Latest

ሰራዊት ትግራይ ብቐፃልነት ህላወ ህዝቢ ትግራይ ዘውሕስን ብቕዓቱ ዘመስከረን ከምዝኾነ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ገሊፆም።

መበል 47 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ካልኣይ ወያነ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ…

ዋና ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተሸላሚ ፍሉይ ሰብኣዉነት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፍሉይ ሽልማት ሰብኣዉነት ወይ Special Ubuntu Award ብብርኪ ኣፍሪካ ኮነ ዓለም ብሉፅ ስራሕቲ ንዝዓመሙ ሰባት ብዘርኣይዎ…

ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኣተወ ተገሊጹ።

እቲ ኣምባሳደር ትማሊ 13 ለካቲት 2022 ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኣተወ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ኣሜሪካ…

ዝተጀመረ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ብመስርሕ ናብ ዝተደገፈ ዘተ ሰላም ክዓቢ ማሕበረሰብ ዓለም ብትኹረት ክሰርሐሉ ማሕበር ምሁራን ዩኒቨርሲቲታት ትግራይ ፀዊዑ።

ኲናት ትግራይ ብሰላማዊ መፍትሒ ዕልባት ንምግባር ዝተጀመረ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ናብ ብመስርሕ ዝተደገፈ ልዝብ ሰላም ክዓቢ ማሕበረሰብ…

ሰንሰለት ቃልሲ ዓርሰምሕደራ ህዝቢ ትግራይ ብምፅናዕ ንውሕስና ትግራይ ምርብራብ ከምዘድሊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ገሊፁ።

ሰንሰለት ቃልሲ ዓርሰ-ምሕደራን ዓርሰ-ምርኮሳን ህዝቢ ትግራይ ብምፅናዕ ንዘላቒ ውሕስና ትግራይ ብፅንዓት ምርብራብ ከምዘድሊ ቢሮ ርክብ ህዝብን…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተሪር ስጉምቲ ክትወስድ ከምእትኽእል ኣጠንቂቃ።

ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ዝፈቅድ ውሳነ ኣሕሊፉ።…

ቅርስታት ትግራይ ኣብ መርበባት ኢንተርኔት ዕዳጋ ንመሸጣ ከምዝቐረቡ ተገሊፁ።

ብርክት ዝበሉ ካብ ትግራይ ዝተዘመቱ ቅርሲታት ካብ ቀረባ እዋናት ጀሚሩ ኣብ ናይ ዕዳጋ ድህረ ገጻት ሕሱር…

ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ጎድና ጎድኒ መኸተ ፀላእቲ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ዓቕምና ፀንቂቕና ልምዓት ክንክን ሃፍቲ ተፈጥሮን ዕቀባ ማይን ሓመድን እናሳለጥና ፀላእትና ብምምካት ዓወትና ክነቃላጥፎ ይግባእ ክብሉ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ማዕቀብ ክተነብር ከምእትኽእል ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ንዝፈጸመቶ ገበን ተሓታቲት ከይኮነት፣ ዕጽዋ ትግራይን መጥቃዕቲ ኣብ ተጋሩን ጠጠው ከይበለ ድቃስ ከም…

ህዝብታት ትግራይን ዓፋርን ብምድማይ ዕድመ ስልጣኖም ከናውሑ ዝደልዩ ሓይልታት ከምዘይሰምረሎም ኣባላት ሰራዊት ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ገሊፆም።

ታሪኻዊ ፀላኢ ህዝቢ ዓፋር ብልፅግናን ስዓብቱን እምበር ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ከምዘይኮነ ዝሓበሩ እቶም ኣባላት ሰራዊት፣ ህዝቢ…

መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ መጠንቀቕታ ሂቡ።

መንግስቲ ኣሜርካ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጲያ ንዝርከቡ ዜጋታቱ መጠንቀቕታ ዘይተረጋገዐ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ኩነታት እታ ሃገር መሰረት ብምግባር…

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ንዝፈጸሞም ገበናት ኲናትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ክሲ ተመስሪቱሉ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንዝፈጸሞም ገበናት ኲናትን ግህስት ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ኮሙሽን መሰል ሰብኣውነትን ህዝቢታት…

ኣብ ክልል ዓፋር ብዘሎ ህዉከት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምእታው ከምዝተፀገመ ሕብረት ኣውሮፓ ኣፍሊጡ።

ሕብረት ኣዉሮፓ ኣብ ዘዉፅኦ መፅናዕቲ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጲያ – ዓፋር በቢጊዚኡ ዝጋደድ ዘሎ ቅልዉላዉ ድሌት ሰብኣዊ…

መራሕቲ ሃይማኖት ቤት ክርስትያን ኦርቶዶክስ ትግራይ ካብ ዝቕፅል 7 ለካቲት ክሳብ 13 ለካቲት ክፆሙ ሓበራዊ ጉባኤ ኣህጉረ ስብከት ትግራይ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 400 መዓልታት ቀፂሉ ዘሎ ዕፅዋን ክባን ብሕፅረት ኣፋውስን ምግብን ዝሞት ዘሎ ህዝቢ…

ብሰንኪ ጥሜት ስርሖም ከቋርፁ ከምዝተገደዱ ሰብሞያ ጥዕና ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ሓቢሮም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝኣወጆ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ዝቐፀለ ዕፅዋን ክባን ብሕሱም ጥሜት ስርሖም ከቋርፁ ከምዝተገደዱ…

ብመንግስታዊ ዕፅዋ 88 ተሓከምቲ ሰኣን መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ከምዝሞቱ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዘካይዶ ዘሎ ፅንተታዊ ዕፅዋን ክባን 88 ተሓከምቲ ሰኣን መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን…

ትግራይ ንምብራስ ዝግበር ሃቐነ ወለዶ ብምህናፅ ንምምካት ዝካየድ ምትእኽኻብ ናውቲ ትምህርቲ ሓደ ሰብ ንሓደ ተምሃራይ ኩሉ ትግራዋይ እጃሙ ከበርክት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፀዊዓ።

ትግራይ ብኲናትን ዕፅዋን ንምብራስ ዝግበር ሃቐነ ልፍንታውያን ወረርቲ ሓይልታት ወለዶ ብትምህርቲ ብምህናፅ ንምምካት ምንቅስቓስ ምትእኽኻብ ናውቲ…

ህዝቢ ዓፋር ብመስዋእትነቱ ዘረጋገፆ ዓርሰ-ምሕደራ ብምጭዋዩ ምስ ሰራዊት ትግራይ ተዋዲዱ ህልውንኡ ከውሕስ ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ፀዊዑ።

ህዝቢ ዓፋር ብመስዋእትነቱ ዘረጋገፆ ዓርሰ-ምሕደራ ብምልካዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምጭዋዩ ምስ ሰራዊት ትግራይ ተዋዲዱ ህልውንኡ ከውሕስ ሓይልታት…

ብመንግስታዊ ዕፅዋን ክባን ምዝባዕ ስርዓት ጥዕና ብምግጣሙ ግልጋሎት ከቋርፅ ከምዝተገደደ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዘካይዶ ዘሎ ትሉም ዕፅዋን ክባን ምዝባዕ ስርዓት ጥዕና ምግጣሙ ስዒቡ ግልጋሎት…

ምንቅስቓስ ማሕበረ ቅዱሳንን መጋበርያታቱን ካብ ትግራይ ምውጋዶም ክተባባዕ ዝግብኦ ስጉምቲ ከም ዝኾነ ተገሊፁ።

ደርጊ ብ1983 ዓ/ም ምስተሸነፈ ፣ እቲ ወታደር ደርጊ ዝነበረ ሓይሊ በዝሒ ናብ ዋልድባ ገዳም ናብ ደብረሊባኖስ…