ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልዕሊ 20 ሚሊዮን ሰባት ኣብ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከምዝወደቑ ተሓቢሩ።

ኔትዎርክ ስርዓት ቅድመ-መጠንቀቕታ ጥሜት ዝተብሃለ ትካል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምኽንያት ድርቅን ህውከትን ልዕሊ 20 ሚሊዮን ሰባት…

ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ኢትዮጵያን መሬት ኣገው ክሳብ ዝለቅቕ ቃልሱ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ውድብ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ አገው ኣፍሊጡ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣገው ከቢድ ግፍዕን ምጉስቛልን ዝፍፅም ዘሎ ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድን መሬት…

ብሰንኪ ስርዓት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ረድኤት ደው ከምዝበለ ተገሊፁ።

ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ብተሽከርከርቲ ዝግበር ሓገዝ ሰብኣዊ ረድኤት ዕንቅፋት ስለ ዝበዝሖን ተበፃሕነቱ ትሑት ስለ ዝኾነን…

ፕሬዝደንት ሶማል መሓመድ ፎርማጆ ንቐዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መሓመድ ሑሴን ሮብለ ካብ ስልጣኖም ምእጋፎም ሲዒቡ ኣብታ ሃገር ከቢድ ወጥሪ ነጊሱ።

ኣብታ ሃገር ክካየድ ተታሒዙ ዝነበረ መረጻ ብምንዋሕ ልክዕ ከም ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ ዕድመ ስልጣኑ ከቅጽል ዝሞኮረ…

ፌደራሊስት ሓይልታት ዓፋር፡ ኣብ ኣብዓላ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ብወታደራት ኢትዮጲያን ኤርትራን ዝተፈጸመ ጨፍጫፍ ኣውጊዙ።

ልዕሊ 250  ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ ብሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ብግፍዒ ምቅታሎሙን  ልዕሊ 600 ወገናት…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣዎጆ ኲናት ኣብ ከቢድ ቁጠባዊ ጸገም ከምዝወደቐ ፎርችን ጋዜጣ ጸብጺቡ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 29 ቢልዮን ዶላር ድምር ዘይተኣደነ ናይ ደገ ልቃሕ ኣለዎ እዩ…

ኣንቶንዮ ብሊንከን ምስ ኡሁሩ ኬንያታ ንቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ከምዝዘተዩ ገሊፁ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን ምስ ፕረዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ንቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያን ሶማልያን ዕልባት…

ኢራን፡ ንስርዓት ኢትዮጵያ እትገበሮ ሓገዝ ኣፅዋር ኲናት ከምዝቐፀለቶ ተሓቢሩ።

ከም ፀብፃብ ማዕኸን ሓበሬታ ኦሪክስ ክሳብ ዛጊድ ካብ ኢራን ናብ ሰመራ ልዕሊ 10 ዝኾኑ ኣፅዋር ኲናት…

Peace, or continued war in Ethiopia?

By Kjetil Tronvoll 27 December 2021 Ethiopia is balancing on the precipice – continued war or the beginning…

ኣሜሪካ፡ ኣብ ልዕሊ ስርዓታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኩሎም ኣማራፂታት ስጉምቲ ክትወስድ ፃውዒት ቀሪቡ።

ኣሜሪካ፡ ኣብ ልዕሊ ስርዓታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኩሉ ዓይነት ስጉምቲ ክትወስድ ኣሜሪካዊ ተወካሊ ግዝኣት ካሊፎርንያ ሴናተር ብራድ…

ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይድ ንዝግበር መፅናዕቲ ሕብረተሰብ እኹል መረዳእታ ክህብ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ስርዓት ኢትዮጵያን መላፍንቱን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀምዎ ጀኖሳይድ ብዝግባእ ተሰኒዱ ንክቕመጥን ማሕበረሰብ ዓለም ክፈልጦን ብዕቱብ…

ሰራዊት ትግራይ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብምንስሓቡ ጥንኩር ቁመና ክዉንን ከምዘኽኣሎ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ሰራዊት ትግራይ ካብ ዝተቖፃፀሮም ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን መስመራት ፅዕፁዕ ደብዳብ ድሮን ይካየደሉ…

ብስርዓት ኢትዮጲያን መሻርኽቱን ኣብ ኣብዓላ ልዕሊ 250 ተጋሩ ብግፍዒ ከምዝተቐተሉ ተሓቢሩ።

እቲ ብትእዛዝ መንግስቲ ኣብዪ ኣሕመድ ተጠናኺሩ ዝቐፀለ ፅንተት ተጋሩ; ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ…

ጥምየት ህዝቢ ትግራይ ኮፍ ኢሉ ዘይዕዘብ ገዚፍ ተዋጋኣይ ሓይሊ ድልዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ስርዓት ኢትዮጲያ ንፃዉዒት ሰላም ተሓሲሙ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዝፍፅሞ ዘሎ ሰብ ሰራሕ ጥምየትን ግፍዕን ኢዱ…

ኤርትራ፡ ንዓለም ለኸ ሕጊ ተገዛኢት ክትከውን ከምዘለዋ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣስመራ ፀዊዑ።

ስርዓት ኢሳያስ፡ ንዓለም ለኸ ሕግን ግቡኣትን ተገዛኢ ክኸውን ኣለዎ ክብል ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣስመራ ፀዊዑ። እቲ…

ሰራዊት ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይኣቱ ዝመለስናዮ ንሕና ክብል ፈሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፈሪ ፊልትማን ተዛሪቡ።

ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዝደንት ኣሜሪካ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ጄፍሪ ፌልትማን ትማሊ ምስ ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ “NPR”…

ኣብ ደቡብ ትግራይ ብዘጋጠመ ደብዳብ ድሮን ህይወት ሰለማውያን ሰባት ከምዝጠፍአ ተሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ትግራይ ከተማ መኾኒ ብዘካዬዶ ናይ ድሮን ጨፍጫፍ ህይወት ሰባት ጠፊኡ። እብቲ ንልዕሊ…

ኣሜሪካ፡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበረቶ እገዳ ናፃ ቀረፅ ዕዳጋ (ኣጎዋ) ብምኽንያት ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከምዝኾነ ገሊፃ።

ኣሜሪካ ብርክት ንዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ፍርያተን ናብ ዕዳጋ ኣሜሪካ ብዘይቀረፅ ንከእትዋ ዕድል ዝህብ ብሽም ኣገዋ ካብ…

Pertinent Issues on the War in Tigray

The Ethio-Eritrean war against the people of Tigray has entered a new phase, following the decision…

ኣባላት ማሕበር ደቂ ስዉኣት ትግራይ ንሰራዊት ትግራይ ዝዉዕል መድረኽ ደም ልገሳ ኣሳሊጦም።

ነቲ ምእንተ ህላወን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ይካሻሕ ንዘሎ ሰራዊት ትግራይ ደምና ኣይንስስዕን ብምባል ኣባላት ማሕበር ደቂ…