Latest

ኣብ ትግራይ ካብ ሰለስተ ህጻናት እቲ ሓደ ብሕጽረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ከምዝጥቃዕ ሕብራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ሰለሰተ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝርከቡ ህጻናት እቲ ሓደ ብሕጽረት ዝተመጣጠነ…

ብኩሉ ግንባራት ዝረአ ዘሎ ምንቅስቃስ ሰራዊት ኢትዮጲያ፡ ዳግም ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ንምውላዕ ከምዝኾነ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።

ሰራዊት ኢትዮጵያ ብኩሉ ግንባራት ዝገብሮ ዘሎ ወታደራዊ ምትእኽካብን ምንቅስቃስን ስርዓት ኢትዮጵያ ዳግም ትግራይ ንምውራር ዝዓለመ ምኻኑ…

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንሓደሽቲ ተወላዶ ኣምሓራ ጤሳን ተሓራሲ መሬትን ይዕድል ከምዘሎ ተገሊፁ።

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፡ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንሓደሽቲ ተወለድቲ ኣምሓራ ጤሳን ተሓራሲ መሬትን ይዕድል ከምዘሎ ተሓቢሩ። ተስፋሕፋሒ…

ጉጅለ ልኡኽ ባይቶ መንግስቲ ኣሜሪካ ኬንያ ኣትዩ።

ጉጅለ ልኡኽ ባይቶ መንግስቲ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ ንምርኻብ ናይሮቢ ከምዝኣተወ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኬንያ…

ኣብ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዕደላ ፍትሓውነት ከምዝጎድሎ ተሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ረድኤት በብእዋኑ ብስሩዕ ከምዘይርከብን ዋላ እውን እቲ ዝወሃብ ረድኤት ባዕሉ ስድራቤት ንምምሕዳር እዅል ከምዘይኮነ…

ስርዓት ኢትዮጲያ መሰረታዊ ኣገልግሎት ኣብ ትግራይ ንምጅማር ፈለማ ዘላቒ ስምምዕ ተኹሲ ደው ክብጻሕ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ክባን ዕጽዋን ብምንባር መሰረታዊ ኣገልግሎት ኣቋሪጹ ትግራይ ከንበርክኽ ዝሰርሕ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ…

ቅልውላው ትግራይ፡ ትኹረት ዘይረኸበ ብምኽንያት ሕብሪ ቆርበት ክኸውን ከምዝኽእል ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ወቒሱ።

ብወረርቲ ሓይልታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝዓነወት ትግራይ፡ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ዝበፅሕ ስቓይ ትኹረት ማሕበረሰብ ዓለም ዘይሰሓበሉ…

ኣብ ትግራይ ካብ ዝድለ ጠለብ መድሓኒት ዛጊድ ዝኣተወ ሓሙሽተ ሚእታዊ ጥራሕ ከምዝኾነ ተገሊጹ።

ኣብ ትግራይ ስእነት መድሓኒትን ምክፋት ሓደሽቲ ኣብያተ መድሓኒትን ኣመልኪቱ ቪኦኤ ዘዘራረቦ ሓላፊ በዓል መዚ ቁፅፅር መድሓኒትን…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ስምምዕ ተፃብኦ ደው ምባል ከምዝጠሓሰ ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ሓቢሩ።

ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ፡ መንግስቲ ኢትዮጲያ ብኣንፈት ደደቢት ደብዳብ ከቢድ ብረትን ታንክታን ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ወታደራዊ ኮማንድ…

ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ፡ ደሃይ ፖሎቲኬኛ ክብሮም በርሀ ኣይረኸብኩን ኢሉ።

ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ሓላፊ ርክብ ጉዳያት ወፃኢ ውድብ ባይቶና ኣይተ ክብሮም በርሀ ከም ዘይተረኽበን ትማሊ ንቤት…

ትማሊ ካብ ሰመራ ናብ ሸኸት ዝገዓዙ ተጋሩ 240 ጥራይ ከምዝኾኑ ተመለስቲ ኣረጋጊጾም።

እቶም ትማሊ ዝተመለሱ ሰለማውያን ተጋሩ ካብ ኣብዓላ ብሓይሊ ተገፊፎም ናብ ሰመራ ተወሲዶም ኣብ ክልተ ማእከላት ተዳጒኖም…

ብፖለቲካዊ ዘተ ዘላቒ ሰላም ክመፅእ ስለዘይኽእል፡ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ምውሓስ ብቐዳምነት ክስረሐሉ መድረኽ ናፅነት ትግራይ ፀዊዑ።

መንግስቲ ትግራይን ኢትዮጵያን ዘካይድዎ ድርድር ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ኣብ ዘይተኸበረሉን ተጋሩ ምዕራብ ትግራይ ብወረርቲ ኣብ ዝጭፍጨፉሉን…

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ከምሓድሽ ተወላዶ ኣምሓራ መሬት ይዕደሉ ከምዘለው ተፈሊጡ።

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ማይ-ካድራ፡ ተወላዶ ኣምሓራ ንኽጣየሱን መሬት ክሕዙን ብላዕለዎት ሰብ-መዚ ክልል ኣምሓራ ይስራሕ ከምዘሎ ሬድዮ…

መንነታዊ ዘላቕነትን ታሪኻዊ ግዝኣትን ትግራይ ንምውሓስ ፖለቲካዊ ውድባት ብስምረት ክሰርሓ ማሕበር ምምላስ መንነትን መሬትን ትግራይ ፀዊዓ።

ትግራይ ምእንተ ኢትዮጵያ ክበሃል ታሪኻዊ ግዝኣታዊ ሓድነታ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ከምዝፀነሐ ብምሕባር ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ድርድር…

ኣብ ትግራይ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዋጋ ሓደ ኩንታል ጣፍ ልዕሊ 20 ሽሕ ብር ከምዝሽየጥ ተሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ብስሩዕ ኣብ ማእከላት ዕዳጋ ሓደ ኩንታል ጣፍ ካብ 15 ክሳብ 17 ሽሕ ይሽየጥ ከምዘሎ…

ኣብ ትግራይ መባእታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ገምጋም ምዝገባ ናብ 20.8 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ሓቢሩ።

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ቀረባ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ  መጽናዕቲ  መባእታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ሓፈሻዊ ገምጋም ምዝገባ…

ትግራዋይ ድምፃዊ ሮፍናን፡ ምስ ፈፃሚ ጉዳያት መንግስቲ ኣሜሪካ ከምዝዘተየ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣቃሊሑ።

ትግራዋይ ድምፃዊ ሮፍናን፡ ምስ ፈፃሚ ጉዳያት መንግስቲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጆኮብሰን ከምዝዘተየ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ጾታዊ ዓመጽ ዝበጸሐን ወገናት ሓገዝ ክግበረለን፡ 16 ዓለም ለኻዊ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰባት ጻዊዒት ኣቅሪበን።

ኣብ ትግራይ ጾታዊ ዓመጽ ዝበጸሐን ወገናት ሓገዝ ክግበረለን፡ 16 ዓለም ለኻዊ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰባት ናብ ዋና…

ብርሕቀት ዝግበር መጽናዕቲ ዘርኢ ምጽናት ትግራይ፡ መንግስቲ ትግራይ ከምዘይትቅበል ኮምሽን መጽናዕቲ ጆኖሳይድ ትግራይ ኣፍሊጡ።

ኮሚሽነር ኮምሽን መጽናዕቲ ጆኖሳይድ ትግራይ ኣይተ የማነ ዘርኣይ  ምስ ትግራይ ቴሊቭዥን ኣብ ዝገበሮ ጻኒሒት መንግስቲ ትግራይ…

ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ቅርስታተይ ካብ ኢትዮጵያ ክምልስ እየ ኢላ።

ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ጥንታውን ሃይማኖታውን ቅርስታትን ንዋያትን ትግራይ ብዓለም ለኸ ሕጊ ናብ…