ስርዓት ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ  መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌትሪክ ደብዳብ ድሮን ፈፂሙ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣካል እቲ ኮነ ኢሉ ዝተትሓሓዞ ትግራይ ናይ ምዕናው እከይ ተግባር ትማሊ ኣብ መቐለ ኣብ…

ምፅናት ዘርኢ ትግራይ፡ ደው ንምባል ኩሉ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ብሄረ ተጋሩ ዝካየድ ዘሎ ምፅናት ዘርኢ ደው ንምባል ማሕበረሰብ ዓለም ከምዝዘንገዐ ጋዜጠኛ Euronews ሙስጦፋ…

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፡ ንኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 87 ሓዊሱ ኣሽሓት ሰራዊት ኢትዮጵያ ከምዝቐተለ ተሓቢሩ።

ሓይልታት ምክልካል ትግራይ ምስ ሙሉእ ዓቕሙ ካብ መሬት ዓፋርን ኣምሓራን ለቒቑ ናይ ቦታ ምትዕርራይ ዝገበረሉን ምኽንያት…

ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ደው ከምዝበለ ሕብራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ብሰንኪ መንግስቲ ኢትዮጲያን መሻርኽቱን ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረን ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናሽቆልቆለ ዝከይድ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው…

ኢትዮጲያ ካብ ኤርትራ ቀጺላ ብዙሓት ጋዜጠኛታት ዝእሰሩላ ሃገር ተባሂላ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ተሰሪዓ።

ብተሸላሚ “ናይ ሰላም ኖቤል” እትምርሓን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኲናት ዝኣወጀት ኢትዮጲያ  ድሕሪ እቲ ኲናት ኣብ…

ሓይልታት ምክልካል ትግራይ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ለቂቆም ምውጾኦም ዝነኣድ ስጉምቲ ከምዝኮነ ኮንገረስማን ብራድ ሸርማን ገሊጾም።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ካብ ተቆጻጺሮምዎ ዝነበሩ ከባቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ምልቃቆም ስዒቡ ዝሃብዎ መግለጺ ትክክለኛ ስጉምቲ ከምዝኮነ…

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፡ ካብ ኩሉ ከባቢታት ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ምውፅኡ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፁ።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ካብቲ ን ኣዋርሕ ተቖፃፂሮምዎ ዝነበሩ ከባብታት ኣምሓራን ዓፋርን ከምዝወፁ ተገሊፁ። እቲ ውሳነ ንሰላማዊ…

ኣሜሪካ፡ ንምውፃእ ሰራዊት ትግራይ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን “ንሰፊሕ ዲፕሎማሲ ማዕጾ ዘርሑ`ዩ ኢላ።

ኣሜሪካ፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ከብቅዕ ዘተ ክጅመር ፀዊዓ። ኣሜሪካ፡ ንሰላምን ፀጥታን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንዳዘረገ ዝርከብ…

Ethiopia: UN Commission is a Victory for the Cause of Justice and Accountability

By Getachew RedaExecutive committee member and spokesperson for the Tigray People’s Liberation Front (TPLF). Tuesday, 21 December…

መንግስቲ ትግራይ ንሰለማዊ ዘተ ዘለዎ ቅርቡነት ዘረጋግፅ ካብ ትግራይ ወፃኢ ንዘለዉ ኩሎም ወታደራቱ ንኽወፁ ከምዝኣዘዘ ገሊፁ።

መንግስቲ ትግራይ ካብ መሬት ትግራይ ወፃኢ ማለት እዉን ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝነበሩ ሰራዊት ትግራይ ካብቲ…

ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝተገበረ ጨፍጫፍ ንፁሃት ተጋሩ ከምዘሕዘኖም ዉድባት ሳልሳይ ወያነን ዉድብ ነፃነት ትግራይን ገሊፆም።

ቅድሚ ሒደት መዓልታት ኣብ ከተማ ኣላማጣ ንተኸታታሊ ክልተ መዓልታት ብትእዛዝ መንግስቲ ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…

ስርዓት ኢትዮጲያ ደብዳብ ነፈርትን ድሮንን ኣብ ከተማታት ምላዛት ማይጨውን ኮረምን ኣካይዱ።

ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መንበረ ቅዲሳን ቁሸት ምላዛት ኣብ እትበሃል ቦታ ኣብ ልዕሊ ዕዳጋ ኣብ ዝነበረ…

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ትካላት ጥዕና መቐለ ካብዝተመርመሩ ሰባት እቶም 42 ሚእታዊ ንቫይረስ ኮሮና ምቅልዖም ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

ምልክታት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ተራእይዎም ኣብ ትካላት ጥዕና መቐለ ካብ ዝተመርመሩ 361 ሰባት እቶም 151 ወገናት…

ሓበሬታ ሞተር ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይቕፅል ከምዘሎ ነበርቲ ከተማ መቐለ ገሊፆም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓበሬታ ኣብ መቐለ በቢከባቢኡ ዕዳጋ መፂኻ ዝሽመተሉ ብርኪ ከምዝተበፀሐ ዝተዛረቡ ነበርቲ ከተማ መቐለ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምፅናት ዘርኢ ትግራይ ብሓሳብን ተግባርን ብምምርሑ ዝነበሮ ጥምረት ከምዘቋረፀ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ኣፍሊጡ።

መራሕቲ ሃይማኖት ኣህጉረ ስብከት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳቤ ኣብያተ እምነት ትግራይ ብወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን…

ስርዓት ኢትዮጵያ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዕፅዋን ክባን ኣእትዩ ዝፍፅሞ ዘሎ ምፅናት ዘርኢ ታሪኻዊ ተሓታትነት ዘስዕብ ብምዃኑ ማሕበረሰብ ዓለም ግብራዊ ስጉምቲ ክወስድ ተሓቲቱ።

ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይን ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ መንግስቲ ኢትዮጵያን መላፍንቱን ህዝቢ ትግራይ…

ኣሜሪካ፡ ኣብ ትግራይ ዝበፅሕ ዘሎ መቕተልትን ጅምላዊ ማእሰርትን ኣዝዩ ዘሻቕል እዩ ክትብል ገሊፃ።

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍፀም ዘሎ መቕተልቲ፣ ምስጓግ ዜጋታትን ጅምላዊ ማእሰርትን ኣዝዩ ዘሻቕል እዩ ክትብል ገሊፃ።…

ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ተጋዳላይ ክንደያ ዝተሰርሐት ፊልሚ “ኣፍላም”‘ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ንምርኢት በቒዓ።

ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘሕለፎም ተጋድሎ ሓደ ዝኾነ ኣብ ኣንፃር ስርዓት ደርጊ ካብ ዝተኻየደ ቃልሲ ሓደ ታሪኽ…

ኣብ ለንደን ብምኽንያት “በዓል ልደት ምዕራባዉያን” መድረኽ እቶት መተኣኻኸቢ ተሳሊጡ።

ብነበርቲ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ተጋሩ ለንደን ነቲ ምዕራብ ዓለም ብሃንቀዉታ ዝፀባበዮ ዘሎ በዓል Christmas ( ልደት…

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀሞም ገበናት ኲናት ክቃለስ ካብ ኣሜሪካ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ክፅምበር ከምዝደፋፈኦ ተጋዳላይ ሰዓረ ገሊፁ።

ኣብ ኣሜሪካ ኾይነ ብዝተዓዘብክዎ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ ዝወርድ ዝነበረ ግፍዒ ኣለዓዒሉኒ እየ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ተፀምቢረ…