ላዕለወት ኣመራርሓ ኦሮሞ ፌደራላሲት ኮንግረስ(OFC) መንግስቲ ኢትዮጲያ ንሰላምን ዕርቅን ዘለዎ ቁሩቡነት ብተግባር እውን ከረጋግጽ ጸዊዖም።

ድሕሪ ሞት ስነ ጥበባዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ንዛሓለፉ 18 ኣዋርሕ ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ጃዋርን በቀለ ገርባን…

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ ጀኖሳይድ ብስእልን ቅርፅን ኣብ ዝቐረበሉ ኤግዚብሽን ዝተሳተፉ ተጋሩ ፈተናታት ንምብርዓን ብስምረት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀሙ ግፍዕታትን ተስፋ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ብሕብራዊ ቅብኢ ስእሊን ቅርፅን ዝተሰነየ ኤግዚብሽን…

ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ 30 ዓመታት ዘጥረዮ ሃብቲ ንብረቱ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነዎ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፁ።

ኣብ 6ይ ዘበን 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ መንግስቲ ትግራይ ተረኺቦም ፀብፃብ ህልዊ ኩነታት ትግራይን ኣፈፃፅማ…

ሓገዝ ወሃብቲ ኣካላት ኣብ ትግራይ ስረሖም ደው ከምዘበሉ ተገሊፁ።

ብሰንኪ ተኸታታሊ ደብዳብ ነፈርቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካልኦት ሓገዝ ወሃብቲ ኣካላትን ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ዘካይድዎ…

ስርዓት ኢሳያስ ብሸነኽ ሰሜን ምዕራብ ሓድሽ ኲናት ከምዝኸፈተ ተገሊፁ።

ስርዓት ኢሳያስ ብሸነኽ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ፣ ኣብ ሸራሮ ከባብታት ዓዲ ፀፀር ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ መጥቃዕቲ…

ኣብ ደቡባዊ ትግራይ ዓሪዱ ዝፀነሐ ወራሪ ሓይሊ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ሰብኣዊ ኪሳራ ከምዝበፅሖ ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ገሊፁ።

ተስፋሕፋሕቲ ሓይሊ ኣምሓራ ኣብ ደቡባዊ ትግራይ ዓሪዱ ኣብ ልዕሊ ናይቲ ኸባቢ ነባሪ ንብረትን ጥሪትን ብምዝራፍን ሰለማዉያን…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ተመዛበልቲ ወገናት ዝገበሮ ደብዳብ ካብ ወታደራዊ ዕላማ ወፃኢ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ቅድሚ መዓልታት መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ደደቢት ኣብ ዝርከብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ብዝገበሮ ሰለስተ…

ማሕበረሰብ ዓለም ምፅናት ዘርኢ ንምክልኻል ቅልጡፍ ስጉምቲ ክወስድ ትካል ትምህርታዊ ሓገዝ ንመናእሰይ ኣይስ ፀዊዓ።

ማሕበረሰብ ዓለም ብህልቀት ተጋሩ ካብዝጠዓስ ሎሚ ብሰንኪ ዕፅዋን ክባን ዝተፈጠረ ምፅናት ዘርኢ ተጋሩ ንምክልኻል ቅልጡፍ ስጉምቲ…

ብምኽንያት በዓል ልደት ን275 ዝተፀገሙ ኣረጋውያን ደቂ ኣነስትዮን ህፃናትን እንግዶት ምሳሕ ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ።

ካብ ማሕበረሰብ መቐለ ብዝተረኸበ ድጋፍ ብምኽንያት በዓል ልደት ን275 ዝተፀገሙ ኣረጋውያን ደቂ ኣነስትዮን ህፃናትን እንግዶት ምሳሕ…

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዘካየዶ ዕፅዋን ክባን ስዒቡ ዋጋ ሓደ ኪሎ ጨው 1500 ሚእታዊ ወሰኽ ኣርእዩ።

መብዛሕትኦም ሃለቕቲ ንብረታት ስለዝተወድኡ ዝተፈጠረ ቁጠባዊ ምቅዋስ ናብ ዝኸፈአ ጠርዚ ምብፅሑ ከምዘተሓሳሰቦ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር…

ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ኣብ ዝርከባ ከባብታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍፀም ዘሎ ፅንተት ከምዘተሓሳሰባ ማሕበር ጉዳኣት ኣካል ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ኣፍሊጣ።

ንዞባ ምዕራብ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ኣብ ዝርከባ ከባብታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍፀም ዘሎ…

ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራ ን30 ሰላማውያን ተጋሩ ካብ ቤት ማእሰርቲ ደሴ ኣውፂኦም ከምዝረሸንዎም ውፃእ መዓት እቲ ቤት ማእሰርቲ ሓቢሮም።

ንሕና እውን ሰራዊት ትግራይ እንተዘይበፅሐልና በቢክፍሉ ነዳዲ ኣዳልዮም ከቃፅሉና ኔሮም ክብሉ ካብ ደሴ ዝተመዛበሉ ስድራ ተዛሪቦም።…

ውድብ ጥዕና ዓለም ቀረብ ኣፋውስ ናብ ትግራይ ከእቱ ከምዘይከኣለ ሓቢሩ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ዕፅዋን ክባን ቐረብ ኣፋውስ ናብ ትግራይ ከእቱ ከምዘይከኣለ ውድብ ጥዕና…

መፃኢ ዕድል ትግራይ ብህዝቢ ትግራይ ጥራይ ዝውሰን ከምዝኾነ ዶ/ ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፁ።

ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ንህልዊ ኩነታት ትግራይን ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ምስ ማዕኸን ዜና ስኤን ኤን…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ 75 ሰባት ብኮቪድ 19 ከምዝተለኸውፉ ተገሊፁ።

እቲ ካብ 18 ክሳብ 24 ታሕሳስ 2014ዓ.ም ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና 75 ሰባት…

ሰራዊት ትግራይ፡ ሐዚ ንዘሎ ክባ ፈንፂሑ ናይ ምውፃእ ሙሉእ ዓቕሚ ከምዘለዎ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፁ።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ነዊሕ ርሕቐት ናብ ማእኸል ዓዲ ተጓዒዙ ናብዚ እንትበፅሕ ገዚፍ ናይ ፀላኢ ዓቕሚ እናሰበረን…

ኣሜሪካ፡ ንጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ሓዲሽ መሪሕነት ከምእትመዝዝ ተሓቢሩ።

ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ትሽዓተ ኣዋርሕ…

ተሓከምቲ፡ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ኣብ ከቢድ ኩነታት ከምዝወደቑ ሰብ ሞያ ሕክምና ኣፍሊጦም።

ዶካትርን ባዓል ሞያታት ጥዕናን ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል እቲ ትካልን ተሓከምቲን ዘለውዎ ኩነታትት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውጽእዎ ናይ…

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ክሳብ ሐዚ 143 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊፁ

ስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ እዚ ዓመት ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ ኣብ ትግራይ ብዝፈጸሞ ደብዳብ ድሮንን ንፈርቲን …

ፍሉይ ልኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጄፌሪ ፌልትማን ጽባሕ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣቱ ተሓቢሩ።

ፍሉይ ሉኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጄፌሪ ፌልት ማን ጉዳይ ሰላም ኣመልኪቱ ንምዝታይ ናብ ኢትዮጲያ ጽባሕ…