ኣብ ሓንቲ ዋንነታ ናይ ኣሜሪካ ከምዝኾነት ዝተገለፀት መርከብ ውግእ ተሳፊሩ ትግራይ ትዕወት ብምባል ዝጨረሐ ኤርትራዊ ኣማኒኤል…
Category: News
ብነበርቲ ችካጎ ተጋሩ ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝተሃነፀ ቅድስቲ ማርያም ቤተክርስትያን ተመሪቑ።
ኣብ ቺካጎ ዝነብሩ ተጋሩ ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ ገዛእ ነብሶም ዝዉንንዎ ምስ ኢትዮጲያዉያን ዘይተላገበን ነፃን…
ኣብ መደምደምታ ዝበፅሐ ህዝባዊ ኲናት ብወፍርታት ምድንጋር ይኹን ብዘመናዊ ቴክኖሎጂ ከምዘይብዳህ መንግስቲ ትግራይ ሓቢሩ።
ህዝቢ ትግራይ ንዘይተርፍ ዓወት ፀኒዑ ብግንባርን ደጀንን መኸትኡ ክቕፅል ከምዝግባእ ዝሓበረ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ ኣብ መደምደምታ…
ኣብ ትግራይ ፆታዊ ዓመፅ ካብ ዝበፅሐን ደቂ-ኣነስትዮ እተን 30 ሚእታዊት ህፃናት ምዃነን ሓደ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ።
ፆታዊ ዓመፅ በፂሑወን ፀብፃብ ካብዝገበራ ደቂ-ኣነስትዮ እተን 30 ሚእታዊ ህፃናት ምዃነን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ቢሮ ጉዳይ…
ወረርቲ ሓይልታት ሓራ ኣብዘይወፃ ከባብታት ትግራይ ፆታዊ ዓመፅ ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም ይቕፅልሉ ከምዘለው ተገሊፁ።
ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ እቲ ሓራ ኣብዘይወፃ ከባብታት ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ፆታዊ ዓመፅ ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም…
ኣብ ትግራይ፡ ንኩሉ ዓቕምታት ዘማእኽል “ስሙር ብሄራዊ ባይቶ” ክጣየሽ ውድብ ባይቶና ፀዊዑ።
ህዝቢ ትግራይ ገጢሙዋ ዘሎ ኩለመዳያዊ ክባን ዕፅዋን ብባህሪኡን ብዝጠልቦ ግብረ መልስን ዝተፈለየ ስለዝኾነ፣ ካብቲ ዝተለመደ ኣካይዳ…
ትግራወይቲ ሲስተር ሙሉ መስፍን፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያን መላፍንቱን ፆታዊ ዓመፅ ንዝበፅሐን ተጋሩ ንዝገበረቶ ሞያዊ ሓገዝ ካብ ተፅዕኖ ፈጠርቲ ዓለምና ኮይና ተሮቒሓ።
ትግራወይቲ ሲስተር ሙሉ መስፍን ብማዕከን ዜና ቢቢሲ ካብ 100 ደቂ ኣንስትዮ ዓለምና ናይ 2021 ተፅዕኖ ፈጣሪት…
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፈሪ ፊልትማን፡ ኣብ ሃገራት ግብፂ፡ ዓረብ ኢምሬትስን ቱርክን ምብፃሕ ከምዘካይደድ ተገሊፁ።
ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፈሪ ፊልትማን፡ ኣብ ሃገራት ግብፂ፡ ዓረብ ኢምሬትስን ቱርክን ምብፃሕ…
ኣሜሪካ ብሽም ሰብኣዊ ረዲኤት ኣብ ምውዳቕ ዝርከብ መራሒ ኢትዮጵያ ንምድሓን ትሰርሕ ከምዘላ ፀሓፊ ኲናትን ግዝኣታትን ዶ/ር ኤድዋርድ ሃንት ኣቃሊዑ።
መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኲናት ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሰብኣዊ ቀውሲ ይፈትሕ ኣለኹ ትበል እምበር ብሓቂ ግን ኣብይ ኣሕመድ…
ብኣማኢት ማይላት ርሕቐት ካብ ኲናት ትግራይ ዘመለጡ ተጋሩ ሐዚ ውን ኣብ ስግኣት ከምዘለው ብሉምበርግ ኣቃሊዑ።
ኣዝማዶምን ኣዕርኽቶምን ኣብ ጎቦታት ትግራይ ክሞቱ ሪኦም፣ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣምሊጦም፣ ጉቦ ከፊሎም፣ መቑሰልቲ በፂሑዎም ካብቲ…
ሕብረት ማሕበራት ኦሮሞ፣ ተጋሩ፣ ጋምቤላን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ኣብ ኣውስትራልያ ሰልፊ ተቃውሞ ኣካይዶም።
ኣባላት ፌዴሬሽን ሲቪክ ማሕበረሰብ ኦሮሞ፣ ሕብረት ማሕበረሰብ ተጋሩ፣ ሕብረት ማሕበረሰብ ህዝብታት ጋምቤላን ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያን ኣብ…
They fled hundreds of miles to escape war in Ethiopia. But they fear it wasn’t far enough.
By Rachel Chason and Rael Ombuor 8 Dec 2021, at 5:00 a.m. EST NAIROBI — They watched friends die in the…
ኣብ ትግራይ በረራ ኣልቦ ቀጠና(no fly zone) ክእወጅ ፕሮፌሰር ኣሾክ ጸዊዑ።
ሙሁር peace and conflict ዝኾነን ዝተፈላለዩ መጸሓፍቲ ብምጽሓፍን ኣብ 2017 ኣቆጻጽራ ፈረንጂ UNESCO Chair on International Water…
ኣብ ትግራይ ግዳይ ጾታዊ ዓመጽን መጥቃዕትን ዝኾና ወገናት ፍሉይ ሓገዝ ከምዘድልየን ተገሊፁ።
ኣብ ትግራይ ግዳይ ጾታዊ ዓመጽን መጥቃዕትን ዝኾና ወገናት ካብ ስነልቦናዊ ኣካላዊን ጉድኣት ክሓውያ ዘድልየን ሓገዝ ክግበረለን…
ኲናት ትግራይ ቅድሚ 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ከምዝጀመረ ኣባላት ሃገራት ሕብረት ገሊፀን።
ሕብረት ኣውሮፖ ንኲናት ኣሜሪካ ንቅልውላው ኲናት ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ ኲናት ትግራይ ቅድሚ 4 ሕዳር 2020…
ሽዱሽተ ሓያላን ሃገራት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ብሄረ ተጋሩ ዘካይዶ ዘሎ ግፍዕን ማእሰርትን ደው ከብሎ ፀዊዐን።
እተን ብመገዲ ክፍሊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣቢለን ሓበራዊ መግለፂ ዘውፀኣ፡ ሃገራት ኣሜሪካ፣ ካናዳ፣ አውስትራሊያ፣ ዴንማርክ፣ ኔዘርላንድስን…
ኣብ ወረዳ ኣጽቢ ወንበርታ ኣስታት ሓደ ነጥቢ ሸውዓተ ቢልዮን ብር ሃፍቲ ብወታደራት ኢትዮጲያን ኤርትራን ከምዝዓነወ ተገሊፁ።
ኣብ ወረዳ ኣጽቢ ወንበርታ ኣስታት ሓደ ነጥቢ ሸውዓተ ቢልዮን ብር ሃፍቲ ብወታደራት ኢትዮጲያን ኤርትራን ከምዝዓነወን ከምዘመተን…
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ነቲ ቃልሲ ንድሕሪት ዝመልስ ሓይሊ የለን ኢሉ።
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ንዘመናት ዝተቃለሰሉ ዓርሰ ምሕደራ ብሪፈረንደም ንምግሃድ ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ…
ዓለም ለኻዊ ትካል OCHA ሰራሕተኛታትን ሓገዝትን ሰብኣዊ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ዘድልዮም ከባብታትክኣቱ ኣይከኣልኩን ኢሉ።
ዓለም ለኻዊ ትካል OCHA ብምኽንያት እቲ ዂናት ጉድኣት በፂሕወን እዩ ዝበለን ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ሓገዝ…
ትግራዋይ ኣትሌት ኣማን ፔጥሮስ ኣብ ዝተዓወተሉ ቅድድም ማራቶን ኣእዳዉ ብምጥማር ንስርዓት ኢትዮጵያ ተቓውምኡ ኣስሚዑ።
ትግራዋይ ኣትሌት ኣማን ፔጥሮስ ቕድሚ ሕዚ ኣብ ኢዱ ዝፀንሐ ናይ ሃገረ ጀርመን ማራቶን ሪከርድ (2:07:18 ማይክሮ…