19 ብዛዕባ ቅልውላው ትግራይ ሰፊሕ…
ናይ ባንኪ ሒሳብ ደፍተር ናይተን ኣብ ትግራይ ዝርከባ ኣርባዕተ ዩኒቨርሲቲታት ካብ ሕጊ ወፃኢ ከምዝደስከለ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣፍሊጡ።
ኣብ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት 11 ወርሒ ከምዘቑፀረን ኣብ ወርሒ ሰነ 2013 ዓም ሰራዊት መንግስቲ ፌደራል ካብ…
The UAE-Ethiopia Airlift: The investigation techniques.
Using Mode-S data, images and satellite images to identify flights to Harar Meda Airport and Addis…
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ እቶም ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰጎጉ 7 ስራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝፈጸምዎ ጌጋ ብፅሑፍ ዝተሰነየ መረዳእታ ክቐርበሉ ሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ
ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ቅልውላው ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንመበል 10ይ ጊዜ ትማሊ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ባይቶ…
“ኣብይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያ የፍርሳ ኣሎ” ክብል ሓላፊ ረዲኤት ሕቡራት ሃገራት ነበር ማርክ ሎውኩክ ገሊፁ
ኢትዮጵያ፡ ካብ ውግእ ሕድሕድን ሕሱም ድኽነትን ካብ እትወፅእ ሒደት ዓሰርተታት ዓመታት ዘቑፀረት እንትትከውን ኣብዚ ሐዚ እዋን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ መንነት መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ፡ ተጋሩ ከይዛረቡ ክፈርሑን ተስፋ ክቖርፁን ምግባሩ ኣዲስ ስታንዳርድ ኣቃሊሑ
ኣብ ልዕሊ ካብ ትግራይ ወፅኢ ዝነብሩ ተጋሩ ዘርኦም መሰረት ዝገበረ መጥቃዕትን ማእሰርትን ክበፅሕ ዝጀመረ ኣብ ልዕሊ…
“ሚሊዮናት ብጥሜት እንዳሃለቑ እንታይ ኢና ንገብር ዘለና” ተወካሊ ኮንግረስ ኣሜሪካ ብራድ ሸርማን
ትማሊ ኣብ ዝተካየደ ኣኼባ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኮንግረስ ኣሜሪካ ተወካሊ ሳን ፈርናንዶ ቫሊ ግዝኣት ካሊፎንያ…
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፈልትማን ናብ ሱዳን ከቕንዕ ምዃኑ ተገሊፁ
ፍሉይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ኣብዚ ሰሙን ናብ ሱዳን ከምርሕ…
ኣመሪካ፡ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ኢድ ኣለዎም ዝተብሃሉ ሰባት ወይ ትካላት ብባንክታት ዝግበርዎ ገንዘባዊ ርክብ ክቋረፅ ከምእትገብር ሓቢራ
ዋና ስራሕ ፈፃሚ መንግስቲ ኣሜሪካ ምስ ግፍዕታትን ጨፍጫፍን ትግራይ ርክብ ዘለዎም ሰባት ወይ ትካላት ገንዘባዊ ርክቦም…
ኣብ ከተማ ዉቕሮን ከባቢኣን ብሰንኪ ጥምየት ልዕሊ 14 ህፃናት ከምዝሞቱ ተገሊፁ።
ኣብ ትግራይ ኮነ ተባሂሉ ብዝተፈጠረ ሰብ ሰራሕ ጥምየት ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዝረአ ዘሎ ሕፅረት ምግብን ሰነ…
Deliberate Destruction of Tigray’s World Heritages
By Hagos Abrha Abay(PhD), September 23, 2021 Besides the human rights abuse, heritage destruction has been…
ህፁፅ ፍታሕን መአረምታን ክግበረሎም ዝግባእ- ሰነድ ውድብ ባይቶና
ኣኽሱማይት ሚዲያ ዝረኸቦ ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ንሴንትራል ኮማንድ ትግራይ ዝፀሓፎ ሸሊኹ ዝወፀ ደብዳበ…
2013 ዓ/ም፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ስምብራት ገዲፋ መንቅሒ ደወል ዝኣወጀት ዓመተ ‘እሾኽ መርገም’።
ዓመተ 2012 ክዛዘም መዓልትታት እንትተርፎ ትግራይ ክልላዊ መረፃ ኣካይዳ።ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ነቲ ትግራይ እተካይዶ መረፃ…
መልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት ፕሬዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶ/ር)
• ዝኸበርካ ኣብ ውሽጢ ዓድን ዝተፈለለዩ ሃገራት ትነብር ህዝቢ ትግራይ !!• ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ነባራት ኣመራርሓ!!• ዝኸበርካ…
Ethiopian soldiers shooting and burning Tigrayans [Be Aware, this is high graphic content]
[Continuous bullet sound]In the name of God, they are nine personsYou are too young [talking to…