Latest

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መካይን ናብ ትግራይ ከይኣትዋ ስርዓት ኢትዮጵያ ዕንቅፋት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ትካል ሕቡራት መንግስታት ብርክት ዝበላ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መካይን ብናይ መንግስቲ ኣብዪ ስምምዕነት ናብ ትግራይ ክንቀሳቐሳ…

ሊሂቃን ኢትዮጵያ በዓል ዓድዋ ኣብ ሽዋ ከብዕልዎ ከምዝተገደዱ ተገሊፁ።

ኢሊታት ኣምሓራ፣ ንመበል ካልኣይ ጊዜ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከብዕልዎ ከምዝተገደዱ ይገልፁ ኣለው። እቶም…

ውድብ ህዝብታት ዓፋር (APP) ነቲ ብብልጽግና ዝተጣየሸ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ።
~

እቲ ፓርቲ እቲ ዝተጣየሸ ኮሚሽን ንድሌትን፤ ሓሳባትን ኩነታት ኢትዮጵያ ዘየገናዘበን ንሓደ ወገን ኣተሓሳስባ ዝወገነ ኣካታታይ ብዘይምዃኑ…

”If Abiy Ahmed sincerely believes that other actors, not he, are responsible for Tigray’s suffering, he should say so in public. For far too long, Abiy Ahmed has resorted to doublespeak to evade accountability for adverse developments of his own making.” TEAO, read the full statement below.

The People and Government of Tigray Call for the Return of Stolen Historical Artifacts to their Owners, Places!

ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ 120 ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፆታዊ መጥቃዕቲ ፈፂሞም።

እተን ደቂ ኣንስትዮ ካብ 15 – 49 ኣብ ዘሎ ክሊ ዕድመ ከም ዝርከባ ውን ተሓቢሩ። ቢሮ…

ኣልሸባብ ኣብ ሶማልያ ንወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣጥቂዑ።

በቲ መጥቃዕቲ ሓደ ወተሃደር ተቐቲሉ ብዙሓት ቆሲሎም። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ዓቀብቲ ሰላም ኣሚሶም ዘቕነዐ ምንባሩ…

ሃዲኡ ዝፀንሐ ውጥጥ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዳግማይ ተወሊዑ።

ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ካብ ሱዳን 5 ኪሎ ሜትር ርሒቑ ዩ ተሃኒጹ ዝርከብ።

Response to Amnesty International’s report on alleged attacks on civilians in Amhara towns

ኣብ ልዕሊ ዓርሰ-ምሕደራ ህዝብታት ዝተወለዐ ወራር ምስ ሰራዊት ትግራይ ብምሕባር ከምዝምክት ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ዓርሰ-ምሕደራ ህዝብታት ዝተወለዐ ወራር ምስ ሰራዊት ትግራይ ብምሕባር ከምዝምክት ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ንመበል 47…

ህዝቢ ትግራይ ንናፅነቱን ዓርሰ-ምሕደርኡን ዘካይዶ ዘሎ ፍትሓዊ ቃልሲ ብምድጋፍ ንብሄራዊ ሓርነት ህዝቢ ኣገው ከምዝቃለስ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ኣገው ሓቢሩ።

ህዝቢ ትግራይ ንናፅነቱን ዓርሰ-ምሕደርኡን ዘካይዶ ዘሎ ፍትሓዊ ቃልሲ ብምድጋፍ ሓቢሩ ንብሄራዊ ሓርነት ህዝቢ ኣገው ከምዝቃለስ ዴሞክራሲያዊ…

ሽርሒ ፀላእቲ ብሓድነት ተጋሩ ከምዝብርዕን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ገሊፁ።

ብምኽንያት ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ ካልኣይ ወያነ ኣመልኪቱ ብመተሓባራይነት ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተዳለወ ፅምብል 11 ለካቲት…

መሰል ዓርሰ ዉሳነ ( ሪፈረንደም ) ህዝቢ ትግራይ ናብ ድርድር ዝኣቱ ኣይኮነን ክብል ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገሊፁ።

ዶ/ር ደብረፅዮን ኣብ መበል 47 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር…

ዝተጀመረ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ብመስርሕ ናብ ዝተደገፈ ዘተ ሰላም ክዓቢ ብትኹረት ክሰርሐሉ ማሕበር ምሁራን ዩኒቨርሲቲታት ትግራይ ፀዊዑ።

ኲናት ትግራይ ብሰላማዊ መፍትሒ ዕልባት ንምግባር ዝተጀመረ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ናብ ብመስርሕ ዝተደገፈ ልዝብ ሰላም ክዓቢ ማሕበረሰብ…

ብወረርቲ ዝተዘረፈ መንነታዊን ታሪኻውን ሃይማኖታዊ ሓድግታት ትግራይ ናብ መረበቱ ክምለስ ክስራሕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ፀዊዑ።

መንነታዊን ታሪኻውን ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ብወረርቲ ሓይልታት ዝተዘረፈ ሃይማኖታዊ ሓድግታት ናብ መረበቱ ክምለስ ውድብ ሕቡራት…

ህዝቢ ትግራይ ሕሉፍ ዓወታት ብምዕቃብ ህልው ዓቕምታት ብምውዳብ ንዘላቒ ዓወት ክሰርሕ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተኣወጀ ኲናት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከቢድ ዓፀቦን ምፍንቓልን ኣብ ደገ ዲፕሎማሲያዊ ቃልሲ…

ውድብ ናፅነት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ንዘላቒ ውሕስና ትግራይ ዝኸፍሎ ዘሎ ዋጋ ስለዝኾነ ለካቲት 11 ኣብ ዝለዓለ ፍናን ኮይንና ክነኽብር ይግባእ ኢሉ።

ህዝቢ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ንዘላቒ ውሕስና ትግራይ ዝኸፍሎ ዘሎ ዋጋ ስለዝኾነ መበል 47 ዓመት ለካቲት…

ብመንግስታዊ ዕፅዋ ትካላት ግልጋሎት ንሞት ይቃልዑ ብምህላዎም ማሕበረሰብ ዓለም ህዝቢ ትግራይ ናይ ምውሓስ ሕጋውን ሞራላውን ግቡኡ ክፍፅም ነበርቲ ከተማ መቐለ ሓቲቶም።

ብመንግስታዊ ዕፅዋ ትካላት ግልጋሎት ንሕሱም ጥሜትን ሞትን ይቃልዑ ብምህላዎም ማሕበረሰብ ዓለም ህዝቢ ትግራይ ናይ ምውሓስ ሕጋውን…

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመን ዝፍፀም ዘሎን ዓለምለኻዊ ገበናት ብምፅናዕን ብምምርማርን ፍትሒን ተሓታትነትን ክረጋገፅ ይሰርሕ ምህላው ኮምሽን መፅናዕቲ ምፅናት ህዝቢ ትግራይ ኣፍሊጡ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመን ዝፍፀም ዘሎን ዓለምለኻዊ ገበናት ብምድህሳስን ብምምርማርን ፍትሒን ተሓታትነትን ክረጋገፅ ይሰርሕ ምህላው…

ኣሜርካ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኢትዮጲያ ዝተኣሰሩ ተጋሩ ክፍትሑ ጸዊዓ።

ቤት ምክሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጲያ ካብ ጥቅምቲ 24 2014 ጀሚሩ ኣብ መላእ ኢትዮጲያ ኣንቢርዎ ዝነበረ ኣዋጅ…