ብሰንኪ መንነቶም ዝተኣሰሩ ተጋሩ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ክፍትሑ ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ክገብር መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።

ተጋሩ ጥሮተኛታትን ኣብ ስራሕ ዝነበሩን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝርከብዎም ብጅምላ ተሓፊሶም ዝተኣሰሩ ኣሽሓት ተጋሩ ክፍትሑ…

ኣብ ትግራይ ንዝፍፀም ዘሎ ጀኖሳይድ ስነልቦናዊ በሰላ ንምሕዋይ ስልጠና ዝወሰዱ 130 መናእሰይ ተመሪቖም።

ኣብ ትግራይ ንዝፍፀም ዘሎ ጀኖሳይዳዊ በሰላን ስነልቦናዊ ጉድኣትን ንምሕዋይ ስልጠና ዝወሰዱ 130 መናእሰይ ከምዘመረቀ ቢሮ ሳይንስን…

ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ተወለድቲ ሰንዓፈን ሞኖኽሰይቶን ኣስታት ክልተ ሚልዮን ብር ንተመዛበልቲ ትግራይ ኣወፍዮም።

ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ኤርትራውያን ተወለድቲ ሰንዓፈን ሞኖኽሰይቶን ካብ ወረዳታት ኢሮብን ጉለምኻዳን ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ንዘለው…

ጋዜጠኛው እስካሁን እንደጠፋ ነው!

ኢትዮ-ፎረም የጋዜጠኝነት ሙያ በስርዓቱ ለመተግበር ሲጥር የነበረ ሚዲያ ነው። ጥልቀት ያለው ትንታኔ በማቅረብም ይታወቅ ነበር። ከዚህ…

ቅልጡፍ ምውሓስ ግዝኣት ትግራይ ግዴታ ዝገብሩ 10 ምኽንያታት!

ብሙሉ በየነ ህዝቢ ትግራይ እንተንኣሰ ኣብ ሰለስተ ቀንዲ ዕላማታት ክጥመር ዝኽእል ቃልሲ ኣብ ምክያድ ይርከብ።ንሳቶም እውን…

ኲናት ትግራይን ፣ ሃለዋቶም ዘከራኽር ዘሎ ወተሃደራት ሶማልን!

እቲ 4 ጥቅምቲ 2020 ጀሚሩ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝቐፀለ ኣዕናዊ ኩናት ትግራይ ኣብ ብርኪ ምቁራፅ ተፃብኦታት…

ኣብ ትግራይ መሰረታዊ ኣገልግሎት ክጅመር ፕረዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል ፀዊዑ።

ኣብ መንጎ ፕረዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣቢ ኣሕመድን ዘተ ስልኪ ከምዝተኻየደን መሰረታዊ…

ኣባላት ባይቶ ኢንግሊዝ ፈፀምቲ ገበናት ኲናት ትግራይ ብሕጊ ተሓተቲ ክኾኑ ፀዊዖም።

ኣባላት ባይቶ ዓዲ ኢንግሊዝ ብሓደ ማዕኸን ዜና ፈረንሳይ “ትግራይ ምድሪ ዓፀቦ” ብዝብል ዝተመሓላለፈ ዶክመንተሪ ፊልሚ ኣዚዩ…

ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት ብርክት ዝበለ ህዝቢ ትግራይ ንስደትን መከራን ከምዝተሳጠሐ ሞዴል ሰለማዊት ተኽላይ ንቢቢሲ ተዛሪባ።

ኣብ ከተማ መቐለ ተወለዳ ዝዓበየትን ኣብ ስራሕቲ ሞዴሊንግ ቅዲ ክዳውንቲ ሓበሻን ተዋፊራ እትሰርሕ ዝነበረት ሞዴል ሰለማዊት…

ገዛኢ ውድብ ብልጽግና ኲናት ብሰላም ክውድእ እየ ምባሉ ብኣወንታ ከምዝራኣይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ።

ኣባል ስራሕ ፈጻሚ ኮሚቴን ኣቀባሊ ቃል ውድብ ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ…

ቃልሲ ወለዶታት ትግራይ ብዘላቒ ፍታሕ ብሄረ-ሃገርነት ንምኽንባት ሓሳብ ዘቐድም መስርሕ ፖለቲካ ምትእትታው ከምዘድሊ ተሓቢሩ።

ሃገረ ትግራይ ንኸይንምስርት መመኽነይታ ዝኾኑ ዘለው ዘይፀረዩ ፍርሕታትን ሽርሕታትን ብዝብል ርእሲ ዝተኻየደ ዋዕላ መድረኽ ናፅነት ትግራይ…

”ዝፈረሰ ሕገ-መንግስቲ መሰረት ጌርካ ዝግበር ልዝብ ሓደግኡ ብዙሕ እዩ፣ ካብ ስምምዕ ቤት ምኽሪ ውድባት ወፃኢ ዝተፈፀመ ተግባር ኣይተ ጌታቸው ረዳ …” ክብል ሰሙናዊ መግለፂ ውድብ ሳወት የረድእ። ንሙሉእ ትሕዝቶ ብPDF ዝተለጠፈ የንብቡ።

ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብሰንኪ መንነቶም ኣብ ክልል ዓፋር ተኣሲሮም ዝርከቡ ተጋሩ ክፍትሑ ጸዊዑ።

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ሰመራን ኣጋቲናን ኣብ መዓስከራት ተታሒዞም ዝርከቡ ተጋሩ ብቕልጡፍን ብዘይቅድመ ኵነትን ክፍትሑ…

ኣስታት 6 ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ንሓደጋ ክባን ዕፅዋን ተሳጢሑ ከምዘሎ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊፁ።

ኣስታት 6 ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ንሓደጋ ክባን ዕፅዋን ተሳጢሑ ከምዘሎን 10ታት ኣሽሓት ተጋሩ ብመንነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ኣጠቓቕማ እታወታትን ቴክኖሎጂን ኣመልኪቱ ንሓረስቶትን ከተማ ሕርሻን ዕድል ንምፍጣር ዝዓለመ ስልጠና ተዋሂቡ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻን ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ክረምታዊ መደባት ሕርሻ…