ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምፅናት ዘርኢ ተጋሩ ትመርሖ ብምህላዋ ምሕደራ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ከምዘጣይሹ መራሕቲ ሃይማኖት ተዛሪቦም።

ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ሕገ-እግዚኣብሄርን ሕገ ደንቢ እታ ቤተክርስትያንን ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ…

ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሽዱስተ ኣዋርሕ ባንኪ ብምዕፃውን ሃፍቲ ተጋሩ ብምውራርን ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ይሰርሕ ምህላው ተፈሊጡ።

ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ግልጋሎት ባንኪ ብምቁራፅ ዝውውር ጥረ ገንዘብ ትግራይ ብምዕፃውን ሃፍቲ ተጋሩ ብምውራርን…

ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ነጋዶ ዝበፅሕ ዘሎ ኣብ መንነት ዝተደረኸ ፅንታ ከምዘተሓሳሰቦ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያን መዳርግቱን ኣንፃር ትግራይ ዝወልዕዎ ወራር ሃፍቲ ትግራይ ብስርዓታዊን ትሉምን ሜላ ምብራሶም ዝሓበረ ቤት ምኽሪ…

ትግራይ ካብ ደቡብ ኮሪያ ትምሃሮ ዶ ኾን ይህሉ?

ደቡብ ኮርያ ክሳብ 1960 ዓ/ም/ፈ ካብተን ድኻታት ዝብሃላ ሃገራት ዓለም ሓንቲ እያ ነይራ። ዳርጋ ኹለን ሃገራት…

ኩለመዳይ ዕፅዋ ንምፍንፃሕ ኩለመዳይ ሓገዝ ከምትገብር ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ነጋዶ ትግራይ ኣፍሊጣ።

ሰራዊት ትግራይ ንሰላማዊ መፍትሒ ዕድል ንምሃብ ምንስሓቡ ስዒቡ ወረርቲ ሓይልታት ዳግም ጥፍኣት ህዝቢ ትግራይ ተመንዮም ፃዕርታት…

ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ኢትዮጵያን መሬት ኣገው ክሳብ ዝለቅቕ ቃልሱ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ውድብ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ አገው ኣፍሊጡ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣገው ከቢድ ግፍዕን ምጉስቛልን ዝፍፅም ዘሎ ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድን መሬት…

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ትካላት ጥዕና መቐለ ካብዝተመርመሩ ሰባት እቶም 42 ሚእታዊ ንቫይረስ ኮሮና ምቅልዖም ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

ምልክታት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ተራእይዎም ኣብ ትካላት ጥዕና መቐለ ካብ ዝተመርመሩ 361 ሰባት እቶም 151 ወገናት…

ሓበሬታ ሞተር ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይቕፅል ከምዘሎ ነበርቲ ከተማ መቐለ ገሊፆም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓበሬታ ኣብ መቐለ በቢከባቢኡ ዕዳጋ መፂኻ ዝሽመተሉ ብርኪ ከምዝተበፀሐ ዝተዛረቡ ነበርቲ ከተማ መቐለ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምፅናት ዘርኢ ትግራይ ብሓሳብን ተግባርን ብምምርሑ ዝነበሮ ጥምረት ከምዘቋረፀ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ኣፍሊጡ።

መራሕቲ ሃይማኖት ኣህጉረ ስብከት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳቤ ኣብያተ እምነት ትግራይ ብወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን…

ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ደቂ-ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈፀመ ምፅናት ዘርኢ ብዘይሻራዊ ኣካል ብምፅራይ ግቡእ ፍርዲ ክህብ ተሓቲቱ።

ብብርኪ ዓለም ንመበል 31 ግዜ ኣብዝኽበር ዘሎ ቅነ-ፃዕዳ ሪቫን ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ደቂ-ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈፀመ…

ኣብ መደምደምታ ዝበፅሐ ህዝባዊ ኲናት ብወፍርታት ምድንጋር ይኹን ብዘመናዊ ቴክኖሎጂ ከምዘይብዳህ መንግስቲ ትግራይ ሓቢሩ።

ህዝቢ ትግራይ ንዘይተርፍ ዓወት ፀኒዑ ብግንባርን ደጀንን መኸትኡ ክቕፅል ከምዝግባእ ዝሓበረ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ ኣብ መደምደምታ…

ኣብ ትግራይ ፆታዊ ዓመፅ ካብ ዝበፅሐን ደቂ-ኣነስትዮ እተን 30 ሚእታዊት ህፃናት ምዃነን ሓደ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ።

ፆታዊ ዓመፅ በፂሑወን ፀብፃብ ካብዝገበራ ደቂ-ኣነስትዮ እተን 30 ሚእታዊ ህፃናት ምዃነን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ቢሮ ጉዳይ…

ወረርቲ ሓይልታት ሓራ ኣብዘይወፃ ከባብታት ትግራይ ፆታዊ ዓመፅ ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም ይቕፅልሉ ከምዘለው ተገሊፁ።

ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ እቲ ሓራ ኣብዘይወፃ ከባብታት ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ፆታዊ ዓመፅ ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም…

ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራ ቋንቋን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ይሰርሕ ምህላው ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ።

ኣብ ልዕሊ መንነትን ክብርታትን ህዝቢ ትግራይ ክነግስ ዝብህግ ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ…

Are the AU and UN Granting Impunity in the face of the Tigray Genocide?

Are the AU and UN Granting Impunity in the face of the Tigray Genocide? By Daniel…

ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ንግድብ ተከዘ ምድብዳቡ ስዒቡ ነበርቲ ከተማ መቐለ ንከቢድ ሕፅረት ማይ ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ንግድብ ተከዘ ምድብዳቡ ስዒቡ መብራህቲ ብምጥፍኡ ማይ ክረኽቡ ብዘይምኽኣሎም ንከቢድ ሓደጋ ምቅልዖም ነበርቲ ከተማ…

ህዝቢ ትግራይ ብዕፅዋን ደብዳብ ነፈርትን ድሮንን እንትጥቃዕ ህዝቢ ኢትዮጵያ ስቕ ኢሉ ምርኣዩ ከምዘሕዘኖ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ገሊጹ።

ኣብ ሑመራን ካልኦት ከባብታትን ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ ዝበፅሕ ዘሎ መቕተልቲን ምፍንቓልን ከምዘቖጠዖ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ…

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝበፅሐ ፆታዊ ዓመፅ ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም ግቡእ ፍርዲ ክወሃቦ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ፀዊዑ።

ንፆታዊን ሓድነታዊን ማዕርነት ህዝብታት ልዑል ዋጋ ዝኸፈላ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራ፣ ብፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን…

ስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ሱሩ ሚሒኻ ንምድርባይ ኩሉ ትግራዋይ ናብ ቃልሲ ክፅምበር ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ፀዊዑ።

ኣብ ትግራይ ተደጋጋሚ ደብዳባት ኣየርን ድሮንን ዘካይድ ዘሎ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልቲ ኣብ ከተማ…

ተስፋ ቆሪፁ ኣብ ምብትታን ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ከተማ ደብረብርሃን ዓውደ ውግእ ንምግባር ይሰርሕ ምህላው ወተሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ኣፍሊጡ።

ኣብ ራዕዲ ዝርከብ ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ኣብዪን ንሓላፊ ፀጥታ ከተማ ደብረብርሃን ምእሳሩን ኣብታ ከተማ እዋን…