ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣወጆ ኲናት ብዘተ ሰላም ክዛዘም ክመርሕ ዘጣየሾ ኮሚቴ ዕላዊ ፈላማይ ዋዕላ ከምዘካየደ ማዕኸናት ዜና እታ ሃገር ፀብፂበን።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት ብሽምግልና ንምዝዛም ክመርሕ ዝተጣየሸ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ኮሚቴ…

ብመንነቱን መሬቱን ተዋግዩ ዘይፈልጥ ህዝቢ ኣላማጣ ንፀላእቲ ብዝርደኦም ቋንቋ መኪቱ ከምዝመለሶም ከንቲባ ከተማ ኣላማጣ ገሊፁ።

ህዝቢ ከተማ ኣላማጣን ከባቢኣን ካብ ተስፋሕፋሕቲ ሓይልታት ኣምሓራን ዕሱብ ሰራዊት ኣብዪን ካልኦት ልፍንታውያን ሓይልታትን ሓራ ዝወፀላ…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ንሓላፊ ወፃኢ ጉዳያት ባይቶና ኣይተ ክብሮም በርሀ፡ ብዘይዝኾነ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ ውድብ ባይቶና ጸዊዑ።

ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ፡ ኣይተ ክብሮም በርሀ ቅድሚ ሐዚ እውን ንኣዋርሕ ብግፍዒ ተኣሲሩ ምንባሩን ኢትዮጲያ…

ኣብ ትግራይ ጥሜት የለን ዝበለ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኢትዮጵያ ተኣሲሩ።

ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ፡ ብግዕዝይና ተጠርጢሩ ከም ዝተኣስረ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…

ሕቡራት ሃገራት ብሳልሳይ ወገን ተፈፃሚ ዝኸውን ፕሮጀክት ምሕዋይ ትግራይ ምስ መንግስቲ ፌዴራል ተፈራሪሙ።

ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ፌደራል ብባንኪ ዓለም ተመዊሉ ኣብ ፕሮጀክት ሕውየት ትግራይ ንኽውዕል ዝተመደበ 300 ሚልዮን…

ፊንላንድ፡ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ።

ኣብቲ እዋን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮጳ ኮይኖም ንትግራይ ዝገሹ ፊንላንዳዊ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ እቲ ሕብረት ኣብ…

ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዝተመርመሩ እቶም 30% ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም።

ብብርኪ ዓለም ካብ ዝተመርመሩ ሰባት እቶም 16% ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ዝሓበረ ቢሮ ጥዕና ኣብ መቐለ ብኣንፃሩ…

ተጋሩ ዲያስፖራ ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ንምቅላል ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገበሩ ተገሊፁ ።

አብ ወፃኢ ዓድታት ኣየርላንድ፣ ማልታ ከምኡ እውን ሚላኖ ጣልያን ዝነብሩ ጉዱሳት ተጋሩ ዲያስፖራ ንዝተፀገሙ ወገናት ነበርቲ…

ምልባዕ ለበዳ ሕማም ዓሶ ትግራይ ልዕሊ ዓቕሙ ስለዝኾነ ዓለምለኻዊ ትካላት እዋናዊ ግብረመልሲ ክህባ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣተሓሳሲቡ።

መድሓኒትን መመርመሪ መሳርሒን ብዘይምህላው ነቲ ለበዳ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ ከምዘይወሰደ ዝገለፀ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ ትግራይ…

ፀሓፍን ፖሎቲኬኛን ክብሮም በርሀ ብሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ተኣሲሩ።

ፀሓፍን ፖሎቲኬኛን ክብሮም፡ መጀመርታ በዓልቲ ቤቱ፡ ክብሮም ኣምፅእዮ ንደልዮ ኢና ብዝብል ኣሲሮምዋ ድሕሪ ምፅናሕ ድሕሪ ክብሮም…

ኣብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ከይዶም ካብ ዝጠፍኡ ወተሃደራት ሶማልያ እቶም 2 ሽሕ ተረኺቦም።

ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ይወሰዱ ካብዝነበሩ 5 ሸሕ ሶማላውያን እቶም 2 ሽሕ ጥራይ ብህይወት ከምዝተረኸቡ መርበብ…

ኣብ መቐለ ክትባት ጸረ ቫይረስ ኮርና ምሃብ ከምዝተጀመረ ድምፂ ወያነ ትግራይ ፀብፂቡ።

ብኲናትን ዕጽዋን ከሙኡ እውን ሕፅረት መድሓኒን ናውቲ ሕክምናን እናተሃሰየት እትርከብ ትግራይ ክትባት ጸረ ቫይረስ ኮረና ምሃብ…

ሓይልታት መንግስቲ ኢትዮጲያ ፍጹም ጭካነን ግፍዕን ዝተመለኦ ገበናት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እታ ሃገር ከምዝፈጸሙ ብመንግስቲ ዝምወል ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ኣቃሊዑ።

ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝምወል ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ወታደራትን ዕጡቓት መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ጭካነ ዝተመልኦ ግፍዒታት…

ኣንፈት ፖሊሲ ሚዲያ ትግራይን ግደ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽንን

 (ብወርሒ ነሓሰ 2020 ኣብ ፌስቡክ ገፀይ ተለጢፉ ዝነበረ-ምስ ውሑድ እርማት) 1. ሓፈሻዊ መእተዊ ——————— ኣብ ዘፈር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ድሕንነትና ናብ ሓደጋ እንተወዲቑ ናብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ኢሉ።

እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብልጽግና ምስ መንግስቲ ትግራይን ንምዝታይ ንምንታይ በይኑ ወሲኑ ዝብል ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ካናዳ፡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሃብቲ ወርቂ ንዘይምስኣን ንኲናት ትግራይ ዝምልከት ስቕታ ከምዝመረፀት ተገሊፁ።

ካናዳ፡ ካብ ትግራይ እትረኽቦ ሃብቲ ወርቅን ኩቡር ማዕድናትን ንዘይምስኣን ክትብል ብስርዓት ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ትግራይ…

ኢትዮጵያ ብኲናት ንዝበፅሓ ዕንወት ዝውዕል ሓገዝ ከምዘድልያ ሓቲታ።

ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ኣብ ዝገበረቶ ኲናት ንዘጋጠማ ቀሊል ዘይበሃል ክሳራ ንምውፃእ ባንኪ ዓለምን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን…

ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ምስ ሰራዊት ናፅነት ተጋሩ ማሪኸ ክብል ዝተለመደ ውንጅላ ኣቕሪቡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢ ኣሕመድ፡ ሎሚ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ንባይቶ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ነቲ ብሰራዊት…

ማሕበረሰብ ዓለም ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ዘርኢ ምጽናት ብስቅታ ክርእዮ ከምዘይብሉ ተገሊጹ።

ስርዓት ኢትዮጲያ ንዝሓለፉ ልዕሊ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብፍሉይ ድማ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ሰፊሕ…

ስርዓት ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዝኣዎጆ ኲናት ኣብ ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚልዮን ህዝቢ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ ከምዝርከብ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕብራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዝኣወጆ ኲናትን ዝፈጸሞም ገበናትን ደቂ ኣንስትዮን ህጻውንቲ ዝበዝሕዎ ልዕሊ 2…