Latest
ሕብረት ኣውሮፓ ሰራዊት ኤርትራ ካብ መሬት ትግራይ ክወፅእ ፀዊዑ።
ሕብረት ኣውሮፖ ተረሲዑ ዘሎ ጉዳይ ወራር ትግራይ ዕልባት ክረክብ ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ። ሓላፊ ጉዳያት ወፃእን ድሕንነት ፖሊስን…
ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ፡ ብሰንኪ ህወሓት ዓቕሚ ዘተ ትግራይ እናወረደ ዕፃ ትግራይ ካብ ኢድና ይወፅእ ኣሎ ክብል ከሲሱ።
ኣብ መንጎ ስርዓት ኢትዮጵያን ህወሓትን ክካየድ ዝተብሃለ ድርድር፡ ኢትዮጵያ ናይ ምድሓንን ምቕፃልን ባህግን ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ…
መንግስቲ ኢትዮጲያ ህዝቢ ትግራይ ገንዘቡ ከይጥቀም ኣገልግሎት ባንኪ ዓፅዩ ከቢድ ግፍዒ ይፍፅም ከምዘሎ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ።
ስርዓት ኢትዮጲያ ን20 ኣዋርሕ ንልዕሊ ሽዱሽተ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ገንዘቡ ከይንቀሳቐስን ከይጥቀምን ባንኪታት ብምዕጻው ከቢድ ግፍዒ…
ብሄራዊ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ኮነ ተባሂሉ እዚ “ፓርክ ወያነ” እዩ ብዝብል ከቢድ ጉድኣት ክበፅሖ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ብሄራዊ ፓርክ ቃፍታ ሸራሮ ብሰንኪ ኲናት ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ኢትዮጵያ በዓል ስልጣን ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኣፍሊጡ።…
ብሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘተ ሰላም ኢትዮ-ትግራይ፡ ኤርትራ ክትሳተፍ ሓሳብ ምቅራቡ ከምዘተሓሳስቦ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ኣፍሊጡ።
ፍሉይ ልኡኻት ሕብረት ኣውሮጳን ኣሜርካን ናብ መቐለ ዝገበርዎ ዑውደትን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጾኦ መግለጺ ስዒቡን ዓለም…
ውድብ ዓረና ትግራይ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጲያን ትግራይን ዝግበር ዘተ ብሓደ ውድብ ጥራሕ ክሳለጥ ከምዘይግባእ ኣፍሊጡ።
ቪኦኤ ዘዘራረቦ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ውድብ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራስን ልኣለውነትን ኣይተ ዓምዶም ገብረስላሰ ኣብ መንጎ መንግስቲ…
ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ልዝብ ክጅምሩ ኣሜሪካ ከምተተባብዕ ሓቢሩ።
ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ዝተመርሐ ዑደት ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ዘውጽኦ መግለፂ፡ መንግስቲ…
ኣብ ትግራይ ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት ኣስታት 500 ሽሕ ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ።
ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት ቁፅሪ ዝሞቱ ሰለማውያን ሰባት ኣስታት 500 ሽሕ ከምዝበፅሐ ኣገልግሎት ዜና…
ኣብ ትግራይ፡ ዝኣተወ ሰብኣዊ ረዲኤት ዛጊድ ብሰንኪ ሕፅረት ነዳዲ ክከፋፈል ከምዘይከኣለ ሑቡራት ሃገራት ገሊፁ።
ኣብ ትግራይ፡ ዝኣቱ ሰብኣዊ ረዲኤት ዋላ እኳ እንተቐፀለ ኮይኑ ግና ብሰንኪ ሕፅረት ነዳዲ ናብ ሕብረተሰብ ክከፋፈል…
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ተምሃሮ ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ከምዝቃወም ማሕበር ተምሃሮ መላእ ኣፍሪቃ ገሊፁ።
ማሕበር ተምሃሮ መላእ ኣፍሪቃ “AASU” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተምሃሮ ተወላዶ ትግራይ ዝተፈፀመ ሓይላዊ…
ሕብረት ኣፍሪቃ ከይዲ ዘተ ሰላም ትግራይ ዝተሓላለኸ ንክኸውን ይሰርሕ ከምዘሎ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ።
ሰራዊት ኤርትራ ዶባት ጢሒሱ ትግራይ ክወርር ከሎ ቢሒም ከይበለ ዝፀንሐ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ልዕሊ ዝተኻየደ ወራር…
መበል 33 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይኽበር ከምዘሎ ተገሊፁ።
መበል 33 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ፡ ካብ ነሓሰ 01 ክሳብ 10 ነሓሰ 2014 ዓ.ም…
ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሱዳን ዝርከቡ ተጋሩ ህጹጽ ሓገዝ ክረኽቡ 22 ኣባል ኮንግረስ ኣሜርካ ጸዊዖም።
ብራድ ሸርማንን ኮሪ ቡከርን ዝርከብዎም 22 ኣባላት ኮንግረስ ኣሜርካ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ልዕሊ 60 ሽሕ ስደተኛታት…
ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቛርን ልቓሕን ፋና መንእሰይ ኮር ባንኪግ ከምዝጀመረ ተሓቢሩ።
ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቛርን ልቓሕን ፋና መንእሰይ ብናይ ውሽጢ ዓቕምን ብናይ ትግራይ ክኢላታትን ተሓጊዙ ናይ ማሕበር…
ገለ ተመዛበልቲ ከተማ መቐለ ዝወረደና ፀገም ልዕሊ እዚ ክንፃወሮ ኣይንኽእልን ኢሎም።
ኣብ ማእኸላት መዕቖቢ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ብሰንኪ ጥሜትን ሕማምን ንሞት ይቃልዑ ከምዘለው ገሊፆም። መተሓባባሪት መዕቖቢ…
ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ዘላቒ መፍትሒ ዘይምርካቡ ከምዘተሓሳሰቦም ተመዛበልቲ ተዛሪቦም።
ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ጉዳይ ምዕራብ ትግራይ ቀንዲ ኣጀንዳ ንሰብኣዊነት ዝግደስ ሰብ ክኸውን እናተገበኦ ይርሳዕ…
ሓረስታይ ብሰንኪ ጥምየት ፃህያይ ክፅሂ ኣይክኣለን- መግለፂ ሳወት
ውድብ ሳልሳይ ወያነት ትግራይ ኣብ ሰሙናዊ መግለፂኡ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ጥምየት ከምዝርከብ፣ ብፍላይ ክዓ ኣብ…