መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ደጊፎምን ፅድቂ እዩ ኢሎም ንምስባኽን ዝገብርዎ ፈተነ ፍፁም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ሕብረት ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ትግራይ ገሊፃ።

ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሕዚ ዘሎ ቅልውላው ኲናት ኣብ ጠረጴዛ ክፈትሑን ዝካየድ ዘሎ ደማዊ ኩናት ደው ክብልን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ኲናት ንምፍታሕ ብህፁፅ ተፃብኦ ደው ክብል ሕብረት ኣፍሪቃ ፀዊዑ።

ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ መንጎ ተፃባእቲ ሓይልታ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ንምባል ፃዕርታት የካይድ ዋላ እኳ እንተሎ…

ኵናት፡ ብዝሓፀረን ብዝቐልጠፈን መንገዲ ንምዉዳእ ካብ ዘለዎ ተደላይነት ዉሱን ናይ ቦታን ኣንፈትን ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ወተሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ደመኛታት ፀላእትና እነካይዶ ዘለና ቃልሲ ብኩሉ መዐቀኒ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝተሰጋገረ ወተሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት…

ብርክት ዝበላ ሃገራት፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ እናሓየለ ብምምፅኡ ዜጋታተን ካብ ኢትዮጵያ ክውፁ ፃውዒተን ከምዝቐፀላ ተገሊፁ።

ጃፓን ዜጋታታ ካብ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ክወፁ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ጃፓናውያን ብህፁፅ ክወፁን ክሳብ ሐዚ…

ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ 1ይ ዙር አመራርሓ ኣሰልጠንቲ ሰራዊት ትግራይ ተመሪቖም።

እቶም ሰልጠንቲ ዝልዓለ ብቅዓትን ኣተሓሳስባን ሒዞም ዕድመ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ አብ ዝሓፀረ እዋን ንምድምሳስ ከምዘኽእሎም እቶም…

ሶማሊላንድ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንዘካይዶ ዘሎ ኲናት ከምትድግፍ ተገይሩ ብኢቢሲ ዝተወዘዐ ዜና ዝቡዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማል ሙስጠፋ ሙሁመድ ምስ ፕረዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲ፡ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ…

ውድብ ፌዴራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ “ኦፌኮ” ኣብ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ፀዊዑ።

ውድብ ፌዴራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ “ኦፌኮ” ኣብ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረትን ብህፁፅ ሃገራዊ ልዝብ ክጅመርን ሓቲቱ። ኣብዚ…

ኣብዚ ቅንያት ጥራሕ ኣስታት 20 ሽሕ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ብሓይልታት ኣምሓራ ከምዝተመዛበለ ተገሊፁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሓይልታት ኣምሓራን መላፍንቶምን ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ሓዱሽ ወፍሪ ምብራር ብዓሰርተታት…

ስርዓት ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ድሮን ከምዝፈፀመ ተገሊፁ።

እቲ ደብዳብ ድሮን ንጎሆ ከባቢ ሰዓት ሰለስተ ዝተፈፀመ ክኸውን ከሎ ኣብ ማእከል መንበሪ ኣባይቲ ማለት እውን…

ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ኣብ ዝዝቲ ኣኼብኡ ንኢትዮጵያ ዕድመ ከምዘይገበረላ ተፈሊጡ።

ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ በየነ መረብ ንዲሞክራሲ ኣመልኪቱ ን110 ሃገራት ኣብ ዝፀወዖ ኣኼባ ኣብይ ኣሕመድ ከምዘይተፀወዐ…

ፈረንሳይን ጀርመንን ኣብ ኢትዮጵያ ዝቕመጡ ዜጋታተን ብቕልጡፍ ንኽወጽኡ ጸዊዔን።

ፈረንሳይ ዜጋታታ ብህፁፅ ካብ ኢትዮጵያ ክወፁኡ ዝፀወዐት ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ እናተጋደደ ዝመፀ ቅልውላው ኲናት ምዃኑ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሰበብ ኣዋጅ እቶ እቶ ኣብ ሰለማዊ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ራዕዲ ደው ከብሎ ግምባር ናፅነት ኦሮሞ ፀዊዑ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ዝደንገጎ ኣዋጅ እቶ እቶ ኮነ ኢሉ ተነሓናሕቲ ውድባት ንምእሳርን ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ገበናት…

ዓለም ንጉዳይ ጆኖሳይድ ትግራይ ብሽሙ ክትፅውዖ ከምዝግባእ ኣቦ መንበር ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ሴናተር ባብ መነንደዝ ገሊፁ።

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን እትወስዶም ዘላ እገዳታት ውሳነ ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጆባይደን፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ንምህዳእ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ቅልጡፍ መፍትሒ ከናዲ ፃውዒት ቀሪቡ።

ነዚ ዝበለ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣየርላንድ ሳይሞን ኮንቨይ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ይፍፀም ከምዘሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ መንበረ ስልጣኑ ከምዝተመለሰ ተገሊፁ።

ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ካብ ስልጣኑ ክእለ ድሕሪ ምግባሩ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ኮይኑ ገደብ ምንቅስቃስ ተገይሩሉ ፀኒሑ…

ጂቡቲ ብሰንኪ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ፡ 1.7 ቢልዮን ዶላር ከምዝኸሰረት ኣፍሊጣ።

ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣታዊ እታ ሃገር ከምዝነከየን ናይ ስራሕ ዕድል ከምዝጠፈአን ንሚኒስትር…

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተነብረ ዕፅዋን ክባን ክሳብ ዝፍንጻሕ ህዝባዊ መኸተ ሓይሉ ክቕፅል ከምዘለዎ ፕረዚዳንት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገ/ሚኪኤል ኣተሰሳሲቡ።

ህዝባዊ መኸተ ትግራይ፡ ኣብ ፍትሓውን ሕጋዊን መስመር ሸኺሉ ንምእማኖም ዝኸብዱ ብድሆታት ፈንፂሑ ብኣንፀባረቕቲ ዓወታት ተፀንቢሉ ናብ…

ኣብ ትግራይ፡ ዝዓነወ ንብረት መሊሱ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ኣባላት ገድሊ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ትግራይ ይሰርሑ ከምዘለው ተገሊፁ።

ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ዋዕላ ገድሊ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ትግራይ፡ ትግራይ ንምህናፅ ግደ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝለዓለ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኢትዮጵያ ኣትያቶ ዘላ ቅልውላው ኲናት ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክፍታሕ ኣይኽእልን ኢሉ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን፡ ኣብ ኬንያ ምስ ፕረዚዳንት ኬንያ እሁሩ ኬንያታን ላዕለዎት ሰበስልጣናት እታ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝቕመጡ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ ብጅምላ ይእሰሩ ከምዘለው ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢሉ እውን መላእ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ተጋሩ ብጅምላ ምእሳር ከምዝቐፀለ ትማሊ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ…