Latest
ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ልኡኻት ሕብረት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ኣብ ቅድመ ኩነት መንግስቲ ትግራይ ትኹረት ገይሮም ክብል ከሲሱ።
ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን፡ ኣብ ትግራይ ምብፃሕ ዘካየዱ ፍሉያት ልኡኻት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ…
ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ተስፋታት ሰላም ብተግባር ተተርጒሞም ንዝተጎድአ ህዝብና መፀገኒ ክኸውን ጸዊዖም።
ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወ እጨጌ ዘመንበረ…
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝተነበረ ዕፅዋን ክባን ህዝቢ ካብን ናብን ክንቀሳቐስ ከምዘይከኣለ ተሓቢሩ።
ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዝተነበረ ዕፅዋን ክባን ነዳዲ ብዘይምህላው ካብን ናብን ዝግበር ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ደው ከምዝበላ…
ኣብ ልዕሊ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ተዳጊኖም ዝርከቡ ተጋሩ ደቂተባዕትዮ ኣገዲድካ ምድፋር ይፍጸም ከምዘሎ ዘ ግሎብ ኤንድ ሜል ጸብጺቡ።
ጋዜጣ ዘ ግሎብ ኤንድ ሜል፡ ዘዘራረቦም ኣርባዕተ ግዳይ እቲ ኣገዲድካ ምድፍር ዝኮኑ ደቂተባዕትዮ ኣብ ሑመራ ዝርከብ…
ኣብ ትግራይ ሕማማት ኣንትራክስ፣ ሕማም ዕቡድ ከልብን ዓሶን ይላባዕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቶም ሕማማት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዝተነብረ ዕጽዋ ዋሕዲ መድሃኒትን ምድኻም ኣገልግሎት ጥዕናን ምቍራጽ መራኸቢታትን ዋሕዲ…
ስድራን ጠበቃን ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ውድብ ባይቶና ኣይተ ክብሮም በርሀ ንፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከሲሶም።
ቅድሚ ሰሙናት ብሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጲያ ተታሒዙ ዝተኣሰረ ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ውድብ ባይቶና ኣይተ ክብሮም በርሀ ሃለዋቱ…
“ገዛይ ተመሊሰ ሰሪሐ ደቀይ ዝዕንግለሉ መዓልቲ ክመፅእ ዶ ይኸውን?”
ወይዘሮ ህንፃ ገብረመድህን ኣብ ወረዳ ፀገዴ ነባሪት ከተማ ዳንሻ ብንግዲ፣ ሕርሻን ምርባሕ እንስሳን መነባብሮኣ ክትመርሕር ዝፀነሐት…
ኢትዮጵያ ድሕሪ ኲናት ትግራይ ልዕሊ 60 ጋዜጠኛታት ከምዝኣሰረት ሲፒጄይ ገሊፁ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ድሕሪ ኲናት ምውልዑ ብርኪ ናጽነት ፕረስ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዘንቆልቆለ ትካል ተሓላቒ…
ኣብ ኵናት ትግራይ ዝተፈፀሙ ገበናት ዘፃርይ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ክኣትዉ ከምዝተረዳድኡ ልኡኻት ሕብረት ኣውሮፖን ኣሜሪካን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዘውፀኡዎ ሓበራዊ መግለፂ ሓቢሮም።
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ከምኡ እውን ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ኣኒታ ወይበር…
ሃገርነት ትግራይ ንምግሃድ ስምረት ሃገርነት ዕላማ ዝገበሩ ምንቅስቓሳት ከምዘድሊ መድረኽ ናፅነት ትግራይ ኣተሓሳሲቡ።
መድረኽ ናፅነት ትግራይ 23 ሓምለ 2014 ዓ.ም ግእዝ ኣብ ዘሳለጦ ምይይጥ ንማዕርነታዊ ሓድነት ዝሰርሕ ውድብ ዝመርሖ…
ትግራዋይ ሰለሙን ኣለማ፡ ካርቦን ዳይኦክሳይድ ዝፈጥሮ ብኽለት ከባቢ ዝከላኸል ቴክኖሎጂ ሚሂዙ።
ትግራዋይ ሰለሙን ኣለማ ኣስፋሃ፡ ብካርቦን ዳይኦክሳይድ ዝፍጠር ብኽለት ከባቢ ዝከላኸል ንዓለምና ሓድሽ ቴክኖሎጂ ከምዝመሃዘ ዝተፈላለያ መርበባት…
“ተጋሩ ወርቀይን ኣቕሓይን ከይበልኩም ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲን 3 ሰዓትን ውፁ”
ቀሺ ብርሃነ ታደለ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ናብራ መስሪቶም ጉጂ ቀሊሶም ን25 ዓመታት ኣብ ወረዳ ቃፍታ…
ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ትግራይ ዝበጸሐ ፆታዊ ዓመፅ ከምዝሕዝን ገሊጹ።
ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም መዓልቲ ደቀንስቲዮ ኣፍሪካ ኣመልኪቱ ኣብ ትዊተር ገጹ ኣብ ዝለጠፎ…
ፍልይቲ ተወካሊት ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ናብ መቐለ ከምእተምርሕ ገሊጻ።
ፍልይቲ ተወካሊት ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣነት ዌበር ጉዳይ ዘተ ዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ…
ኣብ ዝበዝሕ ክፋል ትግራይ ንዕቤት ዝራእቲ ምችው ዝርገሐ ዝናብ ክራማት ምህላው ተሓቢሩ።
ኣብ መብዛሕትኡ ከባብታት ትግራይ ዝናብ ዘንጊዑ ዝጀመረ እኳ እንተኾነ ንዕቤት ዝራእቲ ምችው ዝኾነ ዝርገሐ ከምዘለዎ ቢሮ…
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘተ ሰላም ኢትዮ- ትግራይ ክቀላጠፍ ጸዊዑ።
ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጲያ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒይ ኣብ መንጎ መንግስቲ…
ኣብ ጋምቤላ ክልል ብትግራዋይነቶም ተዓፊኖም ዝተወሰዱ ተጋሩ ደሃዮም ከምዘይተረኸበ ተሓቢሩ።
ስርዓት ኢትዮጵያ ነበርቲ ክልል ጋምቤላ ዝኾኑ ተጋሩ ገፊፉ ኣብ ዝተፈላለዩ መዐጎሪ እናዳጎነ የሳቕዮም ከምዘሎ ተገሊፁ። እቶም…
መርማሪት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ናብ ትግራይ ከይትኸይድ ተኸልኪላ።
ትማሊ ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሬደዋን ሑሱን፡ መርማሪት ኮምሽን ሑቡራት ሃገራት፡ ናብ ትግራይ ክኸዱ ኣይፈቐድናን…
ዘተ ሰላም ትግራይን ኢትዮጵያን ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክጅመር ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ዘተ ሰላም ትግራይን ኢትዮጵያን ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክጅመር ክጅመር ተስፋ ከም እትገብር ሓንቲ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን…
ትካል ሕብራት መንግስታት ኣሜርካ ንኣህጉራዊ ምዕባለ (USAID) ብወርሒ ክልተ ሚልዮን ሊትር ነዳዲ ካብ ጁቡቲ ከእትው ፍቃድ ከዝረከበ ኣፍሊጡ።
ትካል ንኣህጉራዊ ምዕባለ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕጽረት ነዳዲ ንምቅላል ኣብ ወርሒ ክልት ሚልዮን…