ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ኣኼባ ጉጅለ 20 ተሳቲፉ።

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዘጋጥም ንደሓር መራሕቲ ጉጅለ 20 ንፈለማ እዋን ብ ኣካል ተራኺቦም ኣብ ዝዘተዩሉ…

ሊህቃን ኣምሓራ፡ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ ክልል ኣምሓራ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ ዳግማይ ቅሉዕ ፃውዒት ምፅናት ዓሌት ኣዊጆም።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ነበር ኣቶ ኣገኘሁ ተሻገር ቅድሚ ኣዋርሕ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ መግለጺ ኣብ ክልል…

ትግራይ ኣብ ቅድመን ድሕረን ኵናት እትሓልፎም ዘላ ናይ ‘ሕማማት’ ዓመታት!

ብዘዓባ ትግራይ ድሕሪት ምልስ ኢልና ታሪኽ ካብ ምርኣይ እንመሃሮ ነገር እንተሃለወ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን…

ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ኣመሪካን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ገጽ ስለዝኸልእዎ ካልኦት ክሕግዝዎ ዝኽእሉ መሓዙት ሃገራት ኣብ ምእላሽ ተጸሚዱ ከምዝርከብ ፕሮፌሰር ሸትል ትሮንቮል ገሊፁ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዎ ርክብ እናሓርፈፈ ኣብ ዝመፀሉ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብዚ ኵናት…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራት ትግራይ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ንዝሓዞ መርገጺ ከዕሪ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ዋና ጸሓፊ ኣንቶንዮ ጉተሬዝ ከምዝጸሓፈ ተፈሊጡ።

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራት ተጋሩ (GSTS) ዝሓለፈ ዓርቢ 12 ጥቅምቲ ን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት…

ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ንተወለድቲ ትግራይ ብኻራ ሓሪዶም እንትቐትልዎም ዘርኢ ምስሊ ብምዝርጋሕ ስነ ልቦና ተወለድቲ ትግራይ ንምትንካፍ ይሰርሑ ኣለዉ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ…

ማሕበራዊ ሚድያ እቲ ክላሽንን ጨና ባርዱን ዘይብሉ ግን ድማ ዕሙር ኵናት ዝካየደሉ ፖለቲካዊ መይዳ።

ማሕበራዊ ሚድያ ህይወት ከምዘቕለለ፡ ንዓለም ናብ ሓንቲ መንደር ከምዝቐየረን ንብዙሓት ምንጪ እቶት ከምዝኾነን ይግለፅ። ብዙሓት ፖለቲካዊ…

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ደብዳባት ነፈርቲ ዘፈፅሙ ዘለዉ ኣብረርቲ በዓል መን ምዃኖም ነበር ኣብራሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካፕቴን ተኽለብርሃን ኣቃሊዑ።

ነበር ኣብራሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካፕቴይን ተኽለብርሃን እዘን ህዝቢ ትግራይ ንምድብዳብ ዝተሰደዳ ነፈርቲ ብምብራርን ብምትሕብባርን ኣብ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ኣብ መቐለ ብዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ ሰለስተ ሰለማውያን ሰባት ሞይቶም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ ቀትሪ ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ ዕዳጋ ዓዲ ሓቕን መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካን ደብዳብ ነፈርቲ…

ኣብ ዓለም ድሮን ዘፍርያ ሃገራት በዓል መን እየን?

ካብ ቀረባ እዋናት ናብዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ኲናታት ድሮናት ኣብ ስልለላን ዝተመረፀ ዒላማ ፈሊኻ ኣብ ምውቃዕን…

መንግስቲ ትግራይ፡ ባይቶ ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀሙ ግፍዕታት ኩሎም ብዝርዝር ክሪኦም ፀዊዑ።

መንግስቲ ትግራይ፡ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ቀፃልነት ዘለዎን ኣብ ቅዋም ዝተደረኸን ሰላም…

ቁጽሮም ዘይንዓቕ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ኵናት ምኽንያት ንኣእምሮኣዊ ጸገም ከምዝተቓልዑ ተገሊጹ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝኸፈቶ ኲናት ምኽንያት ብ ሚልዪናት ዝቑፀሩ ተጋሩ ኣብ ውሽጢ ዓድን ካብ…

ኣብ ርዋንዳን ናይጀርያን ዝተፈጸመ ምጽናት ዓሌት ኣብ ትግራይ’ውን ከምዝተደገመ ምሁራን ገሊፆም።

ምፅናት ዓሌት ንሓደ ማሕበረሰብ ወይ ዓሌት ንክተጥፍኦ ብምህቃን ዝግበር ጨፍጫፍ እዩ። ዓሌት መሰረት ዝገበረ ጨፍጫፍን በደልን…

ኣብ ዕደና ወርቂ ዝነጥፍ ካናዳዊ ትካል ካብ ትግራይ 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝረኸበ ገሊፁ

ኣብዚ ሐዚ እዋን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝኣወጆ ኲናት ምኽንያት ትግራይ ብሰብ ስራሕ ጥምዬት፣ ብምፅናት…

ኣብ ልዕሊ ተጋሩ፡ ብኢትዮጵያውያን ዝካየድ ናይ ጽልኢ ዘረባ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዲያቆን ዳኒኤል ክብረት “ንሳቶም” እናበለ ኣብ ዝገበሮ መደረ፡ ተጋሩ ካብ ገፅ ምድሪ ክጠፍኡ…

ወተሃደራዊ ዓወታት ትግራይ ብፖለቲካዊ ዓወት ዘይዕጀበሉ ዘሎ ምኽንያት እንታይ’ዩ?

ሓድሽ ረዳ ዝትብሃሉ ፀሓፊ ታሪኽ “የቆሰለ ታሪክ” ኣብ ዝብል መፅሓፎም ከምዚ ይብሉ: “ካብ ኩሉ ንላዕሊ ዝገርም…

ኣብ ወጻእ ሃገራት ዝቕመጡ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ፡ ንተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ምሕጋዝ ይነጥፉ ከምዘለው ተገሊፁ።

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ብሰንኪ ዘጋጠመ ግፍዓዊ ጨፍጫፍ ሓይልታት ኣምሓራን ወረርቲ ሓይልታትን ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ተወለድቲ ትግራይ…

“የኢትዮጵያ ችግር በፌደራሊዝምም ሆነ ብአሃዳዊ የመንግስት መዋቅር የሚፈታ አይደለም”

ፌደራሊዝም ምንድነው? ከሚል ጥያቄ ስንነሳ በትግራይ የሳልሳይ ወያነ ፓርቲ የሕግ ክፍል ሃላፊ የሆነው ኣቶ ተስፋኣለም እንዲህ…

የጠቅላይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ያልተቋረጠ ውሸት እና የመንግስት ሚድያዎች ‘የገደል ማሚቶ’ ሚና ብጥልቀት ሲፈተሽ።

ሰለ ቀድሞው የ ኣሜሪካ ፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ወቀሳዊ ሓሳብ የሚያነሱ ሰዎች “ውሸታም” ናቸው ይሏቸዋል። የተወሰኑትም የቀድሞውን…

ሩባ ተከዘ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘቃልዖ ግፍዒ ዕጥቛት ኣምሓራ!

ድሕሪ ናይ 8 ኣዋርሕ ጨፍጫፍን ፅንተትን ብዙሓት ከተማታት ትግራይ ብሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ሓራ እንተወፃ እኳ ምዕራብ…