ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዝደንት ኣሜሪካ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ጄፍሪ ፌልትማን ትማሊ ምስ ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ “NPR”…
Author: Tesfaalem Berhe
ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኢትዮጵያን መላፍንቱን ዘየዳግም ጭቡጥ ስጉምቲ ክወስድ መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።
ህዝብን መንግስትን ትግራይ ንዝሓለፈ ሰለስተ ዓመትን ፈረቓን ኣብዚ ሃገር ዝተፈጠረ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ መሰረታዊ መፍትሒኡ ዝርከብ ብፖለቲካን…
ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ ኣሜሪካ ከምዝተባረረት ተገሊፁ።
ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ሳህራ ኣፍሪካ ንዝርከባ ብርክት ዝበላ ሃገራት ፍርያተን ናብ ዕዳጋ ኣሜሪካ ብዘይቀረፅ ከእትዋ ዕድል…
ምፅናት ዘርኢ ትግራይ፡ ደው ንምባል ኩሉ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ኣብ ልዕሊ ብሄረ ተጋሩ ዝካየድ ዘሎ ምፅናት ዘርኢ ደው ንምባል ማሕበረሰብ ዓለም ከምዝዘንገዐ ጋዜጠኛ Euronews ሙስጦፋ…
ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፡ ንኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 87 ሓዊሱ ኣሽሓት ሰራዊት ኢትዮጵያ ከምዝቐተለ ተሓቢሩ።
ሓይልታት ምክልካል ትግራይ ምስ ሙሉእ ዓቕሙ ካብ መሬት ዓፋርን ኣምሓራን ለቒቑ ናይ ቦታ ምትዕርራይ ዝገበረሉን ምኽንያት…
ኣሜሪካ፡ ንምውፃእ ሰራዊት ትግራይ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን “ንሰፊሕ ዲፕሎማሲ ማዕጾ ዘርሑ`ዩ ኢላ።
ኣሜሪካ፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ከብቅዕ ዘተ ክጅመር ፀዊዓ። ኣሜሪካ፡ ንሰላምን ፀጥታን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንዳዘረገ ዝርከብ…
ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ብዘካየዶ ደብዳብ ነፈርትን ድሮንን ኣስታት 28 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ብዘካየዶ ደብዳብ ነፈርትን ድሮንን ኣብ ህይወትን ንብረት ከቢድ ዕንወት ከምዘብፀሐ ድምፂ…
ኣትሌት ኣስካለ ታደሰ፡ ናብ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተፀምቢራ።
ፋሽሽታዉያንን ወረርትን ሓይልታት፣ ትግራይን ተጋሩን ከጥፍኡ መደብ ሒዞም ካብ ዝወፍሩ ጀሚሩ፣ ናብረኦም ኣብ ወፃኢ ገይሮም ዝፀንሑ…
ኲናት ትግራይ ደው ንምባል ስጉምቲ ክውሰድ ዝቐረበ ምሕፅንታ ተቐባልነት ስለዘይረኸበ እቲ ሽግር ሰማይ ክጋደድ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ።
ሓላፊ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፖ ጆሴፍ ቦረል ፣ ድሕሪ እቲ ትማሊ ኣብ ብራስለስ ዝተኻየደ ኣኼባ…
ንኣስታት 10 ሚልዮን ህዝቢ ኣገልግሎት ዝህብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ስርሑ ደው ከብሎ ከምዝኽእል ሓቢሩ።
እቲ ሆስፒታል ብፍላይ ኣብ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ሙሉእ ዕፅዋን ክባን ብምዃኑ ተሓከምቲ ዘድልዮም ግልጋሎት ብዘይምርካቦም…
እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይ ዝፈፀመ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ነቲ ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራት ዝተፀወዐ ኣኼባ ተቓዊሙ።
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራት፡ ንጉዳይ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀሙ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ተዛመድቲ ጉዳያትን ኣመልኪቱ ንዝቕፅል…
ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ምስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ርክብ ደዉ ከምዘበሎ ሓቢሩ።
ኣብ ወፃኢ ዝርከቡ ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ምስ ፋሽስታዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸሪኹ ኣንፃር…
ሱዳን፡ ንዕጡቓት ትግራይ ትሕግዝ ያ ተባሂሉ ዝቐረበላ ክሲ ከምዘይትቕበሎ ሚኒስትር ጉዳያት ሱዳን ገሊፁ።
ሱዳን ንዕጡቓት ትግራይ ከለላ ትኸውንን ትሕግዝን እያ ብዝብል ማዕከን ሬድዮ ኢትዮጵያ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ሚኒስትር…
መንግስቲ ኢትዮጵያ መካይንን ናውትን ሐቡራት ሃገራት ንወተሃደራዊ ኣገልግሎት የውዕሎ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ኮምቦልቻ ዝርከብ መኽዝን እኽሊ ውድብ ምግቢ ዓለም ብምዝማት ተሽከርከርቲ እቲ ትካል ንወተሃደራዊ መዓላ…
ኣብ ትግራይ፡ ንኩሉ ዓቕምታት ዘማእኽል “ስሙር ብሄራዊ ባይቶ” ክጣየሽ ውድብ ባይቶና ፀዊዑ።
ህዝቢ ትግራይ ገጢሙዋ ዘሎ ኩለመዳያዊ ክባን ዕፅዋን ብባህሪኡን ብዝጠልቦ ግብረ መልስን ዝተፈለየ ስለዝኾነ፣ ካብቲ ዝተለመደ ኣካይዳ…
ትግራወይቲ ሲስተር ሙሉ መስፍን፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያን መላፍንቱን ፆታዊ ዓመፅ ንዝበፅሐን ተጋሩ ንዝገበረቶ ሞያዊ ሓገዝ ካብ ተፅዕኖ ፈጠርቲ ዓለምና ኮይና ተሮቒሓ።
ትግራወይቲ ሲስተር ሙሉ መስፍን ብማዕከን ዜና ቢቢሲ ካብ 100 ደቂ ኣንስትዮ ዓለምና ናይ 2021 ተፅዕኖ ፈጣሪት…
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፈሪ ፊልትማን፡ ኣብ ሃገራት ግብፂ፡ ዓረብ ኢምሬትስን ቱርክን ምብፃሕ ከምዘካይደድ ተገሊፁ።
ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፈሪ ፊልትማን፡ ኣብ ሃገራት ግብፂ፡ ዓረብ ኢምሬትስን ቱርክን ምብፃሕ…
ኲናት ትግራይ ቅድሚ 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ከምዝጀመረ ኣባላት ሃገራት ሕብረት ገሊፀን።
ሕብረት ኣውሮፖ ንኲናት ኣሜሪካ ንቅልውላው ኲናት ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ ኲናት ትግራይ ቅድሚ 4 ሕዳር 2020…
ሽዱሽተ ሓያላን ሃገራት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ብሄረ ተጋሩ ዘካይዶ ዘሎ ግፍዕን ማእሰርትን ደው ከብሎ ፀዊዐን።
እተን ብመገዲ ክፍሊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣቢለን ሓበራዊ መግለፂ ዘውፀኣ፡ ሃገራት ኣሜሪካ፣ ካናዳ፣ አውስትራሊያ፣ ዴንማርክ፣ ኔዘርላንድስን…
ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ፡ ኣባላት ዓቃቢ ሰላም ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከምዝወደቑ ተገሊፁ።
ሑቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ተጋሩ ንዝበፅሕ ዘሎ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዒ ደው ንምባል ዝኾነ…