ግፍዒ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምቅላዕ ኣብ ዝተረኸቡ መድረኻትን ማሕበራዊ ርክባትን ብምኻድ ኩሉ ዓለም ንኽፈልጦ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠረ ኩናትን ክባን ዕፅዋን ንኸብቅዕን ኢሉ እዉን ማሕበረሰብ ዓለም ንኽፈልጦን ኣብ ዝተፈላለዩ…

ሰራዊት ትግራይ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብምንስሓቡ ጥንኩር ቁመና ክዉንን ከምዘኽኣሎ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ሰራዊት ትግራይ ካብ ዝተቖፃፀሮም ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን መስመራት ፅዕፁዕ ደብዳብ ድሮን ይካየደሉ…

ብስርዓት ኢትዮጲያን መሻርኽቱን ኣብ ኣብዓላ ልዕሊ 250 ተጋሩ ብግፍዒ ከምዝተቐተሉ ተሓቢሩ።

እቲ ብትእዛዝ መንግስቲ ኣብዪ ኣሕመድ ተጠናኺሩ ዝቐፀለ ፅንተት ተጋሩ; ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ…

ጥምየት ህዝቢ ትግራይ ኮፍ ኢሉ ዘይዕዘብ ገዚፍ ተዋጋኣይ ሓይሊ ድልዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ስርዓት ኢትዮጲያ ንፃዉዒት ሰላም ተሓሲሙ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዝፍፅሞ ዘሎ ሰብ ሰራሕ ጥምየትን ግፍዕን ኢዱ…

ኣባላት ማሕበር ደቂ ስዉኣት ትግራይ ንሰራዊት ትግራይ ዝዉዕል መድረኽ ደም ልገሳ ኣሳሊጦም።

ነቲ ምእንተ ህላወን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ይካሻሕ ንዘሎ ሰራዊት ትግራይ ደምና ኣይንስስዕን ብምባል ኣባላት ማሕበር ደቂ…

ዝኽሪ ሰማእታትን ምዉላዕ ጥዋፍን ኣብ ዓድን ወፃእን ብመንግስትን ህዝብን ትግራይ ተሳሊጡ።

14 ታሕሳስ 2014 ዓ/ም ነቶም ምእንተ በጃ ህዝቦም ሂወቶም ዝገበሩ ቀያሕትን ፀለምትን ተጋሩ መዓልቲ ዝኽርን ምዉላዕ…

ሰራዊት ትግራይ ዓወት ኣብ ልዕሊ ዓወት ንኸመዝግብ ኪነ-ጥበብ ትግራይ ዝለዓለ ብፅሒት ከምዝነበሮ ተገሊፁ።

ህዝቢ ትግራይ ነቲ ከም ህዝቢ ንኽጠፍእ ተሃቂንሉ ዝመፀ ሓደጋ ንምምካት ኮነ መሰል ዓርሰ ዉሳነኡ ንምርግጋፅ እቲ…

ኣብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ግፍዒ ጠጠዉ ንኽብል ዝፅዉዕ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ መፀዋዕታ ፆምን ፆለትን ትግራይ ቀሪቡ።

ንልዕሊ 400 መዓልታት ዝፀነሐ ኩናት ትግራይ እሞ ድማ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተጋደደን ቆላሕታ እናቐነሰን ስለዝኸይድ…

መንግስቲ ትግራይ ንሰለማዊ ዘተ ዘለዎ ቅርቡነት ዘረጋግፅ ካብ ትግራይ ወፃኢ ንዘለዉ ኩሎም ወታደራቱ ንኽወፁ ከምዝኣዘዘ ገሊፁ።

መንግስቲ ትግራይ ካብ መሬት ትግራይ ወፃኢ ማለት እዉን ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝነበሩ ሰራዊት ትግራይ ካብቲ…

ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝተገበረ ጨፍጫፍ ንፁሃት ተጋሩ ከምዘሕዘኖም ዉድባት ሳልሳይ ወያነን ዉድብ ነፃነት ትግራይን ገሊፆም።

ቅድሚ ሒደት መዓልታት ኣብ ከተማ ኣላማጣ ንተኸታታሊ ክልተ መዓልታት ብትእዛዝ መንግስቲ ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…

ስርዓት ኢትዮጲያ ደብዳብ ነፈርትን ድሮንን ኣብ ከተማታት ምላዛት ማይጨውን ኮረምን ኣካይዱ።

ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መንበረ ቅዲሳን ቁሸት ምላዛት ኣብ እትበሃል ቦታ ኣብ ልዕሊ ዕዳጋ ኣብ ዝነበረ…

ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ተጋዳላይ ክንደያ ዝተሰርሐት ፊልሚ “ኣፍላም”‘ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ንምርኢት በቒዓ።

ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘሕለፎም ተጋድሎ ሓደ ዝኾነ ኣብ ኣንፃር ስርዓት ደርጊ ካብ ዝተኻየደ ቃልሲ ሓደ ታሪኽ…

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀሞም ገበናት ኲናት ክቃለስ ካብ ኣሜሪካ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ክፅምበር ከምዝደፋፈኦ ተጋዳላይ ሰዓረ ገሊፁ።

ኣብ ኣሜሪካ ኾይነ ብዝተዓዘብክዎ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ ዝወርድ ዝነበረ ግፍዒ ኣለዓዒሉኒ እየ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ተፀምቢረ…

መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጵያ፡ ተግባር ምስይጣን ብሄረ ተጋሩ ከምዝቐፀልሉ ተገሊፁ

ኣብ ቤተ እምነት ናብ ፈጣሪ ፀሎት ከቕርብ ዝተኣከበሉ መእመናን ብመራሕቲ ሃይማኖት ኣምሓራ ንተጋሩ ክትፈርሑ የብልኩምን ኣብ…

ፀሓፊ ታሪክን ተመራማሪርን መምህር ገብረኪዳን ደስታ ዓሪፎም።

ሎሚ 07 ታሕሳስ 2014 ዓ/ም ፀሓፊ ታሪክ ዝኾኑ መምህር ገብረኺዳን ደስታ ብሰንኪ ተላባዲ ሕማም ኮረና ኣብ…

ኣብ ትግራይ፡ ሓደሽቲ ኣባላት ኮማንዶ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተመሪቖም።

እቶም ዕሉላት ደመኛታት ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ስርዓታት ኢትዮጲያን ኤርትራን ከምኡዉን ተስፋሕፋሕቲ ሓይልታት ኣምሓራን መሊእኻ ንምቅባፅን ዝሓዝዎም…

ብርክት ዝበላ ዓለም ለኻዉያን ትካላት ብምኽንያት ቅልዉላዉ ኢትዮጲያ ካብ ኣዲስኣበባ ናብ ኬንያ ናይሮቢ ይቕይራ ምህላወን ተገሊፁ።

ብምኽንያት ዘይቅርዑይ ምሕደራ ስርዓት ኢትዮጲያ፡ እታ ሃገር ኣይካብ ቁጠባ፣ ዲፕሎማሲ፣ሰላምን ምርግጋዕን ዞርሞ ዘርሞ ኮይና ምህላዋ ይፍለጥ።…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ተጋሩ ኣንፃር ሃገር ዓረብ ኢምሬትስ ዘቕነዐ ዉዕዉዕ ሰልፊ ኣሳሊጦም።

ዓረብ ኢምሬትስ ንኢትዮጲያ ከም ዋና ዓንዲ ሑቐ ኮይና ካብ መፈለምታ እቲ ኩናት ክሳብ እቲ ሐዚ በፂሑሉ…

ኣብ ሃገረ እስራኤል ምርኢት ባህሊ ራያ ብነበርቲ እታ ዓዲ ዝኾኑ ራያቶት ተሳሊጡ።

ተወለድቲ ራያ ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝነብሩ ዕላምኡ ንሕዉየት ትግራይ ዝዉዕል እቶት መተኣኻኸቢ ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ባህሊ ምርኢታት…

ኣብ ዝባን መርከብ ኲናት፡ ኮይኑ ትግራይ ትዕወት ኢሉ ዝጨረሐ ሰብኣይ መዘራረቢ ኮይኑ።

ኣብ ሓንቲ ዋንነታ ናይ ኣሜሪካ ከምዝኾነት ዝተገለፀት መርከብ ውግእ ተሳፊሩ ትግራይ ትዕወት ብምባል ዝጨረሐ ኤርትራዊ ኣማኒኤል…