Latest
ኣብ ትግራይ ከምብሓድሽ ዝተኸፍተ ኲናት ከምዘሕዘኖ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ገሊፁ።
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይ ከምብሓድሽ ዝተኸፍተ ኲናትን ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ዝበፅሕ ጉድኣትን ከምዘሕዘኖ…
ኣስታት 200 ረዲኤት ፂዒኖም ናብ ትግራይ ክኸዱ ዝተበገሱ መራሕቲ መካይን ናብ ካልእ ወፍሪ ክኸዱ የገድድዎም ከምዘለው ተገሊፁ።
ኣስታት 200 ረዲኤትን ዘመናዊ ድኹዕን ፂዒኖም ናብ ትግራይ ክኸዱ ዝተበገሱ ተጋሩ መራሕቲ መካይን ካብ ፍተሻ ጣብያ…
ኣሜርካ፡ ኲናት ትግራይ ምቕጻሉ ከምዝተሓሳስባ ገሊጻ።
መንግስቲ ኣሜርካ: መንግስቲ ኢትዮጲያ ብሓደሽቲ ግንባራት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ወራር ምእዋጁ ሲዒቡ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። ሓላፊ ጉዳያት…
ኣፍሪቃ፡ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ክባን ዕጽዋን ክስበር እጃማ ኸተብርክት ኣለዋ ክትብል ፈጻሚ ዳይሬክተር ሂማን ራይትስ ዎች ከኔት ሮት ገሊጹ።
ፈጻሚ ዳይሬክተር ሂማን ራይትስ ዎች ከኔት ሮት ኣብ ጋዜጣ ፎሬን ፖሊሲ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ኣፍሪቃ መንግስቲ…
ኢንግሊዝ፡ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ከውጽእ ጸዊዓ።
መንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ብዝተፈላዩ ግንባራት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምእዋጆም መግለጺ ዘውጸአት ሚኒስትር ኢንግሊዝ ንኣፍሪካ…
ሱዳን፡ ብዛዕባ ብሱዳን ኣቢላ ናብ ትግራይ ክትኣቱ ተወቒዓ ዝተብሃለት ነፋሪት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ህፁፅ መብርሂ ክህብ ሓቲታ።
ሱዳን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰራዊት ኢትዮጵያ ብሱዳን ኣቢላ ክሊ ኣየር እታ ሃገር ጥሒሳ ናብ ትግራይ ክትኣቱ…
የምናደርገው የፀረ-ማጥቃት ውጊያ የሰላም መንገድ ፍለጋ ነው– ጀነራል ታደሰ ወረደ
በወቅታዊ ጉዳዮች መግለጫ የሰጡት የትግራይ ሰራዊት ዋና ኣዛዥ ጀነራል ታደሰ ወረደ እንደገለፁት፣ ሰሞኑን በኢትዮጵያ መንግስት የተሰነዘረው…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋርን ሰራዊትን ኢትዮጵያ የጎዓዕዝ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣፅዋርን ሰራዊትን የጎዓዕዝ ከምዘሎ ተንታንን ንጉዳይ ዓለምለኸ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ግፋ ተጋሩ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተሓቢሩ።
እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ከምብሓድሽ ዝጀመረ ግፋ፣ ማእሰርትን ገዛገዛ ፍተሻን ተጋሩ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። ብፍላይ…
ድሮናት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊፁ።
ድሮናት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ኲናት መላእ እቲ ዞባ ናብ ከቢድ ቅልውላው ዘእቱ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ኲናት እናነውሐ እንተኸይዱ ብሄር ተኮር ጽልኢ ክፈጥር ከም ዝኽእልን ንዝሓለፉ ዓመታት ኣብ…
ኣሸንዳ ትግራይ ኣብ ሃገረ ዩጋንዳ ፡ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኣገባብ ተባዒሉ።
ኣሸንዳ ትግራይ ኣብ ሃገረ ዩጋንዳ ከተማ ካምፓላ፡ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኣገባብ ከምዝተኸበረ ኣዋሃሃድቲ…
ሕቡራት ሃገራት ንትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ደው ከምዝበለ ሓቢሩ።
ወሃቢ ቃል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ስቴፈን ጁዳሪክ፡ ካብ 24 ነሓሰ 2022 ጀሚሩ ንትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ…
ምንቕስቃስ ሓርነት ህዝቢ ወላይታ መንግስቲ ኢትዮጲያ መንገዲ ሰላም ተሓሲሙ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ።
ምንቕስቃስ ሓርነት ህዝቢ ወላይታ፡ መንግስቲ ኢትዮጲያ መንገዲ ሰላም ተሓሲሙ፤ በይናዊ ተኲሲ ደው ምባል ጥሒሱ ብኣንፈት ደደቢትን…
ተሰናባቲት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕብራት ሃገራት ሚሼል ባችሌት ዳግም ዝተኸፈተ ኲናት ደው ክብል ጸዊዓ።
ተሰናባቲት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕብራት ሃገራት ሚሼል ባችሌት ዳግም ዝደገሰ ኲናት ትግራይ ከምዝተሓሳሰባ ገሊጻ።…
ኲናት ትግራይ፡ ኲናት ሕድሕድ ዘይኮነስ ካብ ዓበይቲ ዞባዊ ደማዊ ኲናት ዓለምና ከምዝኾነ ተንታኒ ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማርቲን ፕላውት ሓቢሩ።
ተንታኒ ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማርቲን ፕላውት፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዕፅዋን ክባን እንተሎን ህዝቢ ኣብ ከቢድ ዓፀቦ…
ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ከተማታት ወልድያን ደሴን ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጀን።
ሰራዊት ትግራይ ብፀረ መጥቃዕቲ ኣብ ሓጺር ግዜ ከባቢታት ቆቦን ካልኦት ከባብታት ኣምሓራን ምቁጽጻሩ ሲዒቡ ቤት ጽሕፈት…
ኣብ ሱዳን መዕቖቢ ስደተኛታት ዝርከባ ተጋሩ በዓል ኣሸንዳ ኣኽቢረን።
ኣብ ሱዳን ግዝኣት ገዳሪፍ መዓስከር መዕቖቢ ስደተኛታት ኡምራኩባን ተነዳን ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ተጋሩ በዓል ኣሸንዳ ከምዘኽበራ…