ኣብዚ ቅንያት ጥራሕ ኣስታት 20 ሽሕ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ብሓይልታት ኣምሓራ ከምዝተመዛበለ ተገሊፁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሓይልታት ኣምሓራን መላፍንቶምን ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ሓዱሽ ወፍሪ ምብራር ብዓሰርተታት…

ስርዓት ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ድሮን ከምዝፈፀመ ተገሊፁ።

እቲ ደብዳብ ድሮን ንጎሆ ከባቢ ሰዓት ሰለስተ ዝተፈፀመ ክኸውን ከሎ ኣብ ማእከል መንበሪ ኣባይቲ ማለት እውን…

ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ኣብ ዝዝቲ ኣኼብኡ ንኢትዮጵያ ዕድመ ከምዘይገበረላ ተፈሊጡ።

ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ በየነ መረብ ንዲሞክራሲ ኣመልኪቱ ን110 ሃገራት ኣብ ዝፀወዖ ኣኼባ ኣብይ ኣሕመድ ከምዘይተፀወዐ…

ኢትዮጵያ፡ ኣርባዕተ ዲፕሎማት ኣየርላንድ ከምዝሰጎገት ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣየርላንድ ሲሞን ኮቨነይ ገሊፁ።

ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከቡ ሽዱሽተ ዲፕሎማት ኣየርላንድ እቶም ኣርባዕተ ትማሊ ከምዘባረረቶም ተገሊፁ። እዚ ዝኾነሉ…

ሕቡራት ሃገራት፡ ናብ ትግራይ ክጓዓዓዝ ዝግበኦ ሰብኣዊ ረድኤት ኣብ ሰመራ ተዓጊቱ ከምዘሎ ገሊፁ።

ሕቡራት ሃገራት፡ ትማሊ ኣስታት 40 መኻይን ምግቢ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ፅዒነን ካብ ሰመራ ናብ ትግራይ ከምዝተበገሳ…

ኤምባሲ ኣመሪካ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክፍጸም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።

ኣብዚ ሕጂ እዋን ምድኻም መሓውራት ፀጥታ ኢትዮጵያ ተኸቲሉ ኣብ ኢትዮጵያ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክህሉ ከምዝኽእል መንግስቲ…

ብኮምሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራትን ዕላዊ ዝተገበረ መጽናዕቲ ወጋኒን ዘይሳይንሳውን ከምዝኾነ ምሁራት ሕጊ ኣፍሊጦም።

ኣብቲ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ካብ ዘቕረቡ ምሁራት ሕጊ ዩኒቨርሲቲ…

ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ኮነ ተባሂሉ ብትካላዊ መንገዲ ይስረሓሉ ከምዘሎ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሃገረስብከት ዓዲግራት ኣፍሊጣ።

ብትግራዋይነቶም ጥራሕ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ዕላዊ ጅምላዊ ማእሰርትን ምግፋዕን ደው ክብል…

“ባህሊ ምትሕግጋዝ ብምዕባይ ወረርቲ ሓይልታት ዝደገሱልና ምፅናት ዘርኢ ክነበርዕኖ ይግባእ” ክብል ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ጸዊዑ።

ህዝቢ ትግራይ በቢምዕራፍ ታሪኹ ፈተናታት ናብ ዕድል ዝቕይረሎም ዓርሰ-ምርኮሳ፣ ምኽንያታውነት፣ ፀዋርነትን ጅግንነትን ክብርታት ከምዘለዎ ዝሓበረ ሰሙናዊ…

ኣብይ ኣሕመድ፡ ብዘይ ዝኾነ ሕንከት ዝሕሰው በዓል ክልተ መልሓስ ምዃኑ ማሕበረሰብ ዓለም ክቕበል ከምዝግባእ ፕሮፈሰር ቶንይ ማጋና ገሊጹ።

“ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብይ ኣሕመድ ብተደጋጋሚ ሓሲዩ እዩ” ዝብለ ፕሮፌሰር ዮንይ ማጋና ኣብ ፈለማ ምእንቲ…

ቀዳምይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ “ናብ ግንባር ከቅንዕ እየ” ድሕሪ ምባሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ደመቀ መኮነን ኣብ ክንዱኡ ተኪኡ ክሰርሕ ከምዝተወሰነ ኣልጀዚራ ጸብጺቡ።

ምክትል ቀድማይ ሚኒስተር ደመቀ መኮነን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ተኪኡ መንግስታዊ ስራሕቲ ከምዝሰርሕ ወሃቢ ቃል መንግስቲ…

“ርእሰ ተኣማንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ እጠራጠሮ’የ” ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ጀፈሪ ፌልትማን።

ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ንመበል ካልኣይ ግዜ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዘቅነዐ ፉሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ…

ፈረንሳይን ጀርመንን ኣብ ኢትዮጵያ ዝቕመጡ ዜጋታተን ብቕልጡፍ ንኽወጽኡ ጸዊዔን።

ፈረንሳይ ዜጋታታ ብህፁፅ ካብ ኢትዮጵያ ክወፁኡ ዝፀወዐት ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ እናተጋደደ ዝመፀ ቅልውላው ኲናት ምዃኑ…

ኣብ ማእከል ምሩኻት ትግራይ ኣስታት 11 ሽሕ ሰራዊት ኢትዮጵያ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ሰራዊት ትግራይ ፀላእቲ ንምድምሳስ ኣብ ዝሰየሞም ወፍርታት፡ ብዘይካ እቶም ቅድሚ ሎሚ ነናብ ስድራኦም ዝተሰደዱ ኣብዚ ሕዚ…

ኣብ ጉዳይ ትግራይ ግዱስ ዝኾነ ኣይተ ሳምሶን ተኽለሚካኤል ካብ ዝጭወ ንድሓር ድሃዩ ከምዘይተረኸበ በዓልቲ ቤቱ ገሊጻ።

ኣይተ ሳምሶን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ክሌሌሽዋ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ማእኸል ትራፊክ ጠጠዉ ኢላ ካብ…

ኣመሪካ፡ ኣብ ጁቡቲ ፉሉይ ሓይሊ ኦፕሬሽን ኣሜሪካ ከምዘዳለወት ሲኤንኤን ፀብፂቡ።

ኣብ ኢትዮጲያ በቢመዓልቱ እንዳተጎሃሃረ ዝኸይድ ዘሎ ቅልዉላዉ ፖለቲካ ኣሜሪካ ዘለዋ ስግኣት ብፍላይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጲያ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሰበብ ኣዋጅ እቶ እቶ ኣብ ሰለማዊ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ራዕዲ ደው ከብሎ ግምባር ናፅነት ኦሮሞ ፀዊዑ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ዝደንገጎ ኣዋጅ እቶ እቶ ኮነ ኢሉ ተነሓናሕቲ ውድባት ንምእሳርን ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ገበናት…

ዓለም ንጉዳይ ጆኖሳይድ ትግራይ ብሽሙ ክትፅውዖ ከምዝግባእ ኣቦ መንበር ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ሴናተር ባብ መነንደዝ ገሊፁ።

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን እትወስዶም ዘላ እገዳታት ውሳነ ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ጆባይደን፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ንምህዳእ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ቅልጡፍ መፍትሒ ከናዲ ፃውዒት ቀሪቡ።

ነዚ ዝበለ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣየርላንድ ሳይሞን ኮንቨይ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ይፍፀም ከምዘሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ መንበረ ስልጣኑ ከምዝተመለሰ ተገሊፁ።

ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ካብ ስልጣኑ ክእለ ድሕሪ ምግባሩ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ኮይኑ ገደብ ምንቅስቃስ ተገይሩሉ ፀኒሑ…