ፍሉይ ልኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጄፌሪ ፌልትማን ጽባሕ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣቱ ተሓቢሩ።

ፍሉይ ሉኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጄፌሪ ፌልት ማን ጉዳይ ሰላም ኣመልኪቱ ንምዝታይ ናብ ኢትዮጲያ ጽባሕ…

ፕሬዝደንት ሶማል መሓመድ ፎርማጆ ንቐዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መሓመድ ሑሴን ሮብለ ካብ ስልጣኖም ምእጋፎም ሲዒቡ ኣብታ ሃገር ከቢድ ወጥሪ ነጊሱ።

ኣብታ ሃገር ክካየድ ተታሒዙ ዝነበረ መረጻ ብምንዋሕ ልክዕ ከም ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ ዕድመ ስልጣኑ ከቅጽል ዝሞኮረ…

ፌደራሊስት ሓይልታት ዓፋር፡ ኣብ ኣብዓላ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ብወታደራት ኢትዮጲያን ኤርትራን ዝተፈጸመ ጨፍጫፍ ኣውጊዙ።

ልዕሊ 250  ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ ብሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ብግፍዒ ምቅታሎሙን  ልዕሊ 600 ወገናት…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣዎጆ ኲናት ኣብ ከቢድ ቁጠባዊ ጸገም ከምዝወደቐ ፎርችን ጋዜጣ ጸብጺቡ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 29 ቢልዮን ዶላር ድምር ዘይተኣደነ ናይ ደገ ልቃሕ ኣለዎ እዩ…

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጀፈሪ ፌልትማን ሰራዊት ትግራይ ካብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ምውጾኦም ኣድኒቑ።

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጀፈሪ ፌልትማን ሰራዊት ትግራይ ካብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ምውጾኦም እቲ…

ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ደው ከምዝበለ ሕብራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ብሰንኪ መንግስቲ ኢትዮጲያን መሻርኽቱን ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረን ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናሽቆልቆለ ዝከይድ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው…

ኢትዮጲያ ካብ ኤርትራ ቀጺላ ብዙሓት ጋዜጠኛታት ዝእሰሩላ ሃገር ተባሂላ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ተሰሪዓ።

ብተሸላሚ “ናይ ሰላም ኖቤል” እትምርሓን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኲናት ዝኣወጀት ኢትዮጲያ  ድሕሪ እቲ ኲናት ኣብ…

ሓይልታት ምክልካል ትግራይ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ለቂቆም ምውጾኦም ዝነኣድ ስጉምቲ ከምዝኮነ ኮንገረስማን ብራድ ሸርማን ገሊጾም።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ካብ ተቆጻጺሮምዎ ዝነበሩ ከባቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ምልቃቆም ስዒቡ ዝሃብዎ መግለጺ ትክክለኛ ስጉምቲ ከምዝኮነ…

ኣብ ትግራይ በረራ ኣልቦ ቀጠና(no fly zone) ክእወጅ ፕሮፌሰር ኣሾክ ጸዊዑ።

ሙሁር peace and conflict ዝኾነን ዝተፈላለዩ መጸሓፍቲ ብምጽሓፍን ኣብ 2017 ኣቆጻጽራ ፈረንጂ UNESCO Chair on International Water…

ኣብ ትግራይ ግዳይ ጾታዊ ዓመጽን መጥቃዕትን ዝኾና  ወገናት ፍሉይ ሓገዝ ከምዘድልየን ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ ግዳይ ጾታዊ ዓመጽን መጥቃዕትን ዝኾና  ወገናት ካብ ስነልቦናዊ ኣካላዊን ጉድኣት ክሓውያ ዘድልየን ሓገዝ ክግበረለን…

ኣብ ወረዳ ኣጽቢ ወንበርታ ኣስታት ሓደ ነጥቢ ሸውዓተ ቢልዮን ብር ሃፍቲ ብወታደራት ኢትዮጲያን ኤርትራን ከምዝዓነወ ተገሊፁ።

ኣብ ወረዳ ኣጽቢ ወንበርታ ኣስታት ሓደ ነጥቢ ሸውዓተ ቢልዮን ብር ሃፍቲ ብወታደራት ኢትዮጲያን ኤርትራን ከምዝዓነወን ከምዘመተን…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ሰራዊት ትግራይ ጾታዊ ዓመጽ ከምዝፈጸመ ብ Global and mail ዝቀረበ ጸብጻብ ብመረዳእታ ዘይተሓገዘን ስሩዕ ምርመራዊ ጸብጻብ ዘይተኸተለን ከምዝኮነ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ኣፍሊጡ።

እቲ ሰራዊት ትግራይ ብጾታዊ ዓመጽ ዝከስስ ጽሑፍ Global and mail ብሉሲ ካሳን ጆፌሪ ዮርክን ዝተጸሓፈ ብመረዳእታ…

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተወሃቦ ናይ ሰላም ሽልማት ኖቤል ክምጠል ኣለዎ ክብል፣ ነበር ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢንግሊዝ ጀርሚ ሃንት ሓቲቱ።

ነበር ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢንግሊዝ ጀርሚ ሃንታ ኣብ 2019 ኣቆጻጽራ ፈረንጂ ዝተወሃቦ ሽልማት ዝምልሰሉ ግዜ ከመዝኮነ…

ሰራዊት ትግራይ ኣብ ድርኩኺት ኣዲስ ኣበባ ምብጽሑ ዘስዓቦ ሸበድበድ ማሕበረሰብ ዓለም!

እቲ ተደጋጋሚ ጻዊዕት ሰላም ብምርጋጽን ብምንጻግን ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ምክያድ ዝርኸብ ኲናት ትግራይ ሰራዊት ትግራይ…

ኣብይ ኣሕመድ፡ ብዘይ ዝኾነ ሕንከት ዝሕሰው በዓል ክልተ መልሓስ ምዃኑ ማሕበረሰብ ዓለም ክቕበል ከምዝግባእ ፕሮፈሰር ቶንይ ማጋና ገሊጹ።

“ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብይ ኣሕመድ ብተደጋጋሚ ሓሲዩ እዩ” ዝብለ ፕሮፌሰር ዮንይ ማጋና ኣብ ፈለማ ምእንቲ…

ቀዳምይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ “ናብ ግንባር ከቅንዕ እየ” ድሕሪ ምባሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ደመቀ መኮነን ኣብ ክንዱኡ ተኪኡ ክሰርሕ ከምዝተወሰነ ኣልጀዚራ ጸብጺቡ።

ምክትል ቀድማይ ሚኒስተር ደመቀ መኮነን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ተኪኡ መንግስታዊ ስራሕቲ ከምዝሰርሕ ወሃቢ ቃል መንግስቲ…

“ርእሰ ተኣማንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ እጠራጠሮ’የ” ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ጀፈሪ ፌልትማን።

ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ንመበል ካልኣይ ግዜ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዘቅነዐ ፉሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ…

ፕሬዝደንት ጆ ባይዳን ኣብ 2022 ዓመተ ፈረንጂ ምስ መራሕቲ ኣፍሪካ ክዛተዩ ምዃኖም ተገሊጹ።

ኣብቲ ወርሒ ዝተረፎ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ፕሬዝደንት ጆ ባይደን ምስ መራሕቲ ኣፍሪካ ናይ ምዝታይ ትልሚ ከምዘለዎም…

ሕቡራት ሃገራት ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝተኣሰሩ ሰራሕተኛታቱ ክፍትሑ ጸዊዑ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዕጽዋ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣንቢሩ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ምብጻሕ…

ኖርወይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩን ኦሮሞን ዝግበር ዘሎ ጅምላዊ ማእሰርቲ ኮኒና።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኖርወይ ኣብ ትዊተር ገጹ ኣብ ዝጠቀዖ ጽሑፍ ህጻውንትን ኣረጋውያንን ዝሓወሰ ኣብ ልዕሊ ተጋሩን…