ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዓፋር ብግፍዒ ተዳጒኖም ዘለው ተጋሩ ንሂወቶም ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከምዘለው ኣፍሊጡ።

ካብ ሽኸት ብሓይሊ ብፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ተጨውዮም ናብ ሰመራ ዝተወሰዱ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ንሂወቶም ኣብ ዘስግእ…

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝነብሮ ውክልና ኣልዒለ እየ ኢሉ።

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ባይቶና ተጋዳላይ ኪዳነ ኣመነ ነቲ ውድብ ወኪሉ ኣብ ቤት ምክሪ ተወኸልቲ ህዝቢ…

ውድብ ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት (FAO) ሓረስቶት ትግራይ ህጹጽ ሓገዝ ክረኽቡ ጸዊዑ።

ውድብ ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ሓረስቶት ትግራይ ዋና ወቅቲ ዝራእቲ ከምልጦም ኣብ ዝክእል ከቢድ ሓደጋ ከምዘለዎ…

መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ መጠንቀቕታ ሂቡ።

መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ ዘይተረጋገዐ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ኩነታት እታ ሃገር መሰረት ብምግባር መጠንቐቕታ…

ኣሜርካ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኢትዮጲያ ዝተኣሰሩ ተጋሩ ክፍትሑ ጸዊዓ።

ቤት ምክሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጲያ ካብ ጥቅምቲ 24 2014 ጀሚሩ ኣብ መላእ ኢትዮጲያ ኣንቢርዎ ዝነበረ ኣዋጅ…

ሰራዊት ትግራይ ብቐፃልነት ህላወ ህዝቢ ትግራይ ዘውሕስን ብቕዓቱ ዘመስከረን ከምዝኾነ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ገሊፆም።

መበል 47 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ካልኣይ ወያነ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ…

መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ መጠንቀቕታ ሂቡ።

መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ መጠንቀቕታ ዘይተረጋገዐ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ኩነታት እታ ሃገር መሰረት ብምግባር…

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ንዝፈጸሞም ገበናት ኲናትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ክሲ ተመስሪቱሉ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንዝፈጸሞም ገበናት ኲናትን ግህስት ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ኮሙሽን መሰል ሰብኣውነትን ህዝቢታት…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ምእዋጁ ሲዒቡ ሚድያታት ዝተፈላለየ ስልትታ ብምጥቃም ከምዝዓፈነ ማዕከን ዜና ኣፍሪካን ኣርጉዩመንት ጸብጺቡ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣዎጆ ኲናት ስዒቡ ዝፈጸሞም ወንጀላትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ከይወጹ ዝተፈላለዩ ስልትታት…

መንግስቲ ኣሜርካ ኣምባሰደር ኣሜርካ ኣብ ኢትዮጲያ ከምዝቐራ ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ኣሜርካ ኣምባሳደር ኣሜርካ ኣብ ኢትዮጲያ ጊታ ፓሲ ካሊእ ስራሕቲ ንምስራሕ ካብ ስልጣና ከም እትወርድ ድሕሪ…

ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተወደበ ሓይሊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ሓቢሩ።

ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ንሰላም ዕድል ንምሃብ ካብ ተቆጻጺርዎ ዝነበሩ ከባቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ሙሉእ ንሙሉእ ዝለቐቐ ዋላ…

ኣብይ ኣሕመድ ምስ ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕነት ክጅምር ከምዝደሊ ተገሊፁ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ሰሉስ ምስ ተወከልቲ   ኮሚቴ ህዝባዊ ጉዳያት ኢትዮጲያ ኣሜርካ ኣብ ዝነበሮ ዘተ…

ቱርኪ፡ ሕጊ ስምምዕነት መሸጣ ኣጽዋር ብምጥሓስ ድሮናን ንስርዓት ኢትዮጲያ ትሸይጥ ከምዘላ ተገሊፁ።

መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጲያ ንዝካየድ ዘሎ ኲናት ብምምዝማዝ ሕጊ ስምምዕነት መሸጣ ኣጽዋር (arms trade treaty/AAT) ብምጥሓስ…

ሓዱሽ ፍሉይ ልኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝገይሽ ተሓቢሩ።

ሓዱሽ ፍሉይ ልኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዴቪድ ሳተርፊልድን ሓጋዚት ጻሓፊት ጉዳያት ኣፍሪካ ሞሊ ፒ ጉዳይ…

ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣመልኪቱ ዝወጸ ፖለቲካዊ ቅዋም ውድባት ሓዱሽ ወሎዶ ትግራይ መዘራረቢ ዛዕባ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ውድባት ሳልሳይ ወያነ ትግራይን ውድብ ናጽነት ትግራይን ብሓባር ብምኳንን ስዒቡ ድማ ብውድብ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ኣብ…

ሕብራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ደብዳብ ድሮናትን ነፈርቲን ደው ክብል ጸዊዑ።

ዋና ጻሓፊ ሕብራት ሃገራት ኣንተንዮ ጉቴሬዝ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝካይዶ ዘሎ ደብዳብ ደው ከብልን…

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ሒዋነን ማይ ጸብርን ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን 19 ሰባት ሰለማዊያን ሰባት ከምዝሞቱ ኣጃንስ ፋርንስ ፕረስ (AFP) ጸብጺቡ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ማይጸብሪ ብዕለተ ሶኒ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ኣብ እንዳ መጣሓን ይሰርሑ ዝነበሩ 17…

ላዕለወት ኣመራርሓ ኦሮሞ ፌደራላሲት ኮንግረስ(OFC) መንግስቲ ኢትዮጲያ ንሰላምን ዕርቅን ዘለዎ ቁሩቡነት ብተግባር እውን ከረጋግጽ ጸዊዖም።

ድሕሪ ሞት ስነ ጥበባዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ንዛሓለፉ 18 ኣዋርሕ ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ጃዋርን በቀለ ገርባን…

ተሓከምቲ፡ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ኣብ ከቢድ ኩነታት ከምዝወደቑ ሰብ ሞያ ሕክምና ኣፍሊጦም።

ዶካትርን ባዓል ሞያታት ጥዕናን ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል እቲ ትካልን ተሓከምቲን ዘለውዎ ኩነታትት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውጽእዎ ናይ…

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ክሳብ ሐዚ 143 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊፁ

ስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ እዚ ዓመት ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ ኣብ ትግራይ ብዝፈጸሞ ደብዳብ ድሮንን ንፈርቲን …