ኣባል ሴንተራል ኮማንድ ትግራይን ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይን ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ንዘተ ሰላም ዝምልከት ኣብ ትግራይ…
Author: Tesfaalem Berhe
ኣብ መዳጎኒ ማእኸል ሰመራ ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ብጥምየት ከምዝሞቱ ተቓሊዑ።
ካብ ሸኸትን ኸባቢኡን ተገፊፉ ናብ ሰመራ ዝተወሰደ ማእለያ ዘይብሉ ትግራዋይ ብሕማምን ጥምየትን ምማቱ ዘቃልዕ ምስሊ ወፂኡ።…
መንግስቲ ትግራይ ኣብ ኬንያ ንዝካየድ ዘተ ሰላም ዝውክል ጕጅለ መዚዘ ኢሉ።
ገዛኢ ውድብ መንግስቲ ትግራይ ዝዀነ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)፡ ብመንጎኝነት መንግስቲ ኬንያ ኣብ ዝግበር ዘተ ሰላም…
ኢትዮጵያ: “ንህዝቢ ትግራይ ከም ቆጽሊ ክረግፍ ” ከም ዝፈረደትሉ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ትግራይ ሓቢራ
ቤተክርስቲያን ትግራይ ኣብ ዘውጽአቶ መግለጺ ፤ኢትዮጵያ: ህዝቢ ትግራይ ከም ቆጽሊ ክረግፍ ከም ዝፈረደትሉ ኣፍሊጣ። ኢትዮጵያ ኣብ…
ኣብ ጂቡቲ መዓስከር ሆልሆል የዕቒቦም ዝርከቡ ተጋሩ ኣብ ከቢድ ማሕበራዊ ቅልውላው ወዲቖም።
እቶም ስደተኛታት ከምዝብልዎ፡ ኣብ መዓስከር ሆልሆል ዝርከብ መደበር ጥዕና ምርመራ ኤችኣይቪን ኮሮና ቫይረስን ካብ ምግባር ወጻኢ፡…
ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ካብ ዩኒቨርስቲ ኢደንበርግ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ተበርኪቱሎም።
ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ፡ ብባንዴራ ትግራይ ዝወቀበ ጋቦን መመረቒ ክዳን ብምልባስ ኣብቲ መድረኽ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ።
ኣብ ከተማ ጋምቤላ ምስ እዋናዊ ኩነታት ብምዝማድ ዝረኣዩ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ንምቁፅፅር እቲ ገደብ ሰዓት እቶእቶ ምእዋጁ…
ብመንነቱን መሬቱን ተዋግዩ ዘይፈልጥ ህዝቢ ኣላማጣ ንፀላእቲ ብዝርደኦም ቋንቋ መኪቱ ከምዝመለሶም ከንቲባ ከተማ ኣላማጣ ገሊፁ።
ህዝቢ ከተማ ኣላማጣን ከባቢኣን ካብ ተስፋሕፋሕቲ ሓይልታት ኣምሓራን ዕሱብ ሰራዊት ኣብዪን ካልኦት ልፍንታውያን ሓይልታትን ሓራ ዝወፀላ…
ኣብ ትግራይ ጥሜት የለን ዝበለ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኢትዮጵያ ተኣሲሩ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ፡ ብግዕዝይና ተጠርጢሩ ከም ዝተኣስረ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…
ፊንላንድ፡ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ።
ኣብቲ እዋን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮጳ ኮይኖም ንትግራይ ዝገሹ ፊንላንዳዊ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ እቲ ሕብረት ኣብ…
ተጋሩ ዲያስፖራ ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ንምቅላል ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገበሩ ተገሊፁ ።
አብ ወፃኢ ዓድታት ኣየርላንድ፣ ማልታ ከምኡ እውን ሚላኖ ጣልያን ዝነብሩ ጉዱሳት ተጋሩ ዲያስፖራ ንዝተፀገሙ ወገናት ነበርቲ…
ፀሓፍን ፖሎቲኬኛን ክብሮም በርሀ ብሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ተኣሲሩ።
ፀሓፍን ፖሎቲኬኛን ክብሮም፡ መጀመርታ በዓልቲ ቤቱ፡ ክብሮም ኣምፅእዮ ንደልዮ ኢና ብዝብል ኣሲሮምዋ ድሕሪ ምፅናሕ ድሕሪ ክብሮም…
ኣብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ከይዶም ካብ ዝጠፍኡ ወተሃደራት ሶማልያ እቶም 2 ሽሕ ተረኺቦም።
ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ይወሰዱ ካብዝነበሩ 5 ሸሕ ሶማላውያን እቶም 2 ሽሕ ጥራይ ብህይወት ከምዝተረኸቡ መርበብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ድሕንነትና ናብ ሓደጋ እንተወዲቑ ናብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ኢሉ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብልጽግና ምስ መንግስቲ ትግራይን ንምዝታይ ንምንታይ በይኑ ወሲኑ ዝብል ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ካናዳ፡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሃብቲ ወርቂ ንዘይምስኣን ንኲናት ትግራይ ዝምልከት ስቕታ ከምዝመረፀት ተገሊፁ።
ካናዳ፡ ካብ ትግራይ እትረኽቦ ሃብቲ ወርቅን ኩቡር ማዕድናትን ንዘይምስኣን ክትብል ብስርዓት ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ትግራይ…
ኢትዮጵያ ብኲናት ንዝበፅሓ ዕንወት ዝውዕል ሓገዝ ከምዘድልያ ሓቲታ።
ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ኣብ ዝገበረቶ ኲናት ንዘጋጠማ ቀሊል ዘይበሃል ክሳራ ንምውፃእ ባንኪ ዓለምን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን…
ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ምስ ሰራዊት ናፅነት ተጋሩ ማሪኸ ክብል ዝተለመደ ውንጅላ ኣቕሪቡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢ ኣሕመድ፡ ሎሚ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ንባይቶ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ነቲ ብሰራዊት…
ብሰንኪ መንነቶም ዝተኣሰሩ ተጋሩ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ክፍትሑ ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ክገብር መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።
ተጋሩ ጥሮተኛታትን ኣብ ስራሕ ዝነበሩን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝርከብዎም ብጅምላ ተሓፊሶም ዝተኣሰሩ ኣሽሓት ተጋሩ ክፍትሑ…
ኣብ ትግራይ ንዝፍፀም ዘሎ ጀኖሳይድ ስነልቦናዊ በሰላ ንምሕዋይ ስልጠና ዝወሰዱ 130 መናእሰይ ተመሪቖም።
ኣብ ትግራይ ንዝፍፀም ዘሎ ጀኖሳይዳዊ በሰላን ስነልቦናዊ ጉድኣትን ንምሕዋይ ስልጠና ዝወሰዱ 130 መናእሰይ ከምዘመረቀ ቢሮ ሳይንስን…
ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ተወለድቲ ሰንዓፈን ሞኖኽሰይቶን ኣስታት ክልተ ሚልዮን ብር ንተመዛበልቲ ትግራይ ኣወፍዮም።
ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ኤርትራውያን ተወለድቲ ሰንዓፈን ሞኖኽሰይቶን ካብ ወረዳታት ኢሮብን ጉለምኻዳን ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ንዘለው…