ስርዓት ኤርትራ “ወያነ ክትወረና ትዳሎ ኣላ” ብዝብል ኩሉ ኤርትራዊ ናብ ሰራዊት ክጽምበር የገድድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ ኣገልግሎት ካብ ዝእወጅ ኣትሒዙ 18 ዓመት ዝመልአ መንእሰይ ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ወተሃደራዊ ታዕሊምን…

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንሓደሽቲ ተወላዶ ኣምሓራ ጤሳን ተሓራሲ መሬትን ይዕድል ከምዘሎ ተገሊፁ።

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፡ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንሓደሽቲ ተወለድቲ ኣምሓራ ጤሳን ተሓራሲ መሬትን ይዕድል ከምዘሎ ተሓቢሩ። ተስፋሕፋሒ…

ጉጅለ ልኡኽ ባይቶ መንግስቲ ኣሜሪካ ኬንያ ኣትዩ።

ጉጅለ ልኡኽ ባይቶ መንግስቲ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ ንምርኻብ ናይሮቢ ከምዝኣተወ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኬንያ…

ኣብ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዕደላ ፍትሓውነት ከምዝጎድሎ ተሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ረድኤት በብእዋኑ ብስሩዕ ከምዘይርከብን ዋላ እውን እቲ ዝወሃብ ረድኤት ባዕሉ ስድራቤት ንምምሕዳር እዅል ከምዘይኮነ…

ቅልውላው ትግራይ፡ ትኹረት ዘይረኸበ ብምኽንያት ሕብሪ ቆርበት ክኸውን ከምዝኽእል ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ወቒሱ።

ብወረርቲ ሓይልታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝዓነወት ትግራይ፡ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ዝበፅሕ ስቓይ ትኹረት ማሕበረሰብ ዓለም ዘይሰሓበሉ…

ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ፡ ደሃይ ፖሎቲኬኛ ክብሮም በርሀ ኣይረኸብኩን ኢሉ።

ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ሓላፊ ርክብ ጉዳያት ወፃኢ ውድብ ባይቶና ኣይተ ክብሮም በርሀ ከም ዘይተረኽበን ትማሊ ንቤት…

ትማሊ ካብ ሰመራ ናብ ሸኸት ዝገዓዙ ተጋሩ 240 ጥራይ ከምዝኾኑ ተመለስቲ ኣረጋጊጾም።

እቶም ትማሊ ዝተመለሱ ሰለማውያን ተጋሩ ካብ ኣብዓላ ብሓይሊ ተገፊፎም ናብ ሰመራ ተወሲዶም ኣብ ክልተ ማእከላት ተዳጒኖም…

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ከምሓድሽ ተወላዶ ኣምሓራ መሬት ይዕደሉ ከምዘለው ተፈሊጡ።

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ማይ-ካድራ፡ ተወላዶ ኣምሓራ ንኽጣየሱን መሬት ክሕዙን ብላዕለዎት ሰብ-መዚ ክልል ኣምሓራ ይስራሕ ከምዘሎ ሬድዮ…

ኣብ ትግራይ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዋጋ ሓደ ኩንታል ጣፍ ልዕሊ 20 ሽሕ ብር ከምዝሽየጥ ተሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ብስሩዕ ኣብ ማእከላት ዕዳጋ ሓደ ኩንታል ጣፍ ካብ 15 ክሳብ 17 ሽሕ ይሽየጥ ከምዘሎ…

ትግራዋይ ድምፃዊ ሮፍናን፡ ምስ ፈፃሚ ጉዳያት መንግስቲ ኣሜሪካ ከምዝዘተየ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣቃሊሑ።

ትግራዋይ ድምፃዊ ሮፍናን፡ ምስ ፈፃሚ ጉዳያት መንግስቲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጆኮብሰን ከምዝዘተየ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ…

ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ቅርስታተይ ካብ ኢትዮጵያ ክምልስ እየ ኢላ።

ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ጥንታውን ሃይማኖታውን ቅርስታትን ንዋያትን ትግራይ ብዓለም ለኸ ሕጊ ናብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ሰራዊት ኤርትራ ካብ መሬት ትግራይ ክወፅእ ፀዊዑ።

ሕብረት ኣውሮፖ ተረሲዑ ዘሎ ጉዳይ ወራር ትግራይ ዕልባት ክረክብ ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ። ሓላፊ ጉዳያት ወፃእን ድሕንነት ፖሊስን…

ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ፡ ብሰንኪ ህወሓት ዓቕሚ ዘተ ትግራይ እናወረደ ዕፃ ትግራይ ካብ ኢድና ይወፅእ ኣሎ ክብል ከሲሱ።

ኣብ መንጎ ስርዓት ኢትዮጵያን ህወሓትን ክካየድ ዝተብሃለ ድርድር፡ ኢትዮጵያ ናይ ምድሓንን ምቕፃልን ባህግን ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ…

ብሄራዊ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ኮነ ተባሂሉ እዚ “ፓርክ ወያነ” እዩ ብዝብል ከቢድ ጉድኣት ክበፅሖ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ብሄራዊ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ብሰንኪ ኲናት ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ኢትዮጵያ በዓል ስልጣን ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኣፍሊጡ።…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ልዝብ ክጅምሩ ኣሜሪካ ከምተተባብዕ ሓቢሩ።

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ዝተመርሐ ዑደት ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ዘውጽኦ መግለፂ፡ መንግስቲ…

ኣብ ትግራይ ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት ኣስታት 500 ሽሕ ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት ቁፅሪ ዝሞቱ ሰለማውያን ሰባት ኣስታት 500 ሽሕ ከምዝበፅሐ ኣገልግሎት ዜና…

ኣብ ትግራይ፡ ዝኣተወ ሰብኣዊ ረዲኤት ዛጊድ ብሰንኪ ሕፅረት ነዳዲ ክከፋፈል ከምዘይከኣለ ሑቡራት ሃገራት ገሊፁ።

ኣብ ትግራይ፡ ዝኣቱ ሰብኣዊ ረዲኤት ዋላ እኳ እንተቐፀለ ኮይኑ ግና ብሰንኪ ሕፅረት ነዳዲ ናብ ሕብረተሰብ ክከፋፈል…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ተምሃሮ ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ከምዝቃወም ማሕበር ተምሃሮ መላእ ኣፍሪቃ ገሊፁ።

ማሕበር ተምሃሮ መላእ ኣፍሪቃ “AASU” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተምሃሮ ተወላዶ ትግራይ ዝተፈፀመ ሓይላዊ…

ሕብረት ኣፍሪቃ ከይዲ ዘተ ሰላም ትግራይ ዝተሓላለኸ ንክኸውን ይሰርሕ ከምዘሎ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ።

ሰራዊት ኤርትራ ዶባት ጢሒሱ ትግራይ ክወርር ከሎ ቢሒም ከይበለ ዝፀንሐ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ልዕሊ ዝተኻየደ ወራር…

መበል 33 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይኽበር ከምዘሎ ተገሊፁ።

መበል 33 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ፡ ካብ ነሓሰ 01 ክሳብ 10 ነሓሰ 2014 ዓ.ም…