ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጸ ዘተ ሰላም ንምክያድ ከምዘይሕሰብ ዳሬክተር “ዎርድል ፒስ ፋውንደሽን” ኣሌክስ ደዋል ገሊጹ።

ዳሬክተር “ዎርድል ፒስ ፋውንደሽን” ኣሌክስ ደዋል ምስ ትግራይ ቴሊቭዥን ኣብ ዝነበሮ ጻንሒት፡ ሰራዊትን መንግስቲ ኤርትራን ካብ…

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕብራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንምዝታይ ንሎሚ ሓሙስ ሒዝዎ ዝነበረ ቆፀሮ ከምዝተናወሖ ተፈሊጡ።

ባይቶ ፀጥታ ውድብ ሕብራት ሃገራት ኲናት ትግራይ ብሓዱሽ መልክዕ ምቕጻሉ ስዒቡ ንሎማዓንቲ ከካይዶ ሒዝዎ ዝነበረ ዋዕላ…

ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተዋደደ ህፁፅ ስጉምቲ ክወስድ ፃውዒት ቀሪቡ።

መንግስቲ ኤርትራ፡ ሰፊሕን ዝተዋደደን መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ከምዝኸፈተ ተንታኒ ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ረሽድ ዓብዲ ንምንጭታት…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጲያ ዝነብሩ ተጋሩ ብሰፊሑ ምእሳር ከምዝቀጸለ ተገሊጹ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጲያ ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ዝነብሩሉን ዝሰርሕሉን ቦታ ብሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጲያ እናተገፈፉ ብሰንኪ መንነቶም…

The Tigray War is a Struggle for Survival!

By: Asmelash Yohannes Teklu (PhD) Who started the war again? Tigray’s Central Command issued a statement…

ትግራይ፡ “ኣፍሪቃዊት ዩክሬን እያ” ክብል ኣባል ባይቶ ዓባይ ብርጣንያ ዴቪድ ኣልተን ተዛሪቡ።

ኣብ ትግራይ ዝቐፀለ ቅልውላው ኲናት ክብደቱ ንምግላፅ “ትግራይ ኣፍሪቃዊት ዩክሬን እያ” ክብል ኣባል ባይቶ ዓባይ ብርጣንያ…

ሕብረት ኣፍሪቃ፡ እኽብካብ ውልቀ መለኽቲ መራሕቲ ብምዃኑ ቅልውላው ትግራይ ክፈትሕ ከምዘይኽእል ፕሮፌሰር መራራ ጉዲና ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኲናት ትግራይ ብሓይሊ ክፈትሖ ከምዘይኽእልን ዋላ እውን ዕድል እንተቐንዖ ሰላም ከምፅእ ከምዘይኽእል ኣቦ ወንበር…

ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ሙሩኻት ሰራዊት ትግራይ ኢሉ ዘቕረቦም ካብ መዳጎኒ ማእኸላት ዝኣከቦም ተጋሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ሙሩኻት ሰራዊት ትግራይ ኢሉ ብዝተፈላለያ ማዕኸናት ዜናታቱ ዘቕረቦም ካብ መዳጎኒ ማእኸላት ዝኣከቦም ሰለማውያን ተጋሩ…

ብውሑዳት ነጋዶ ዝግናሕ ልዑል ናህሪ ዋጋ ኣእኻል ዓቕሚ ምዕዳግ ሕብረተሰብ ከምዘዳኸሞ ነበርቲ ከተማ መቐለ ገሊፆም።

ጣፍ ንምዕዳግ ናብ ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ ዘምረሐት ወይዘሮ ሄለን ገብረሂወት “ድሕሪ ጥቅምቲ ናብዚ ዕዳጋስለዘይመፃኹ ጣፍ በዚ…

መንግስቲ ሱዳን፡ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ማእኸል ስደተኛታት ሓምዳይት ስደተኛታት ክወጹ ጸዊዑ።

መንግስታት ኢትዮጲያን ኤርትራን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣወጅዎ ኲናት ስዒቡ ኣብ ዶብ ኢትዮጲያን ሱዳን ዝርከብ ማእኸል ስደተኛታት…

ብርክት ዝበሉ ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ዶብ ሰጊሮም ንሰራዊት ሱዳን ኢዶም ከምዝሃቡ ተሓቢሩ።

ብሸነኽ ምዕራብ ትግራይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ዶብ ሰጊሮም ንሰራዊት ሱዳን ኢዶም ከምዝሃቡ መርበብ ሓበሬታ…

ስርዓት ሕክምና ትግራይ ካብ እዋን ናብ እዋን እንተገደደ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ብዙም ኣብ ዝተካየደ ህጹጽ ኣህጉራዊ ዋዕላ፡ ዳሬክተር ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ኣማኒኤል ሃይለን ዳይሬክተር ዓይደር ሪፈራል…

GSTS Calls the International Community to Take Swift Measures on the Renewed Massive Eritrean Aggression on Tigray

ትግራዋይ ፊሊሞን ጎርፉ ኣብ ስዊድን ኣብ ዝካየድ ዞባውን ፓርላመንታውን መረጻ ከምዝወዳደር ተገሊጹ።

ትግራዋይ በዓል ሞያ ኬሚካላዊ ምህንድስና ፊልሞን ጎርፉ፡ ኣብቲ ኣብ ስዊድን ኣብ ዝካየድ ዞባውን ፓርላመንታውን መረጻ ከምዝወዳደር…

ኣብ ትግራይ ከምብሓድሽ ዝተኸፍተ ኲናት ከምዘሕዘኖ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ገሊፁ።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይ ከምብሓድሽ ዝተኸፍተ ኲናትን ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ዝበፅሕ ጉድኣትን ከምዘሕዘኖ…

ኣስታት 200 ረዲኤት ፂዒኖም ናብ ትግራይ ክኸዱ ዝተበገሱ መራሕቲ መካይን ናብ ካልእ ወፍሪ ክኸዱ የገድድዎም ከምዘለው ተገሊፁ።

ኣስታት 200 ረዲኤትን ዘመናዊ ድኹዕን ፂዒኖም ናብ ትግራይ ክኸዱ ዝተበገሱ ተጋሩ መራሕቲ መካይን ካብ ፍተሻ ጣብያ…

ኣሜርካ፡ ኲናት ትግራይ ምቕጻሉ ከምዝተሓሳስባ ገሊጻ።

መንግስቲ ኣሜርካ: መንግስቲ ኢትዮጲያ ብሓደሽቲ ግንባራት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ወራር ምእዋጁ ሲዒቡ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። ሓላፊ ጉዳያት…

ኣፍሪቃ፡ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ክባን ዕጽዋን ክስበር እጃማ ኸተብርክት ኣለዋ ክትብል ፈጻሚ ዳይሬክተር ሂማን ራይትስ ዎች ከኔት ሮት ገሊጹ።

ፈጻሚ ዳይሬክተር ሂማን ራይትስ ዎች ከኔት ሮት ኣብ ጋዜጣ ፎሬን ፖሊሲ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ኣፍሪቃ መንግስቲ…

ኢንግሊዝ፡ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ከውጽእ ጸዊዓ።

መንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ብዝተፈላዩ ግንባራት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምእዋጆም መግለጺ ዘውጸአት ሚኒስትር ኢንግሊዝ ንኣፍሪካ…

ሱዳን፡ ብዛዕባ ብሱዳን ኣቢላ ናብ ትግራይ ክትኣቱ ተወቒዓ ዝተብሃለት ነፋሪት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ህፁፅ መብርሂ ክህብ ሓቲታ።

ሱዳን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰራዊት ኢትዮጵያ ብሱዳን ኣቢላ ክሊ ኣየር እታ ሃገር ጥሒሳ ናብ ትግራይ ክትኣቱ…