አብ ወፃኢ ዓድታት ኣየርላንድ፣ ማልታ ከምኡ እውን ሚላኖ ጣልያን ዝነብሩ ጉዱሳት ተጋሩ ዲያስፖራ ንዝተፀገሙ ወገናት ነበርቲ…
Category: News
ምልባዕ ለበዳ ሕማም ዓሶ ትግራይ ልዕሊ ዓቕሙ ስለዝኾነ ዓለምለኻዊ ትካላት እዋናዊ ግብረመልሲ ክህባ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣተሓሳሲቡ።
መድሓኒትን መመርመሪ መሳርሒን ብዘይምህላው ነቲ ለበዳ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ ከምዘይወሰደ ዝገለፀ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ ትግራይ…
ፀሓፍን ፖሎቲኬኛን ክብሮም በርሀ ብሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ተኣሲሩ።
ፀሓፍን ፖሎቲኬኛን ክብሮም፡ መጀመርታ በዓልቲ ቤቱ፡ ክብሮም ኣምፅእዮ ንደልዮ ኢና ብዝብል ኣሲሮምዋ ድሕሪ ምፅናሕ ድሕሪ ክብሮም…
ኣብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ከይዶም ካብ ዝጠፍኡ ወተሃደራት ሶማልያ እቶም 2 ሽሕ ተረኺቦም።
ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ይወሰዱ ካብዝነበሩ 5 ሸሕ ሶማላውያን እቶም 2 ሽሕ ጥራይ ብህይወት ከምዝተረኸቡ መርበብ…
ኣብ መቐለ ክትባት ጸረ ቫይረስ ኮርና ምሃብ ከምዝተጀመረ ድምፂ ወያነ ትግራይ ፀብፂቡ።
ብኲናትን ዕጽዋን ከሙኡ እውን ሕፅረት መድሓኒን ናውቲ ሕክምናን እናተሃሰየት እትርከብ ትግራይ ክትባት ጸረ ቫይረስ ኮረና ምሃብ…
ሓይልታት መንግስቲ ኢትዮጲያ ፍጹም ጭካነን ግፍዕን ዝተመለኦ ገበናት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እታ ሃገር ከምዝፈጸሙ ብመንግስቲ ዝምወል ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ኣቃሊዑ።
ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝምወል ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ወታደራትን ዕጡቓት መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ጭካነ ዝተመልኦ ግፍዒታት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ድሕንነትና ናብ ሓደጋ እንተወዲቑ ናብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ኢሉ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብልጽግና ምስ መንግስቲ ትግራይን ንምዝታይ ንምንታይ በይኑ ወሲኑ ዝብል ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ካናዳ፡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሃብቲ ወርቂ ንዘይምስኣን ንኲናት ትግራይ ዝምልከት ስቕታ ከምዝመረፀት ተገሊፁ።
ካናዳ፡ ካብ ትግራይ እትረኽቦ ሃብቲ ወርቅን ኩቡር ማዕድናትን ንዘይምስኣን ክትብል ብስርዓት ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ትግራይ…
ኢትዮጵያ ብኲናት ንዝበፅሓ ዕንወት ዝውዕል ሓገዝ ከምዘድልያ ሓቲታ።
ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ኣብ ዝገበረቶ ኲናት ንዘጋጠማ ቀሊል ዘይበሃል ክሳራ ንምውፃእ ባንኪ ዓለምን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን…
ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ምስ ሰራዊት ናፅነት ተጋሩ ማሪኸ ክብል ዝተለመደ ውንጅላ ኣቕሪቡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢ ኣሕመድ፡ ሎሚ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ንባይቶ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ነቲ ብሰራዊት…
ማሕበረሰብ ዓለም ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ዘርኢ ምጽናት ብስቅታ ክርእዮ ከምዘይብሉ ተገሊጹ።
ስርዓት ኢትዮጲያ ንዝሓለፉ ልዕሊ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብፍሉይ ድማ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ሰፊሕ…
ስርዓት ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዝኣዎጆ ኲናት ኣብ ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚልዮን ህዝቢ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ ከምዝርከብ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕብራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዝኣወጆ ኲናትን ዝፈጸሞም ገበናትን ደቂ ኣንስትዮን ህጻውንቲ ዝበዝሕዎ ልዕሊ 2…
ብሰንኪ መንነቶም ዝተኣሰሩ ተጋሩ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ክፍትሑ ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ክገብር መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።
ተጋሩ ጥሮተኛታትን ኣብ ስራሕ ዝነበሩን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝርከብዎም ብጅምላ ተሓፊሶም ዝተኣሰሩ ኣሽሓት ተጋሩ ክፍትሑ…
ኣብ ትግራይ ንዝፍፀም ዘሎ ጀኖሳይድ ስነልቦናዊ በሰላ ንምሕዋይ ስልጠና ዝወሰዱ 130 መናእሰይ ተመሪቖም።
ኣብ ትግራይ ንዝፍፀም ዘሎ ጀኖሳይዳዊ በሰላን ስነልቦናዊ ጉድኣትን ንምሕዋይ ስልጠና ዝወሰዱ 130 መናእሰይ ከምዘመረቀ ቢሮ ሳይንስን…
ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ተወለድቲ ሰንዓፈን ሞኖኽሰይቶን ኣስታት ክልተ ሚልዮን ብር ንተመዛበልቲ ትግራይ ኣወፍዮም።
ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ኤርትራውያን ተወለድቲ ሰንዓፈን ሞኖኽሰይቶን ካብ ወረዳታት ኢሮብን ጉለምኻዳን ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ንዘለው…
ጋዜጠኛው እስካሁን እንደጠፋ ነው!
ኢትዮ-ፎረም የጋዜጠኝነት ሙያ በስርዓቱ ለመተግበር ሲጥር የነበረ ሚዲያ ነው። ጥልቀት ያለው ትንታኔ በማቅረብም ይታወቅ ነበር። ከዚህ…
ኣብ ትግራይ መሰረታዊ ኣገልግሎት ክጅመር ፕረዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል ፀዊዑ።
ኣብ መንጎ ፕረዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣቢ ኣሕመድን ዘተ ስልኪ ከምዝተኻየደን መሰረታዊ…
ኣባላት ባይቶ ኢንግሊዝ ፈፀምቲ ገበናት ኲናት ትግራይ ብሕጊ ተሓተቲ ክኾኑ ፀዊዖም።
ኣባላት ባይቶ ዓዲ ኢንግሊዝ ብሓደ ማዕኸን ዜና ፈረንሳይ “ትግራይ ምድሪ ዓፀቦ” ብዝብል ዝተመሓላለፈ ዶክመንተሪ ፊልሚ ኣዚዩ…
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ብወረርቲ ሓይልታት ዝተፈፀመ ጅምላዊ ጨፍጫፍ እተዘንቱ መፅሓፍ ንንባብ በቒዓ።
ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀሙዎ ጆኖሳይድ፡ ብፍሉይ ድማ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ከተማ ኣኽሱም…