Latest
ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ኣብ መላእ ኢትዮጲያ ተዳጊኖም ዘለው ተጋሩ ክፍትሑ ጸዊዑ።
ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ኣብ መላእ ኢትዮጲያ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ተዳጊኖም ዘለው ብዓሰርተታት ኣሸሓት…
ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፡ ኣትሌታት ትግራይ ምስ ስድራቤቶም ክራኸቡ ስርዓት ኢትዮጵያ መንገዲ ክኸፍት ፀዊዓ።
ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፡ ኣትሌታት ትግራይ ምስስድራቤቶምን ኣዝማዶምን ክራኸቡ ስርዓት ኢትዮጵያ መንገዲ ክኸፍት ተማሕፂና። ኣትሌታት ትግራይ ስድራቤቶም…
ህልዊ ኩነታት ትግራይ ንምዕዛብ ናብ ትግራይ ዝገሹ ወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ብስርዓት ኢትዮጵያ ከምዝተኸልከሉ ተፈሊጡ።
ኣብ ትግራይ ዘሎ ህልዊ ኩነታት ንምዕዛብ ምስ መንግስቲ ትግራይ ንምርኻብ ሕቶ ዘቕርቡ ወከልቲ ዓለምለኸ መንግስታት፣ ወከልቲ…
ፕረዚደንት ዓለም ለኸ ግብረ ሰናይ ኤም ኤስ ኤፍ ስፔን ፓውላ፡ ናብ ትግራይ ንምብፃእ ዘቕረብኦ ሕቶ ብስርዓት ኢትዮጵያ ተነጺጉ።
ፕረዚደንት ዓለም ለኸ ግብረ ሰናይ ኤም ኤስ ኤፍ ስፔን ፓውላ ሪሊ ቅድሚ ሒዲት መዓልታት ናብ ትግራይ…
ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ገበናት ኲናት ዝምልከት ሓበሬታ ዘለዎ ኣካል ንመርማሪት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ጥቆማ ክህብ ፃውዒት ቀሪቡ።
ዓለምለኸ ጉጅለ መርማሪት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዝተፈፀሙ ገበናት ኲናት ንምምርማር ዉልቀ ሰባት፣ጉጅለታትን…
ህፃናት ትግራይ ስሩዕ ክታበት ብዘይምርካቦም ወሎዶዊ ዘላቕነት ኣብ ሓደጋ ምውዳቑ ተሓቢሩ።
ህፃናት ትግራይ ንክልተ ዓመት ግልጋሎት ስሩዕ ክታበት ብዘይምርካቦም ወለዶኣዊ ዘላቕነት ህዝቢ ትግራይ ንሓደጋ ከምዝተቓለዐ ተገሊፁ። ኣብ…
ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶከተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፡ ብተቐወምቲ ውድባት ዝተፈፀመ ተግባር ንመኸተ ዘይጠቅም ከምዝኾነ ገሊፁ።
ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፡ ብተቐወምቲ ውድባት ዝተፈፀመ ዝበሎ ተግባር ንመኸተ ዘይጠቅም ከምዝኾነ ሓቢሩ። ዶክተር…
ውድብ ጥዕና ዓለም ንትግራይ ካብ ዝመደቦ 20 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ሕክምና 4 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን ጥራይ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ።
ውድብ ጥዕና ዓለም ጨንፈር ኢትዮጵያ ንትግራይ ክልእኾ ካብ ዝመደቦ 20 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ሕክምና እቲ 4…
ኣብ ትግራይ 671 ሓናጡ ብስእነት ሕክምናዊ ግልጋሎት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣብ 2014 ዓ.ም ሪፖርት ካብ ዝገበራ ትካላት ጥዕና ብመሰረት ዝተረኸበ…
መንግስቲ ትግራይ ምስ ዓለም ለኻዊ ኮምሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ዘለዎ ምትሕብባር ደው ከብል ከምዝክእል ኣጠንቂቑ።
ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት መንግስቲ ትግራይ: ዓለም ለኻዊ ኮምሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጲያ ናብ ኢትዮጲያ ክገብሮ ዝሓሰበ…
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንምዝታይ ናብ ኢትዮጲያ ከምዝገይሽ ተሓቢሩ።
እቲ ንዴቪድ ሳተርፊልድ ተኪኡ ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝኾነ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ጉዳይ…
ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ዝኣወጀት ኢትዮጵያ መጠን ዕዳኣ ልዕሊ 56 ቢልዮን ዶላር ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ።
ብመሰረት ሓበሬታ ባንኪ ዓለም ስርዓት ደርግ ካብ ስልጣን ክእለ እንከሎ ኢትዮጵያ 9 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ከምዝነበራን…
ኣብ ሃገረ ኢንግሊዝ፡ ትግራዋይ ተመራቒ ኣብ ስነስርዓት ምርቕኡ ንጆኖሳይድ ትግራይ ኣቃሊዑ።
ኣብ ሃገረ ኢንግሊዝ፡ ትግራዋይ ተመራቒ ኣብ ስነስርዓት ምርቓ ትምህርቱ ባንዴራ ትግራይ ሒዙ ብምውፃእ ንጆኖሳይድ ትግራይ ኣቃሊዑ።…
ኣብ ዓፋር ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝተፈጸመ ጅምላዊ ቅትለት ዘቃልዑ ተጋሩ ከምዝተኣሰሩ ተገሊፁ።
ኣብ ዓፋር ጅምላ መቓብራት ተጋሩ ዘቃልዑን ዓጸቦ እሱራት ዘቃልሑን ኣስታት ሽዱሽተ ተጋሩ ብሓይልት ፀጥታ ኢትዮጵያን ዓፋርን…
ኣሜሪካ፡ ጥምየት ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም ዝኹንን ሕጊ ንምፅዳቕ ውሳነ ኣሕሊፋ።
ኣሜሪካ፡ ጥምየት ከምመሳርሒ ኲናት ምጥቃም ዝኹንን ሕግን ውሕስና ምግቢ ኣብ ምርግጋፅ ትኹረት ክግበርን ዝቐረበ መበገሲ ሓሳብ…
መንግስቲ ሶማሊያ፡ ወታደራት ሶማልያ ኣብ ኲናት ትግራይ ምስታፎም ኪሒዱ።
ወሃቢ ቃል ቤት ጽሕፈት ፕሬዝደንት ሶማልያ ዓብደልከሪም ዓሊ ካር ወታደራት ሶማሊያ ኣብ ኲናት ትግራይ ምስታፎም ሕሶት…
ኣብ መቐለ ዋጋ ንምግቢ ዝውዕሉ እኽልን ጥራምረን ካብ እዋና ናብ እዋን ይውስኽ ከምዘሎ ነበርቲ መቐለ ገሊፆም።
ጋዜጠኛ ቪኦኤ ኣብ መቐለ ዕዳጋ ሶኒ( ዕዳጋ ዓዲ ሓቂ) ተረኪቡ ዘዘራረቦም ነበርቲ መቐለ ከምዝገለጽዎ ዋጋ ዕዳጋ…
ኣብ ልዕሊ መዓድንን ኢነርጅን ትግራይ ዝለዓለ ዕንወትን ጉሕለትን ከምዝበፅሐ ኣብ ቢሮ መዓድንን ኢነርጅን ትግራይ ዳይሬክቶሬት ኢነርጂ ኣይተ ማሓሪ ወልደኪሮስ ገሊፆም ።
ስርዓት ኢትዮጵያን መላፍንቱን ኣብ ዓውዲ መዓድን ኢነርጂን ትግራይ ከቢድ ዕንወትን ጉሕለትን ዝፈጸሙ እንትኸውን ኣብቲ ዓውዲ ዝበፅሐ…
“ከም ህዝቢ ኢኹም ተረጊምኩም”- ስቓይ ተጋሩ ቤት ማእሰርቲ ሃይቅ
ኣብ መዕቆቢ ሃይቅ ዝርከቡ ተፈናቐልቲ ትግራይ ኣብ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ኩነታት ከምዝርከቡ ንያበለ ሚዲያ ገሊፆም። ነቲ ኣብ…
ኣባል ሴንቴራል ኮማንድ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ገለ ተቓወምቲ ውድባት ትግራይ ንመኸተ ዕንቅፋት ይኾኑ ኣለው ክብል ከሲሱ።
ኣባል ሴንተራል ኮማንድ ትግራይን ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይን ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ንዘተ ሰላም ዝምልከት ኣብ ትግራይ…