ሰራዊት ትግራይ፡ ሐዚ ንዘሎ ክባ ፈንፂሑ ናይ ምውፃእ ሙሉእ ዓቕሚ ከምዘለዎ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፁ።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ነዊሕ ርሕቐት ናብ ማእኸል ዓዲ ተጓዒዙ ናብዚ እንትበፅሕ ገዚፍ ናይ ፀላኢ ዓቕሚ እናሰበረን…

ኣሜሪካ፡ ንጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ሓዲሽ መሪሕነት ከምእትመዝዝ ተሓቢሩ።

ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ትሽዓተ ኣዋርሕ…

ተሓከምቲ፡ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ኣብ ከቢድ ኩነታት ከምዝወደቑ ሰብ ሞያ ሕክምና ኣፍሊጦም።

ዶካትርን ባዓል ሞያታት ጥዕናን ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል እቲ ትካልን ተሓከምቲን ዘለውዎ ኩነታትት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውጽእዎ ናይ…

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ክሳብ ሐዚ 143 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊፁ

ስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ እዚ ዓመት ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ ኣብ ትግራይ ብዝፈጸሞ ደብዳብ ድሮንን ንፈርቲን …

ፍሉይ ልኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጄፌሪ ፌልትማን ጽባሕ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣቱ ተሓቢሩ።

ፍሉይ ሉኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጄፌሪ ፌልት ማን ጉዳይ ሰላም ኣመልኪቱ ንምዝታይ ናብ ኢትዮጲያ ጽባሕ…

ሱዑዲ ዓረብ ተጋሩ ናብ ኢትዮጵያ ምጥራዝ ደው ክተብል ሂዩማን ራይትስዎች ፀዊዑ።

ኢትዮጵያ፡ ካብ ሱዑዲ ዓረብ ሓይሊ ዝተጠረዙ ኣሽሓት ተጋሩ ተቐቢላ ትኣስሮም፣ ተሳቕዮምን ኣድራሻኦም ተጥፈኦም ከምዘላን ሂይማን ራይትስዎች…

ኣብ ልዕሊ መንገዲ ኣየርን ባንኪ ንግዲን ኢ/ያ እገዳ ክግበር ፃውዒት ቀሪቡ።

ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 21 ዓመታት ካብ ኣሜሪካዊ መርበብ ምቹውነት ዕድል ንዕቤት ኣፍሪካ ቁጠባዊ ተጠቃምነታ ልዑል ነይሩ።…

ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ወገናት ዘብፅሖ ዘሎ ደብዳብ ድሮንን ነፈርትን ብዘይሻራዊ ኣካል ክምርመር ፃዉዒት ቀሪቡ።

ኣብ ክልል ኦሮምያን ኣብ ትግራይን ብትእዛዝ መንግስቲ ብልፅግና ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ወገናት ዝበፅሕ ዘሎ ደብዳብ ድሮንን…

ኣብ ትግራይ ክትባት ሕማም ንፍዮ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።

ትካል ዓለም ለኸ መድሕን ዩኒሴፍን ተሓጋገዝቶምን ኣብ ትግራይ ክትባት ሕማም ንፍዮ ከምዝጀመሩ መርበብ ሓበሬታ ኣል ዐይን…

ነበር ሚኒስትር ገንዘብ ሱዳን፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኮይኑ ከምዝምዘዝ ተገሊፁ።

ነበር ሚኒስትር ገንዘብ ሱዳን፡ ኢብራሂም ኣልባደዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ከምዘዝ ማዕኸናት ዜና ይፅብፅባ ኣለዋ። ኣቦ መንበር…

ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምፅናት ዘርኢ ተጋሩ ትመርሖ ብምህላዋ ምሕደራ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ከምዘጣይሹ መራሕቲ ሃይማኖት ተዛሪቦም።

ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ሕገ-እግዚኣብሄርን ሕገ ደንቢ እታ ቤተክርስትያንን ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ…

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ተጠርጢሩ ብኢንተርፖል ክድለ ዝፀንሐ ዮሃንስ ሃብተ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ተገሊፁ።

እዚ ዕሉል ዘይሕጋዊ መሰጋገሪ ሰባት ኮይኑ ክሰርሕ ዝፀንሐን ብደረጃ ዓለም ተደላዪ ገበነኛ ዝነበረን ዮሃንስ ሃብተ “ጆን”…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ካብ መንበረ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ ከምዝተኣለየ ኣፍሊጡ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣብዚ እዋን ሱዳን ኣብ “ሓደገኛ መቐይሮ” ከምዘላ ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ እታ…

ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሽዱስተ ኣዋርሕ ባንኪ ብምዕፃውን ሃፍቲ ተጋሩ ብምውራርን ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ይሰርሕ ምህላው ተፈሊጡ።

ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ግልጋሎት ባንኪ ብምቁራፅ ዝውውር ጥረ ገንዘብ ትግራይ ብምዕፃውን ሃፍቲ ተጋሩ ብምውራርን…

ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ነጋዶ ዝበፅሕ ዘሎ ኣብ መንነት ዝተደረኸ ፅንታ ከምዘተሓሳሰቦ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያን መዳርግቱን ኣንፃር ትግራይ ዝወልዕዎ ወራር ሃፍቲ ትግራይ ብስርዓታዊን ትሉምን ሜላ ምብራሶም ዝሓበረ ቤት ምኽሪ…

ትግራዋይ ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ ንብርክት ዝበለ ኣዋርሕ ደሃይ ስድራቤቱ ከምዘይረኸበ ገሊፁ።

ንሃገረ ጀርመን ዝጎዪ ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ ኣብታ ሃገር ብተደጋጋሚ ዓበይቲ ክብረ ወሰናት እናረኸበ ዝመፀ እንትኾን ኮይኑ…

ኣብ ሱዳን መዕቖቢ ስደተኛታት ኡሙራኩባ ንመበል ሳልሳይ ጊዜ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኩናት ስዒቡ ልዕሊ 70 ሽሕ ነባሪ ምዕራብ ትግራይ ናብ ጎረቤት ሃገር ሱዳን ምስዳዱ…

ተጋደልቲ ንኡስ ወለዶ ትግራይ ኣሰር ናይቶም ቀዳሞት ኣያታቶም ብምስዓብ ዓበይቲ ዓወታት የመዝግቡ ምህላዎም ተሓቢሩ።

መንእሰይ እዚ ዘመን ነቲ ከም ህዝቢ ንኸይህሉ ተሃቂንሉ ዝመፀ ሓደጋ ንምምካት ካብ ፖለቲከኛ፣ ሙሁር፣ተምሃራይ ኮታስ ንዓቕመ…

ግፍዒ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምቅላዕ ኣብ ዝተረኸቡ መድረኻትን ማሕበራዊ ርክባትን ብምኻድ ኩሉ ዓለም ንኽፈልጦ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠረ ኩናትን ክባን ዕፅዋን ንኸብቅዕን ኢሉ እዉን ማሕበረሰብ ዓለም ንኽፈልጦን ኣብ ዝተፈላለዩ…