ኣስታት 200 ረዲኤት ፂዒኖም ናብ ትግራይ ክኸዱ ዝተበገሱ መራሕቲ መካይን ናብ ካልእ ወፍሪ ክኸዱ የገድድዎም ከምዘለው ተገሊፁ።

ኣስታት 200 ረዲኤትን ዘመናዊ ድኹዕን ፂዒኖም ናብ ትግራይ ክኸዱ ዝተበገሱ ተጋሩ መራሕቲ መካይን ካብ ፍተሻ ጣብያ…

ሱዳን፡ ብዛዕባ ብሱዳን ኣቢላ ናብ ትግራይ ክትኣቱ ተወቒዓ ዝተብሃለት ነፋሪት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ህፁፅ መብርሂ ክህብ ሓቲታ።

ሱዳን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰራዊት ኢትዮጵያ ብሱዳን ኣቢላ ክሊ ኣየር እታ ሃገር ጥሒሳ ናብ ትግራይ ክትኣቱ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋርን ሰራዊትን ኢትዮጵያ የጎዓዕዝ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣፅዋርን ሰራዊትን የጎዓዕዝ ከምዘሎ ተንታንን ንጉዳይ ዓለምለኸ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ግፋ ተጋሩ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተሓቢሩ።

እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ከምብሓድሽ ዝጀመረ ግፋ፣ ማእሰርትን ገዛገዛ ፍተሻን ተጋሩ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። ብፍላይ…

ድሮናት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊፁ።

ድሮናት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ኲናት መላእ እቲ ዞባ ናብ ከቢድ ቅልውላው ዘእቱ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ኲናት እናነውሐ እንተኸይዱ ብሄር ተኮር ጽልኢ ክፈጥር ከም ዝኽእልን ንዝሓለፉ ዓመታት ኣብ…

ኣሸንዳ ትግራይ ኣብ ሃገረ ዩጋንዳ ፡ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኣገባብ ተባዒሉ።

ኣሸንዳ ትግራይ ኣብ ሃገረ ዩጋንዳ ከተማ ካምፓላ፡ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኣገባብ ከምዝተኸበረ ኣዋሃሃድቲ…

ሕቡራት ሃገራት ንትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ደው ከምዝበለ ሓቢሩ።

ወሃቢ ቃል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ስቴፈን ጁዳሪክ፡ ካብ 24 ነሓሰ 2022 ጀሚሩ ንትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ…

ኲናት ትግራይ፡ ኲናት ሕድሕድ ዘይኮነስ ካብ ዓበይቲ ዞባዊ ደማዊ ኲናት ዓለምና ከምዝኾነ ተንታኒ ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማርቲን ፕላውት ሓቢሩ።

ተንታኒ ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማርቲን ፕላውት፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዕፅዋን ክባን እንተሎን ህዝቢ ኣብ ከቢድ ዓፀቦ…

ኣብ ሱዳን መዕቖቢ ስደተኛታት ዝርከባ ተጋሩ በዓል ኣሸንዳ ኣኽቢረን።

ኣብ ሱዳን ግዝኣት ገዳሪፍ መዓስከር መዕቖቢ ስደተኛታት ኡምራኩባን ተነዳን ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ተጋሩ በዓል ኣሸንዳ ከምዘኽበራ…

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤልን ከምዝተዘራረበ ተሓቢሩ።

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ከምኡ እውን ምስ…

ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኣብ ትግራይ ዘለው ኣዝማደይ ብህይወት ይሃልው ኣይሃልው ክፈልጥ ኣይከኣልኩን ኢሉ።

ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ክባ ዘለው ኣዝማደይ ብህይወት ይሃልው…

ነፈርቲ ኲናት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ነበርቲ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተሓቢሩ።

ነፈርቲ ኲናት ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርትን ትካላት ንግድን…

ሱዳን፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ዝወደቐት ነፋሪት ከምዘየላ ኣፍሊጣ።

ወሃቢ ቓል ሓይልታት ምክልኻል ሱዳን ብርጋዴር ጄኔራል ነቢል ኣብደላ ኣሕመድ፡ ብወገኑ ብሱዳን ሰማይ ዝሓለፈትን ዝወደቐት ነፋሪት…

ህዝቢ ትግራይ፡ ዘለዎ ኩነታት ካብቲ ብማሕበራዊ መራኸቢ ዝግለፅ ፀገም ንላዕሊ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ካብ ዝተወልዓሉ መዛዘሚ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ ኣብ ዝቐጸለ ከቢድ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብሉፅ ስርዓተ ጥዕና ዝነበራ ትግራይ ትካላታ ከምዝዓነው ተሓቢሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ብሉፅ ስርዓተ ሓለዋ ጥዕና ዝነበራ ትግራይ ትካላታ ከምዝዓነውን ከምዝተዘመቱን መርበብ ሓበሬታ “London Review of…

ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ስምምዕ ኲናት ደው ምባል ጢሒሱ፡ ብሸነኽ ደቡብ ትግራይ ሙሉእ ኲናት ከምዝጀመረ ወተሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ኣፍሊጡ።

ፀላኢ ብግንባር ደቡብ፣ ኣብቲ ግንባር ዝፀንሑን ካብ ካሊእ ከባቢ ዝወሰኾምን ክፍላተ ሰራዊት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ፣…

ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ኣካል ዘተ ሰላም ትግራይ ክትከውን ምጽውዑ መርኣያ ናይቲ ዝሓዞ ግጉይ ኣካይዳ ከምዝኾነ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቢሩ።

ኣባል ማእከላይ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይን ወሃቢ ቃል መንግስትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ንማዕኸን ዜና “ዘኣፍሪካን ሪፖርትስ” ኣብ…

ኣዋልድ ትግራይ፡ በዓል ኣሸንዳ ንመበል ካልኣይ ግዜ ኣብ ክባን ዕፅዋን ኮይነን ከምዘኽበራኦ ተዓዋቲት ሲኤንኤን ” ሲኤንኤን ሄሮ” 2019 ፍረወይኒ መብራህቱ ሓቢራ።

ተዓዋቲት ሲኤንኤን ” ሲኤንኤን ሄሮ” 2019 ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ትዩተር ገፃ ከምዝገለፀቶ ኣዋልድ ትግራይ በዓል ኣሸንዳ…

ምዕራብ ትግራይ ጎቢጡ ዘሎ ስርዓት ኢትዮጵያ ብግልባጡ ሰራዊት ትግራይ ካብ ዝወረሮ መሬት ብህፁፅ ክወፅእ ፀዊዑ።

ምስ ልፍንቲ ሓይልታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ተሻሪኹ ምዕራብ ትግራይ ብሓይሊ ጎቢጡ ዘሎ ስርዓት ኢትዮጵያ ብግልባጡ ሰራዊት…