መንግስቲ ትግራይ ምስ ዓለም ለኻዊ ኮምሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ዘለዎ ምትሕብባር ደው ከብል ከምዝክእል ኣጠንቂቑ።

ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት መንግስቲ ትግራይ: ዓለም ለኻዊ ኮምሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ናብ ኢትዮጲያ ክገብሮ ዝሓሰበ…

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንምዝታይ ናብ ኢትዮጲያ ከምዝገይሽ ተሓቢሩ።

እቲ ንዴቪድ ሳተርፊልድ ተኪኡ ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝኾነ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ጉዳይ…

መንግስቲ ሶማሊያ፡ ወታደራት ሶማልያ ኣብ ኲናት ትግራይ ምስታፎም ኪሒዱ።

ወሃቢ ቃል ቤት ጽሕፈት ፕሬዝደንት ሶማልያ ዓብደልከሪም ዓሊ ካር ወታደራት ሶማሊያ ኣብ ኲናት ትግራይ ምስታፎም ሕሶት…

ኣብ መቐለ ዋጋ ንምግቢ ዝውዕሉ እኽልን ጥራምረን ካብ እዋና ናብ እዋን ይውስኽ ከምዘሎ ነበርቲ መቐለ ገሊፆም።

ጋዜጠኛ ቪኦኤ ኣብ መቐለ ዕዳጋ ሶኒ( ዕዳጋ ዓዲ ሓቂ) ተረኪቡ ዘዘራረቦም ነበርቲ መቐለ ከምዝገለጽዎ ዋጋ ዕዳጋ…

ኣብ ልዕሊ መዓድንን ኢነርጅን ትግራይ ዝለዓለ ዕንወትን ጉሕለትን ከምዝበፅሐ ኣብ ቢሮ መዓድንን ኢነርጅን ትግራይ ዳይሬክቶሬት ኢነርጂ ኣይተ ማሓሪ ወልደኪሮስ ገሊፆም ።

ስርዓት ኢትዮጵያን መላፍንቱን ኣብ ዓውዲ መዓድን ኢነርጂን ትግራይ ከቢድ ዕንወትን ጉሕለትን ዝፈጸሙ እንትኸውን  ኣብቲ ዓውዲ ዝበፅሐ…

ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ውድድር ጉያ ኣብ ኣሜርካ ኦሬጎን ኣይሳተፍን ኢላ ከምዝነበረት ተገሊጹ።

ትግራወይቲ ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ኣሜርካ ኦሬጎን ኣብ ዝተኻየደ 10 ሽሕ ሚትሮ ጉያ ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ…

175  ሲቪል ማሕበረስብን ናይ ምርምርን ኣካዳምያዊ ትካላትን ትግራይ ዓለም ለኻዊ ኮምሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ገበን ኣብ ዝተፈጸመሎም ከባቢታት ትግራይ ተረኺቡ ምርምራ ከሳልጥ ጸዊዐን።

ብዓለምለኻዊ ማሕበር ሙሁራት ትግራይ ኣቢሉ ዝተጸሓፈ 175 ብብርኪ ዓለም ዝሰርሓ ትካላት ትግራይ ዝተፈረመ ናብ ኣደ መንበር…

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ንፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ኣጠንቂቑ።

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ኣብ ዘውጸኦ ሰሙናዊ በዓል ሰለስተ ገጽ መግለጺ ብሽም ዘይጸወዐን ፖለቲካዊ ውድባት…

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ሰመራ ዝዳጎኖም ኣሸሓት ተጋሩ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም ንምኽዋል ይሸባሸብ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ካብ ሽኸት/ኣብዓላ/ ብሓይሊ ብምጭዋይ ኣብ ሰመራ ብግፍዒ ተዳጊኖም ዝርከቡ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ካብ ዓይኒ…

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣወጆ ኲናት ብዘተ ሰላም ክዛዘም ክመርሕ ዘጣየሾ ኮሚቴ ዕላዊ ፈላማይ ዋዕላ ከምዘካየደ ማዕኸናት ዜና እታ ሃገር ፀብፂበን።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት ብሽምግልና ንምዝዛም ክመርሕ ዝተጣየሸ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ኮሚቴ…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ንሓላፊ ወፃኢ ጉዳያት ባይቶና ኣይተ ክብሮም በርሀ፡ ብዘይዝኾነ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ ውድብ ባይቶና ጸዊዑ።

ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ፡ ኣይተ ክብሮም በርሀ ቅድሚ ሐዚ እውን ንኣዋርሕ ብግፍዒ ተኣሲሩ ምንባሩን ኢትዮጲያ…

ኣብ መቐለ ክትባት ጸረ ቫይረስ ኮርና ምሃብ ከምዝተጀመረ ድምፂ ወያነ ትግራይ ፀብፂቡ።

ብኲናትን ዕጽዋን ከሙኡ እውን ሕፅረት መድሓኒን ናውቲ ሕክምናን እናተሃሰየት እትርከብ ትግራይ ክትባት ጸረ ቫይረስ ኮረና ምሃብ…

ሓይልታት መንግስቲ ኢትዮጲያ ፍጹም ጭካነን ግፍዕን ዝተመለኦ ገበናት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እታ ሃገር ከምዝፈጸሙ ብመንግስቲ ዝምወል ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ኣቃሊዑ።

ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝምወል ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ወታደራትን ዕጡቓት መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ጭካነ ዝተመልኦ ግፍዒታት…

ማሕበረሰብ ዓለም ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ዘርኢ ምጽናት ብስቅታ ክርእዮ ከምዘይብሉ ተገሊጹ።

ስርዓት ኢትዮጲያ ንዝሓለፉ ልዕሊ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብፍሉይ ድማ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ሰፊሕ…

ስርዓት ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዝኣዎጆ ኲናት ኣብ ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚልዮን ህዝቢ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ ከምዝርከብ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕብራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዝኣወጆ ኲናትን ዝፈጸሞም ገበናትን ደቂ ኣንስትዮን ህጻውንቲ ዝበዝሕዎ ልዕሊ 2…

ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት ብርክት ዝበለ ህዝቢ ትግራይ ንስደትን መከራን ከምዝተሳጠሐ ሞዴል ሰለማዊት ተኽላይ ንቢቢሲ ተዛሪባ።

ኣብ ከተማ መቐለ ተወለዳ ዝዓበየትን ኣብ ስራሕቲ ሞዴሊንግ ቅዲ ክዳውንቲ ሓበሻን ተዋፊራ እትሰርሕ ዝነበረት ሞዴል ሰለማዊት…

ገዛኢ ውድብ ብልጽግና ኲናት ብሰላም ክውድእ እየ ምባሉ ብኣወንታ ከምዝራኣይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ።

ኣባል ስራሕ ፈጻሚ ኮሚቴን ኣቀባሊ ቃል ውድብ ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ…

ኣብ ጥምየት ንዘሎ ህዝቢ ትግራይ ንምብጻሕ ዓለም ለኻዊ ግብረ-ሰናይ ጉጅለ ምጥያሽ ከምዘድሊ ተሓቢሩ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዘንበሮ ዕጽዋ ኣብ ጥምየት ንዘሎ ህዝቢ ንምብጻሕ ዓለም ለኻዊ ግብረ-ሰናይ…

ፕሬዝደንት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ስሪላካዊት ራዲካ ኮማራስዋሚ ኣባል ዓለም ለኻዊ ኮሙሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዝተፈጸሙ ገበናትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ንከጻሪ ብውድብ ሕብራት ሃገራት…

ሕብረት ኣፍሪካን( AU) ኢጋድን(IGAD) ኣብ ዶብ ሱዳን ኢትዮጲያ ተፈጢሩ ዘሎ ጎንፂ ከምዝተሓሳሰቦምን እቲ ኩነታት ካብ ዘጋድዱ ተግባራት ክቑጠቡ ፀዊዖም።

ፕሬዝደንት ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ ማሃመት ኣብ መንጎ ኢትዮጲያን ሱዳንን እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ወታደራዊ ውጥረት ኣዝዪ…