እዚ ዕሉል ዘይሕጋዊ መሰጋገሪ ሰባት ኮይኑ ክሰርሕ ዝፀንሐን ብደረጃ ዓለም ተደላዪ ገበነኛ ዝነበረን ዮሃንስ ሃብተ “ጆን”…
Category: News
ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ካብ መንበረ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ ከምዝተኣለየ ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣብዚ እዋን ሱዳን ኣብ “ሓደገኛ መቐይሮ” ከምዘላ ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ እታ…
ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሽዱስተ ኣዋርሕ ባንኪ ብምዕፃውን ሃፍቲ ተጋሩ ብምውራርን ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ይሰርሕ ምህላው ተፈሊጡ።
ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ግልጋሎት ባንኪ ብምቁራፅ ዝውውር ጥረ ገንዘብ ትግራይ ብምዕፃውን ሃፍቲ ተጋሩ ብምውራርን…
ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ነጋዶ ዝበፅሕ ዘሎ ኣብ መንነት ዝተደረኸ ፅንታ ከምዘተሓሳሰቦ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ሓቢሩ።
መንግስቲ ኢትዮጵያን መዳርግቱን ኣንፃር ትግራይ ዝወልዕዎ ወራር ሃፍቲ ትግራይ ብስርዓታዊን ትሉምን ሜላ ምብራሶም ዝሓበረ ቤት ምኽሪ…
ትግራዋይ ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ ንብርክት ዝበለ ኣዋርሕ ደሃይ ስድራቤቱ ከምዘይረኸበ ገሊፁ።
ንሃገረ ጀርመን ዝጎዪ ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ ኣብታ ሃገር ብተደጋጋሚ ዓበይቲ ክብረ ወሰናት እናረኸበ ዝመፀ እንትኾን ኮይኑ…
ኣብ ሱዳን መዕቖቢ ስደተኛታት ኡሙራኩባ ንመበል ሳልሳይ ጊዜ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ።
ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኩናት ስዒቡ ልዕሊ 70 ሽሕ ነባሪ ምዕራብ ትግራይ ናብ ጎረቤት ሃገር ሱዳን ምስዳዱ…
ተጋደልቲ ንኡስ ወለዶ ትግራይ ኣሰር ናይቶም ቀዳሞት ኣያታቶም ብምስዓብ ዓበይቲ ዓወታት የመዝግቡ ምህላዎም ተሓቢሩ።
መንእሰይ እዚ ዘመን ነቲ ከም ህዝቢ ንኸይህሉ ተሃቂንሉ ዝመፀ ሓደጋ ንምምካት ካብ ፖለቲከኛ፣ ሙሁር፣ተምሃራይ ኮታስ ንዓቕመ…
ግፍዒ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምቅላዕ ኣብ ዝተረኸቡ መድረኻትን ማሕበራዊ ርክባትን ብምኻድ ኩሉ ዓለም ንኽፈልጦ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠረ ኩናትን ክባን ዕፅዋን ንኸብቅዕን ኢሉ እዉን ማሕበረሰብ ዓለም ንኽፈልጦን ኣብ ዝተፈላለዩ…
ኣብ ስቓይ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ግዚኡ ሐዚ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ዓለምለኻዊ ትካል ሕጊ ሕብረት ኣውሮፖን በዓል ሞያ ሕጊን መሓመድ ራፋት ሓቢሩ።
ማሕበረሰብ ዓለም ጥምየት ከምመሳርሒ ኲናት ከይውዕል ፅኑዕ ቅዋም ክህልዎ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ዓለምለኻዊ ትካል ሕጊ ሕብረት ኣውሮፖን…
ኩለመዳይ ዕፅዋ ንምፍንፃሕ ኩለመዳይ ሓገዝ ከምትገብር ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ነጋዶ ትግራይ ኣፍሊጣ።
ሰራዊት ትግራይ ንሰላማዊ መፍትሒ ዕድል ንምሃብ ምንስሓቡ ስዒቡ ወረርቲ ሓይልታት ዳግም ጥፍኣት ህዝቢ ትግራይ ተመንዮም ፃዕርታት…
ብሄራውያን ውድባት ትግራይ፡ ንትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝግበር ዘተ ክሳተፉ ደጊሞም ኣተሓሲቦም።
ሳልሳይ ወያነ ትግራይ “ሳወት”፣ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ “ባይቶና”ን ውድብ ናጽነት ትግራይ “ውናት”ን ኣብ ዘውጽእዎ ናይ…
She was in Abiy Ahmed’s cabinet as war broke out. Now she wants to set the record straight.
By Max Bearak | 30 Dec 2021 NAIROBI — Ethiopia’s Prime Minister Abiy Ahmed took a sizable…
ኣብ 2022 ትኹረት ካብ ዘድልየን 10 ቀጠና ኲናት ሃገራት ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ።
ኣብዚ ሐዚ እዋን ዓለም ካብቲ ቅድሚ 2014 ካብ ዝነበረ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ውግእ ናብ ውግእ ሕድሕድ…
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልዕሊ 20 ሚሊዮን ሰባት ኣብ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከምዝወደቑ ተሓቢሩ።
ኔትዎርክ ስርዓት ቅድመ-መጠንቀቕታ ጥሜት ዝተብሃለ ትካል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምኽንያት ድርቅን ህውከትን ልዕሊ 20 ሚሊዮን ሰባት…
ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ኢትዮጵያን መሬት ኣገው ክሳብ ዝለቅቕ ቃልሱ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ውድብ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ አገው ኣፍሊጡ።
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣገው ከቢድ ግፍዕን ምጉስቛልን ዝፍፅም ዘሎ ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድን መሬት…
ብሰንኪ ስርዓት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ረድኤት ደው ከምዝበለ ተገሊፁ።
ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ብተሽከርከርቲ ዝግበር ሓገዝ ሰብኣዊ ረድኤት ዕንቅፋት ስለ ዝበዝሖን ተበፃሕነቱ ትሑት ስለ ዝኾነን…
ፕሬዝደንት ሶማል መሓመድ ፎርማጆ ንቐዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መሓመድ ሑሴን ሮብለ ካብ ስልጣኖም ምእጋፎም ሲዒቡ ኣብታ ሃገር ከቢድ ወጥሪ ነጊሱ።
ኣብታ ሃገር ክካየድ ተታሒዙ ዝነበረ መረጻ ብምንዋሕ ልክዕ ከም ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ ዕድመ ስልጣኑ ከቅጽል ዝሞኮረ…
ፌደራሊስት ሓይልታት ዓፋር፡ ኣብ ኣብዓላ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ብወታደራት ኢትዮጲያን ኤርትራን ዝተፈጸመ ጨፍጫፍ ኣውጊዙ።
ልዕሊ 250 ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ ብሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ብግፍዒ ምቅታሎሙን ልዕሊ 600 ወገናት…
መንግስቲ ኢትዮጲያ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣዎጆ ኲናት ኣብ ከቢድ ቁጠባዊ ጸገም ከምዝወደቐ ፎርችን ጋዜጣ ጸብጺቡ።
መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 29 ቢልዮን ዶላር ድምር ዘይተኣደነ ናይ ደገ ልቃሕ ኣለዎ እዩ…
ኣንቶንዮ ብሊንከን ምስ ኡሁሩ ኬንያታ ንቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ከምዝዘተዩ ገሊፁ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን ምስ ፕረዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ንቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያን ሶማልያን ዕልባት…