ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ብርክት ዝበሉ ሰራዊት ኤርትራ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባፅዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝገዓዙ…
Tag: ተጋሩ
ወተሃደራዊ ክንፊ ሱዳን፡ ከም መሰጋገሪ ንዝተረቑሐ ሲቪላዊ መንግስቲ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዎ ተገሊፁ።
ፕረዚዳንት ዑመር ኣልበሺር፡ ብወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ድሕሪ ምእላዩ፡ ከም መሰጋገሪ ተባሂሉ ንዝተሮቕሐ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሓምዶክ…
ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራት ትግራይ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ንዝሓዞ መርገጺ ከዕሪ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ዋና ጸሓፊ ኣንቶንዮ ጉተሬዝ ከምዝጸሓፈ ተፈሊጡ።
ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራት ተጋሩ (GSTS) ዝሓለፈ ዓርቢ 12 ጥቅምቲ ን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት…
ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ንተወለድቲ ትግራይ ብኻራ ሓሪዶም እንትቐትልዎም ዘርኢ ምስሊ ብምዝርጋሕ ስነ ልቦና ተወለድቲ ትግራይ ንምትንካፍ ይሰርሑ ኣለዉ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ…
ኣብ ግምባር ደሴ፡ ኣዛዚ መበል 91 ክፍለ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮነሬል ታደሰ እንዳለ ከምዝተማረኸ ተገሊፁ።
ሰራዊት ትግራይ ነቲ ፀላኢ ዝጀመሮ መጥቃዕቲ ብፀረ መጥቃዕቲ ብምፍሻልን ብወፍሪ ፀሓይ ብራቕ ዝጀመሮ መጥቃዕትን ስርሒትን ኣጠናኺሩ…
ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ፖርትላንድ ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ዘቕነዐ ዉዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
ነቲ ሓደ ዓመቱ ክረግፅ ናይ መዓልታት ጊዜ ዝተረፎ እሞ ድማ መዕለቢ ዘይረኸበ ወራር ትግራይ ንኸብቅዕን ኣብ…
ሲኖዶስ ኦሮቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኢትዮጲያ፡ ኲናት ትግራይ እንተዘይኣወጊዙ ንሲኖዶስና ኣይዉክልን ክብል ሃገረ ሰብከት ከተማ መቐለ ገሊፁ።
ሲኖዶስ ኦሮቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኢትዮጲያ ካብ ስርዓትን ሕግን ቅድስት ቤተክርስትያን ወፃእ ኮይኖም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ገበን…
ዲያስፖራ ተጋሩ ሓደ ዓመት ንዘቑፀረ ወራር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዓለም ለኸ ሰልፊ ተቓዉሞ ንምግባር ምድላዋት ከምዝግበሩ ተገሊፁ።
ኣብ ዝመፅእ ዘሎ 04 ሕዳር 2021 ዓ.ም.ፈ ነቲ ሓደ ዓመት ዝመልኦ ዘሎ ወራር ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ…
ኣስናን ዘይብሉ ሕቡራት ሃገራት ስለምንታይ’ዩ ኣብ ዕድጊት ሑፃ ተፀሚዱ ቀንዩ?
እቲ ሰማይ ከምሎሚ ኢሉ ኣይፀረየን። ድምፂ ዓረር ካብ ምጭንጫን ንእሽተይ ዕርፍ ኢሉ ዝነበረ ሰብ ሕፍስ ዝበለ…
ኣብ መቐለ ንሓሙሻይ ግዘ ብዝተገበረ ደብዳብ ነፈርቲ ልዕሊ 11 ሰብ ቆሲሎም!
ሎሚ 12 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ኣከባቢ 11 ሰላማውያን ሰባት ዘቑሰለ ደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ከተማ…
ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ፡ ህዝቢ ትግራይ ቃልሱ ዝያዳ ንኸሕይል ከምዘሐርኖ ተንታኒ ፖለቲካ ዊልያም ዴቪድሰን ገሊፁ።
ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፡ ብኣንፈት ክልል ኣምሓራ ንቕድሚት ምግስጋሱ ሲዒቡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሰማይ ዘለዎ ልዕልነት ተጠቂሙ ኣብ…
ሱዳን፡ ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘምለሰቶ ግዝኣት ኣልፋሽቓ ጽቡቕ ኣዝመራ ከምዝሓፈሰት ኣፍሊጣ።
ሱዳን፡ ድሕሪ 25 ዓመት፡ ኣብ 142 ሽሕን 800ን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ምህርቲ ኣዝመራ ከምዝሓፈሰት ኣብ ምብራቕ…
The Special Police in Ethiopia
Like many federal and devolved systems, Ethiopia has both federal and regional security forces. In the…
ማሕበራዊ ሚድያ እቲ ክላሽንን ጨና ባርዱን ዘይብሉ ግን ድማ ዕሙር ኵናት ዝካየደሉ ፖለቲካዊ መይዳ።
ማሕበራዊ ሚድያ ህይወት ከምዘቕለለ፡ ንዓለም ናብ ሓንቲ መንደር ከምዝቐየረን ንብዙሓት ምንጪ እቶት ከምዝኾነን ይግለፅ። ብዙሓት ፖለቲካዊ…
ሕቡራት ሃገራት “ኣብ መቐለ ብዝተፈፀመ ደብዳብ ነፋሪት ሰላማውያን ሰባት ከምዝተጎድኡ ኣረጋጊጸ’የ” ኢሉ።
ኣብ መቐለ ትማሊ ብዝተገበረ ደብዳብ ነፋሪት ኣዴታትን ቆልዑን ዝርከብዎም ንፁሃት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቖሰሉ ወሃቢ ቃል ሕቡራት…
ገስጋስ ሰራዊት ትግራይ ዘሰምበዶ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣምሓራ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ።
ቅድም ክብል ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ተኣዊጁ ዝፀንሐ ሰዓት እቶ እቶ ኣብ ከተማ ከተማ ደብረብርሃን እውን…
ሰራዊት ትግራይ ከተማታት ሃይቅን ቢስቲማን ከምዝተቆፃፀረ ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ገሊፁ።
ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት፡ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ትማሊ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት…
ህዝቢ፡ ካብ ዓቕሊ ፅበት ደብዳብ ነፈርቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር፡ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።
ፋሽሽታውያን ሓይልታት ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንኣዋሪሕ ተዳልዮም ዘካየድዎ ተደጋጋሚ ፈተነታት፡ ምሉእ ብምሉእ ዘምከነ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰራዊትና…
መንግስቲ ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ሓደ መደራደሪ ነጥቢ ገይሩ ከምዝጥቀመሉ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ሓደ መደራደሪ ነጥቢ ከምዝጥቀመሉ ቀዳማይ ሚኒስተር…
መንግስቲ አውስትራሊያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዝገበሮ ደብዳብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝፈጠረሉ ኣፍሊጡ።
ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣውስትራሊያ ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፡ ኣስታት ሓደ ዓመት ክመልኦ ዝተቓረበ ቅልውላው…